ኤውሮጳ፣ ተሓምበለ፣ ምስ ደለይቲ ፍትሒ! – ኣለና

Alena_NewLogo1

ቀዳማይ ክፋል ኣለና 18 ሚያዝያ 2012 ከምቲ ኣያ ካሕሳይ በዓል ሃዳሙ-ሽላሎ ብወርሒ መጋቢት 1988 ኣብ ግዜ ዓወት ምድምሳስ ግንባር ናቕፋ /ናደው እዝ/ “…ተሓምበለ’የ…ተሓምበለ! … ኣንቲ ጸሓይ መረብ ናይ ልበይ ደሞ ክዛረብ፤ ናይ ልበይ” ዝበሎ፤ ኣነ’ውን ብውሽጢን ብደገን ብዘለዉ ኣባላት ደምበ ኣለና ንዝተዋህበኒ እዋናዊ ተልእኾ ንምፍጻም፤ ኣብዚ ንመጀመርያ ግዜ ዝገበርኩዎ ናይ … more

ሞት ናይዝጊ፤ ሞት ክናና’ዩ! መስፍን፤ ይኣኽለካ ምስ ፎርዖን ምልፋን! – ፍሉይ ጽሑፍ – ኣለና

Alena_NewLogo1

ካልኣይ ምዕራፍ መጽሓፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ብዛዕባ ድርብ ኪዳን ናይዝጊ ክፍሉን ኢሳይያስን  ኢዩ ኣስፊሩ ዘሎ፣  “ኣቦይን ኣደይን ነንበይኑ ጸሎቶም” ከም ዝበሃል ድግም። ኣብ ጉዳይ ገበነኛ ናይዝጊ ክፍሉ ጸሎትናን ጸሎት ኢሳይያስን ነንበይኑ ኢዩ ጸኒሑ፣ ሕማም ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ንዝክረሉ ዝነበርና ግዜ። ‘ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ’ ክንብል’ኳ እንተጸናሕና፤ ንሕና ንቁሩብ እዋን … more

ኣፍ-ኣርክቡ ንሓመድ ድበ ኢሳይያስ! ሳልሳይ ክፋል – ኣለና

Alena_NewLogo1

   “…ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘዐወተና ረቛሒታት ምዕቃብ ምስጢር ኢዩ። ስለዚ ምስጢር ክትዕቅቡ ኣለኩም። ኣነን ኢሳይያስን እንፈልጦ ናይ ሳሕል ምስጢር ንህዝቢ ኤርትራ እንተዝንገሮ፣ ብሙሉኡ እዚ ህዝቢ’ዚ ምተጸለለ ነይሩ።” ቃል ናይዝጊ ክፍሉ ሚኒስተር ዜና ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ንኣኼባ ሓለፍቲ እቲ ሚኒስትሪ ካብ ዝበሎ። ሞት ገበነኛታት ህግደፍ ክቕጽል ኢዩ። ጽላል ቀባሮ ተዳልዩ፤ ቋሬጣ … more

ኣፍ-ኣርክቡ ንሓመድ ድበ ኢሳይያስ! – ካልኣይ ክፋል – ኣለና

Alena_NewLogo1

“ዱላ ግርም መድሃኒት ኢያ! ደርግ ብዱላ ምስ ተደሰቐ ኢዩ እሺ ሐራይ ኢሉ ኣብ ኣትላንታ ዝተባህለት ከተማ ብሰላም ንክዘራረብ ተቐሲቡ። ሕጂ’ውን ክሳብ መንግስቱ ሃይለማርያም ስዩም ዝብልን ናጽነት ኤርትራ ጋህዲ ዝኸውንን ብዱላ ክዝበጥ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። እቲ ምንታይ ሰላም ንደርግ መዘናግዒ ገበጣ’ምበር መሰረታዊ ፍታሕ ንምምጻእ ዝጀመሮ ጉዳይ ኣይኮነን። እምበኣር ሃባርም ደቂ ኤርትራ! … more

ኣፍ-ኣርክቡ! ንሓመድ ድበ ኢሳይያስ፤ ቀዳማይ ክፋል – ኣለና – ርሑስ ሓድሽ ዓመት!

