ትዕግስቲ መንእሰያት ዝበርበረ ደም!

GisenDemo3

ሰመረ ዓርከይ፡ ዓለም’ኮ ኣዕለቢጣ ኢያ።ናይ ለውጢ ግዜ ከኣ ብነብሱ ይስግር ኣሎ። መንእሰይና’ሞ ኣካን’ዃ ተዓጊሱ። ካብሕጂ ንንየው በቃ ይኣክል። ንስኻ ግና ነዚ መሪሕ መንእሰይ ክትጅልሕ’’እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ዘዕገርግሩ ዘለው መንእሰያትን ምሁራትን ብልክዕ ኤርትራውያን ዝመስሉ ኢትዮጵያውያን፡ ወይ ድማ  ፍርቂ፡ርብዒ ጐድኖም ዝተለኸዩ ኢዮም“ ኢልካ ኢኻ ኣጻዊትካና። ኦይ!! በል ነገር ዘርኢ ካብ … more

ንምንታይ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኮንካ ምዕልባጥ

ሰላም ኤርትራውያን ድልየትና ስምርትን ምዕብልትን ኤርትራ ክጋሃድ ይምነ፡ እዚ ዘለናዮ ወርሒ ወርሒ ባዓል ነጻነት ኢዩ፡ ነጻነትና ብቖጺርካን ጸዊኻን ጸብጺብካ ዘይውዳእ ናይ ኣርባዓ ዓመታት ውርደት, ስቓይ, ዓመጽ, ቅትለት, ስደት, ሕስረት ክኸውን ኮሎ፡ በቲ ካልእ ድማ ብሓቦን, ኒሕን, ቆራጽነትን, ሓርበኝነትን, ቃልሲን, መስዋእትን መውጋእትን ኤርትራውያን ነጻነት ተረጋጊጹ፡፡

ጋዜጣዊ መግለጺ: ርክብ ክልተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት፡ ምስ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት ፈረንሳ።

ኣብ ፈረንሳ ዝርከባ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት፡ ንክልተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት ብዝገበራልና ዕድመ፡ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ሰዓታት ቕድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን ጽቡቕ መንፈስ ናይ ምርድዳእ ዘለዎ ክልትኣዊ ርክባት ተኻይዱ።

ወራዙት ከም ዓይበት ይቕደዳ ማእምን ከኣ ጥራጥ ተራእዩዋ!

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ስእላዊ መግለጺ ናይ 20 ዓመት ናይ ስራሕ ንጥፈታት ሃገረ ኤርትራ እንዳመላኽዕ ኣእዛን ዝቐድድን ንኣእምሮ ዘናውጽን መናፍሕ ክወቕዕ ወርሑ ኣሕሊፍ ኣሎ። ብሲምፖዚየም ጉዕዞ 20 ዓመት ናጽነት እንዳተባህለ  ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ጉራ ክነዝሕ ንዕዘብ ኣለና። ዋላ ንቐልዓለም እኳ ይኹን እዚ ተጋጊና፣ ካብዚ ተማሂርና ትብል ቅንጣብ ቃል ኣይሞሎቆትን። ከመይ ዝበሉ ብጹኣን … more

ጽንዓት ንዂላቶም ወለድን ቤተሰብን ከምኡ እውን ንዂሉ ኤርትራዊ ዜጋ ፤-

አብዚ እዋነ ብርሰት ድቕናን አኃዋትናን አኃትናን ብመዘናን መግለጽን ዘይርከቦን፤ ሓዘን ተጻዒንና አብ ዘለናሉ እዋን፤ዋላዃ ዂላትና ኤርትራውያን ዜጋታት ሕዙናት እንተዄንና ብዝያዳ ግን እቶም ወለድን ቤተሰብን ብምዃኖም  ብሓበራ ነዚ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ናይቲ ዂሉ ሓዘናትኹም  ምዃና ንገለጽ።

ጋዜጣዊ መግለጺ – ኤር ሄልፕ ነትዎርክ

ብመጀመርያ ማሕበርና ነቶም  ኣብ ዕለት 8 ወርሒ 4  ዝተገብረ ቁዱስ ሰለማዊ ሰልፍ ንዝታሰቱፉ ልዑል ምሥጋና ነክርብ :: እትምንታይሲ ዑዱማት ናይ ዝተፈላለየ ጸግዕን ኣታሕሳስባን ንጽጋም ብምቅማት  ነዚ  ካብ ሓልዮት ዝተበግሰ  ቢመንእሰያት  ዝተገብረ ዝኮነ ፀጊዕ ዘይሓዘ ሂወት ኣድሕን ዕለታዊ ዕዮም ግዝዊ ሽግሮም ወርቃዊ ግዝኦም  ፖልታካዊ እምነቶም ነቲ ዝተበገስናሉ ዕላማ ዕዉት ንምግባር ዝተሓበበሩ ዓቢ ምስጋና … more

እቲ ሓቂ ክበርህ ንተቐማጦ ሃይደልበርግ/ጀርመን

ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ መርበብ ኢንተርነት ገረገር ( Gereger) ሓባሪ ብዝብል ስም ዘውጽኦ፣ ኤሪ ቲቪ አብ ሃይደልበርግ ተጸፊዓ ዝብል ኣርእስቲ ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ  ተቐማጦ ሃይደልበርግ/ጀርመን ትንክፍ ኣቢሉ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ ፡ ኣነ ውን ምቕማጠይ ኣብዚ ኸባቢ ከም ምዃኑ  መጠን ቁሩብ ወስ ከብል ኣፍቁዱለይ።

ነጸብራቓዊ ሓተታ – ከመይ ዘይከውን?

ኣብ ሰማይ ዘሎ ደመና ይሃርሞ ዶኾን ዓድና… (ካብ ዜማታት ነፍሲሄር የማነ ባርያ) ናይ ኤርትራ ነጻነት፡ ኣብ ሃገር ኣሜሪካ ኮይነ ኣብዒለዮ። ኣብዚ ህሞት`ዚ፡ ብሓንሳብ ፡ ሓያል ናይ ሓጎስ ስምዒተይ ብሓደ ወገን  ንሕልናይ ዝወቅስ ድማ በቲ ካልእ ኣብ ሓደ ጊዜ ጦብላሕ በሉኒ። ኤርትራ ነጻነታ ጨቢጣ!!  ዕ-ል-ል-ል-ል-ል!! እብል።

ኣርኪብኩሙሉ ዶ ከኣ!

ህዝቢ ኤርትራ ነታ ህይወት ብሉጻት ደቁ ከፊሉ ዝጨበጣ ናጽነቱ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብዝጠዓሞ ቦታ ኮይኑ ንዘለኣለም ከኸብራ ከም ዝነበር ነጋሪ ዘድልዮ ኣይኮነን።

ስርሒት ፈንቅል ፡ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ክዝከር ዝነብር ብዓል

ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ።

ሙባራክ ከይዱ፡ ዉልቀ-መለኽቲ ተመሳሳሊ ዕጫ ይጽበዮም

ን18 መዓልታት መመላእታ ኣዉያት ህዝቡ ዕሽሽ ብምባል ስልጣኑ ንኸይለቕቕ ሓንጊዱ፡ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሓይሊ ብረት ንልቢ ግብጻውያን ሰይሩ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝጸንሐ ፕረዝደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ፡ ዓርቢ 11 ለካቲት 2011 ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ብወግዒ ኣፍሊጡ።

ፈስቲቫል መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ንምድላው ዝግበር ዘሎ ናይ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሸበድበድ፡ ብሲቪካዊ ማሕበር ኣብ ኖርወይ ተሪር ተቓውሞ የጋጥሞ`ሎ!!

እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡

Tunisian army gets praises

Tunis – Tunisia’s army has emerged from the month of unrest that toppled Zine El Abidine Ben Ali with its reputation burnished and the population full of praise after it refused to open fire on protesters.