ንሕናን ፍርሕናን

Semere_tes

ብዛዕባ <ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና> መእተዊ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና ንጽውዓ ሃገርን ህዝባን ካብ ነዊሕ ዘበናት ኣትሒዙ፡ ብፍላይ  እቲ ቀይሕ ባሕራዊ ገማግማን ክፋላት ከበሳን መታሕትን ካብ ሓደ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ’ቲ ካልእ እንዳተቈላለበት ክትመጽእ ዝጸንሐት ሃገር እያ። ገለ ካብ ኣካላ መረብ ምላሽ ተባሂሉ ብገዛእ ገዛእቱ ዝተመሓደረሉ እዋን ኔሩ እዩ። ብጠቕላላኡ ግን … more

መልእኽቲ ትንሳኤ

eritrea_church

ኣብ ቀዳም ካብ ሓደ ዓቢ ቤት ትምህርቲ: ሓደ ዓቢ ንህይውት ሰብ ዘድሓነ ስራሕ ፈጺምካ: ብዓቢ ማዕርግ እንተትምረቕ’ሞ: ሰኑይ ስራሕ ጀሚርካ: እዚ እቲ ዝነፍዐ ሰራሕተኛና ኢሎም ክንእዱኻን ክሽልሙኻን እንተዝውዕሉ: አብ ራብዕቲ ግና: ኣብ ሓሙስ እዚ ሰብዚ ካብዚ ስራሕና ይውጻኣልና ጥራሕ ዘይኮነስ: ሓንቲ ከይበደልካ: መሳርሕተይ ዝበልካዮም ሓስዮም ሓሳስዮም ይቀተል እንተዝብሉኻ እንታይ ምበልካ:: … more

ሓድሽ ስትራተጂካዊ ውጥን ኢሳያስ

Tekle_Manjus

(ካብ ኣባል ሓ/ም/ኤርትራ እንዳ ሚኒስተር) ሓድሽ ስትራተጂካዊ ውጥን ኢሳያስ ወታሃደራዊ ታዕሊም ሳዋ፡ ምዕጥር፡ ዊዓ፡ ኪሎማ፡ ሓሽፈራይ፡ ኣብ ልዕሊኡ ንሓዱሽ ስትራትጅካዊ ውጥን ዘንቀደ ዘርዚርካ ኣብ ዘይውዳእ ቦታ ዝካየድ ዘሎ ታዕሊማት ተኽለ ማንጁስ፡ ኮታ ብወታደራዊ ታዕሊምን ቤት ማእሰርታትን ዘዕለቕለቐት ኤርትራ ብምባል ጥራይ ምሕጻሩ ይሓይሽ፡፡ ዝበዝሑ ሜጀርን ብርጋዴርን ጀነራላት ቅድምን ድሕርን ፎርቶ ሕጉሳት … more

ሞት ፍቕረ

Isaias_ostrich

መራሒ ህግሓኤ፡ ካብ ጥንቲ ካብ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ንሕጋዊ ኣሰራርሓ ምስ ተኣፈፎ እዩ። ድሕሪ ናጽነት’ውን ነቲ ተሳታፍነት ህዝቢ ነይሩዎ ተባሂሉ ብዙሕ ከበሮ ዝተደሰቐሉ ቅዋም ናብ ጐሓፍ ዝደርበዮ፡ ብዝሓለፈ ገበናተይ ክሕተት እኽእልየ ዝብል ራዕዲ ስለ ዝተዋሕጠ ከም ዝኾነ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ። ብዝኾነ፡ እዚ ደም ንጹሃት ዜጋታት እናሰተየ ዝተርንዐ ውልቀመላኺ ዛጊት ነቲ … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” – መበል 12 ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” መበል 12 ክፋል ዓሊ ዓብዱ፦ ሕቶ ጀበርቲ ንዘይቅበል ጉጅለ ዘገልገለ ተወላዲ ጀበርቲ ድሕሪ ምእዋጅ ወግዓዊ ናጽነት ኤርትራ፤ ኣብ 1994 ናይ ብሄር ሕቶ ብምልዓል ሕቶኦም ናብ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዘቕረቡ ዓበይቲ ዓዲ ጀበርቲ እንታይ ከም ዘጓነፎም ዘይንፈልጥ ወይ ዘይሰማዕና ንህሉ ኢና ዝብል … more

2ይ ክፋል – ኣምልኾ መህግዲፍ (ypfdj) – ትርጉም

Isu_hitler

“ኣብ ልዕሊ ሰባት ብጥበብ ዝተሰነየን ቀጻሊን ፕሮፖጋንዳ ብምክያድ ንመንግስተ-ሰማይ ከም ገሃነም እሳት ከምዝርእይዎ ይከኣል እዩ ከምኡ እውን ብኣንጻሩ፡ነቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሂወት ከም መንግስተ-ሰማይ ይርእይዎ።ሰባት ዘይምሕሳቦም ንመንግስታት ጽቡቕ ዕድል ኢዩ።” ሂትለር ነዚ ዝጸሓፈ እቲ ሚልዮናት ዘህለቐ ፋሽስት ኣዶልፍ ሂትለር ኢዩ፡፡ንሱ ብተወሳኺ እቲ ንመንእሰያት ንበይኑ ዝወነነ ንረብሓ መጻኢኡ የረጋግጽ ኢሉ። እቶም ቀንዲ … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” – መበል 11 ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” መበል 11 ክፋል ዲፕሎማስያዊ ፍሽለት ዝጠንቁ እንጽርጽሮት ሚኒስትሪ ዜና፤ ነቲ ብቐደሙ’ዉን ዘይጥዑይ ዝምድናታት ወጻኢ ስርዓት “ህግደፍ” ጥርዚ ንኽበጽሕ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ትካል እዩ። ስርዓት “ህግደፍ” ኣብ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ዘይኣምን ፖሊሲ ከም ዝኽተል ልዕሊ ተግባራቱ ምስክር ኣየድልን። ንጎረባብቲ ሃገራትን ዉድባትን ወትሩ ብትዕቢት … more

ኣምልኾ መንእሰያት ህግዲፍ (ypfdj)፡ ቀዳማይ ክፋል ጸብጻብ ወዲ ውሻጠ – ትርጉም

Yemane_YPFDJ

ብዛዕባ ሓደጋ ህግዲፍ ከጠንቅቖም ከለኹ ኤርትራውያን መሓዙተይ ብንጽህና ኣይወስድዎን ኢዮም።ከም ቀንዲ ኣባል መህግዲፍን ምንባረይን ካብቶም ውሑዳት ተመምዮም ናይ ሹዱሽተ ወርሒ ምስጢራዊ ፖለቲካዊ ስልጠና ኣብ ኤርትራ ዝወሰዱን፡ንኤርትራዊ ኣስተምህሮ ክህብ ኣይክእልን ይኸውን፡፡ገለ ሰባት ካብ ውልቃዊ ቅርሕንቲ ተበጊሰ ወይ ምስ መህግዲፍ(ypfdj) ብዘይምርድዳአይ ነቲ ማሕበር የጸልም ኣሎ ዝብል ምጉት ከቕርቡ ይኽእሉ ኢዮም።ንሓደጋ ምንቅስቓስ መህግዲፍ … more

ጽባሕ ከይከልእዎም!

yellow-sunset

ጽባሕ ከይከልእዎም! ቀዳማይ ክፋል፥ ሰሉስ ናይ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 10 ኣቢሉ’ዩ ዝኸውን ነይሩ። ሓያል ውርጪ ረጊፉ ስለ ዝሓደረ፡ ብማኪና ናብ ስረሐይ እንተ ኸድኩ ሓደጋ ከየጋጥመኒ ብምስጋእ፡ ብባቡር ክጓዓዝ’የ ናብ መደበር ባቡራት ገጸይ ኣምሪሐ። ርብዒ ሰዓት ቅድሚ’ቲ እታ ባቡር ትመጽኣሉ ሰዓታት፡ ኣብቲ መደበር ስለ ዝበጻሕኩ ከኣ፡ ነተን ኣብ ክልቲአን ኣእዳወይ ወድየየን … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 10ይ ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 10ይ ክፋል  ”ዉረስ ተወራረስ!” ፦ ጓንጓ ፕሮፖጋንዳ  ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ሃገርና ኣዉራሲ ወለዶ ነቲ ወራሲ ወለዶ ብዛዕባ እንታይ ይትርኸሉ!? ብዛዕባ ኲናት! ማዕከናት ዜና “ህግደፍ” ብዛዕባ ኲናትን ወረ ኲናትን ካብ ምዝራብ ዘዕረፋሉ ግዜ ተሰሚዑ’ዶ ይፈልጥ!? ኣብ ወርሒ ለካቲት ብምስልታት ስርሒት ፈንቅል ኣዕለቕሊቑ ዝወርሐ መስኮት … more

ቃልስና ‘እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና’ ክኸውን የብሉን

Estifanos_3

ኣብ ፍልስፍና ስነፍልጠት፡ ነገራት ካብ ውሽጣዊ ኵነታት ከም ዝምዕብሉ ዝገልጽ መትከል ንረክብ። ንኣብነት እንቋቕሖ ምቹእ ሙቐት ምስ ዝረክብ ናብ ጫቝት ይቕየር። ንሓደ እምኒ ወይ ዕንጨይቲ ግን ዝተፈላለየ ዓቐን ሙቐት እንተ ሃብናዮ’ውን ናብ ጫቝት ክቕየር ኣይክእልን። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ንሓደ እንቃቕሖ ዝያዳ ሙቐት ብምሃብ ናብ ጫቝት ዝጫጭሓሉ ግዜ ክተቀላጥፎ ኣይትኽእልን። እዚ … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 9ይ ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 9ይ ክፋል ካብ ተዋስኦታት ዓሊ ዓብዱ….. ዓሊ ዓብዱ ፈታዊን ጸላኢን ንምልላይ ኮነ መጠን ተቓዉሞ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ንምዕቃን ዝጥቀመሉ መሳርሒ 03 እዩ። መቸም 03 ዓሊ ጥራይ ዘይኮነ እቲ ስርዓት ብዓቢኡ ዝግልገለሉ፤ ቤት ጽሕፈት ዘይብሉን ዘይረአን ትካል ምዃኑ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ። ቅድሚ ክልተ ዓመት … more

ሓሳዊን ቆርበትን እናሓደረ ይፈኵስ 2ይ ክፋል

Estifanos_3

ብቐዳምነት እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንግፍዐኛ ጕጅለ ህግደፍ ትቃወሙ ተቓለስቲ ኣሕዋት ምስጢር ስለ ዘይኮነ፡ ነቶም መሳኪን ደድሕር’ቲ ዝተፈንፈነ ስርዓት ኰለል ዝብሉ ዘለዉ ንመነቓቕሒ ተባሂሉ ከም ዝተጻሕፈ ክትግንዘቡለይ እፈቱ።ኣብ ታሪኽ ንድሕሪት ምልስ ምስ እንብል፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓምሳታት ከይተረፈ ደሞክራሲ ፈሊጡስ ኣብ ሃገራዊ ባይቶኡ ብስልጡን መንገዲ ይካታዕን ሃገር ይመርሕን ነይሩ’ዩ። ሽዑ ኣብ … more

ሓሳውን ቆርበትን እናሓደረ ይፈኵስ።

Estifanos_3

ኢሳያስ ፍጥር ካብ ዝብል ምሕሳው መፋጥርቱ እዩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምህሳው ሓጥያት ወይ ጌጋ ምዃኑ ጠፊኡዎ ዘይኮነ ግን ኣብ ስልጣን መታን ክጸንሕ ከደናግር ስለ ዝደለየ ጥራይ። ብዝኾነ፡ ድሕርቲ ታሪኻዊ ፍጻሜ ስርሒት ፎርቶ፡ ንሰለስተ ቕነ ተሓቢኡ ድሕሪ ምