እጅገኻ ሰብስብ ሕልናኻ ኣጣናኽር ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ( ልሳን ህዝቢ)፡፡
ንነዊሕ እዋን ዕብዳን ዉልቀ መላኺን ጥፍሽና ሰዓብቱን ንምቅላዕ ደኺምካ ጽዒርካ ንህዝብኻ ክትጥርንፍ ብዘይ ዕረፍቲ ጎይኻ እንሆ ድማ ጸላኢኻን ክሓቅቕ ህዝብኻን ክስስን ጸላእትኻ ዛሕዛሕ ክብሉ ህዝብኻን ክተኣኻኸብ ንዘተ ክዳሎን ትዕዘብ ። እዚ ፍረ ጻዕርኻ ምኻኑ ማንም ኣይስሕቶን ንስኻዉን ብሞያኻ ከም ትሕበን ኣይጠራጠርን ፡አብዚ ንዘብጻሕካዮ ጉዳይ ሃገር እናመስገንኩ ንሓንቲ ዓባይ ቅላዕ እጅገኻ … more