Alena_NewLogo1

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2012 ንኩሉኹም ተኸታተልቲ ጽሑፋት ደምበ ኣለና። ንኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን ከኣ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም!! ከምቲ ነፍስ-ሄር ኣቦና ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም ኣብ ናይ ቀደም መጽሓፎም፦ ‘ቂም-ቂም ሰዓት ኣኺላ’ ዝበልዎ፤ እነሆ ድማ ሎሚ መዓልቲ ምስ መዓልቲ፣ ሰሙን ድማ ምስ ሰሙን ተኣኻኺበን ዓመት ይመልኣ ኣለዋ። ሎሚ ሞት ኢሳይያስ! ሞት ክናና … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ – መበል 15 ክፋል – መደምደምታ – ኣለና

Alena_logo1

ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ደቂ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እነሆ እምበኣር እቲ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ከምኡ’ውን ‘ዋዜማ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ’ ብዝብል ኣርእስትታት ቅድሚ ዓሰርተ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝተጀመረ፤ 35 ክፋላት ጽሑፋት ‘ኣለና’ ናብ መደምደምታ በጺሑ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንኩላቶም ኣብ መርበባብት ኢንተርነት ብተገዳስነት ዝሰቐልዎ፤ ብረድዮታት ዘቃልሕዎ ረድዮ ኣሰናን ረድዮ ወጋሕታን … more

ዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን (11)

ብሰንኪ ሕንቃቐን ምሒር ጥንቃቐን፣ ዝናን-ባህታን ትርጉም ስኢኖም ናጽነትን ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢኖም ዝብል ተኸታታሊ ጽሑፍ፣ ኣብ’ዛ ኤርትራና ወሪዱ፣ ንአኮኖሚ ፖለቲካን ማሕበራውን መዳያትና ልቡን ቀልቡን ኣጥፊኡሉ ዘሎ ቅልውላው ብዓቕመይ ከንጸባርቕ ዝፍትነሉ ዘለኹ ጻዕሪ’ዩ። እወ እቲ ጸገም ኣበይ’ዩ ዘሎ መፍትሒኡ ሃሰስ ምእንቲ ክንብሎ’ዩ እቲ ጻዕሪ። ቅድሚ ሕጂ’ውን ዓውድኻ ከም ዘርእኻ ኣብ ትሕቲ … more

ንተጋባእቲ ኮሚሽን፤ ‘ውራይ ከም በዓሉ፣ ስዋ ከም ቡቕሉ!’ ፍሉይ ጽሑፍ ኣለና

encdc_logo_large

ብሰሙኑ! ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዓቢ ውራይ ኢዩ ክቕኒ፤ ውራይ ሃገራዊ ጉባኤ። ሃገራዊ ጉባኤ ፍረ ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ስለዝኾነ፣ ንውጽኢቱ ብሃንቀውታ ክንጽበዮ ባህርያዊ ኢዩ። ንዝጎዓዞ መንገዲ ሽግ ክንውልዓሉ፣ ንዝበጽሖ ደረት-ትርኢት ድማ እምነ-ኩርናዕ ከነቐምጠሉ ዝግባእ’ኳ እንተኾነ፣ ማዕረ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ንክሰርሕ ማዕጾ ኮሚሽን ካብ ዝኹሕኳሕ ኣይወሓደን። ከምቲ ንዝረሃጽካሉ ንብረት ብከንቱ … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( መበል 14 ክፋል ) ኣለና ኣለና

Alena_logo1

ርሑስ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ! ህዝቢ ኤርትራ ናብ መጋርያ ጥፍኣት ኣብ  ዝተሰንደወሉ ግዜ፣ ንሕልና ኣዴታት ዝድብስ ሰብ ኣብ ዝተሳእነሉ ዘመን ኣካሒዳ፤  “እዚ ውን ይሓልፍ!”ዝብል ማህሌት፣ ኣብ ጽላት ምድረ-በዳ ሲናይ ኣንቢብና። እዚ ማህሌት’ዚ ኣብ መወዳእታ ምፍናው ሂወት፤ ብደም ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተጻሕፈ ናትና ቃላት ኢዩ። ትሩፍ ድሕሪ ደጊም! ኣለኻ’ዶ ኣንታ ኤርትራዊ ወደባት!! … more

እዋናዊ ጻውዒት ንመኮንናት ኤርትራ: እምኒ ገበጣ ይውዳእ ኣሎ! – ኣለና ኣለና

Alena_logo1

ኩላትና ኤርትራ ኢዩ ድምጽና። ንግሆን ምሸትን ጸሎትና፣ መኣዲና ክንጅምር ክንውድእ ኤርትራ ኢና እንብል። እወ እቲ ምንታይ ንሳ ዝለዝኾነት ውርሻና። ኦ…መኮንናት ኤርትራ! ዕድመ ገበነኛ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምንዋሕ፣ ነታ ሰባብ ኤርትራውያን ዘጽነተት በትረ ስልጣኑ ንምሕላውን ስቓይ ሓሙሽተ ሚልዮን ህዝብኹም ንምኽዕባትን፤  ‘ተር ከም ዓተር’ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ተተቲዕኩም ዘለኹም ኤርትራውያን መኮንናት! ብፍላይ … more

ዋዜማ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ – መበል 13 ክፋል- ኣለና

Alena_logo1

ሰላም ተኸታተልቲ ጽሑፋት ዋዜማ ዘመነ ቅብጸት ኢሳይያስ! ቁሩብ ስራሕ ስለዝጸዓቐኒ ዝግ ኢለ ቀንየ’ሞ እነሆ ተኸታታሊ ጽሑፍ ደምበ ኣለና። ቅድም ቀዳድም ነቶም ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሙሉእ ዓለም “ስመር” ብዝብል ቴማ ብሰላማዊ ሰልፊታት ዝምክቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ብሓፈሻ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ድማ ብፍላይ ክብሪ ይወሃቦም። ንህዝቢ ኤርትራ ጸባ ኣስቲኹሞ ኢኹም’ሞ ጸባ ስተዩ!! ህዝቢ … more

ሓድሽ ሃንዛ ናብ ዝዓሶወ ሞሶብ! – ፍሉይ ሕታም ብዛዕባ ጉባአ ሰልፊ EPDP – ቀዳማይ ክፋል – ኣለና

ዝኸበረ ሰላምታን ሰናይ ምንዮትን ነቲ ስለ ናጽነት ሃገር ክብል ንሰላሳ ዓመታት ሱባኤ ኣትዩ ፍረ-ጻማ ናጽነት ዝረኸበን፤ ክብርታቱን መሰላቱን ብህግደፍ ዝተጨውየን ኣስላማይ ክስታናይ ወዲ ኤርትራ። … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ – 8ይ ክፋል – ኣለና

ብትኽክል ምግምጋም ካብ ጌጋን ባዕላውነትን ዘድሕን ጥበብ ኢዩ። ደምበ ኣለና ከም ህዝብና ብዝቐሰምናዮ ግብራዊ ተመኩሮ፣ ሓባራዊ ጉዕዞ ስንጭሮታትን ተረተር ሳሕልን፣ ንነፍስ-ወከፎም እዞም ሎሚ ኣብ ዘመነ-ኣካሒዳ ብመንፊት ኢሳይያስ እናተመመዩ ዝመጹ መራሕቲ ህግደፍ፤ … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ሓሙሻይ ክፋል ) ኣለና ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ ሕልናኺ እንታይ’ኮን ምመስከረ!

ኣብ ናይ ሎሚ ርክብና፣ ንኩላትኩም ብምቛም “ሃገራዊ ምንቅስቓስ ደምበ ኣለና” ዝተሰመዓኩም ሓጎስ ንምግላጽ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ዝሰደድኩም ብሓበራ፤ ብፍላይ ከኣ መራሕቲ ሃይማኖት ክልቲኡ እምነታትና፣ ውድባት፣ ሰልፊታትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ምንቅስቓስን ብልቢ አመስግነኩም። እቶም ብዛዕባ ጉዳይ መጽሓፍ ዝሓተትኩም ድማ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብተደጋጋሚ ዝበልኩዎ፣ ኣነ ኣዳልየ ካብ ዝውደኣ ሓያሎይ ኣዋርሕ ገይራ … more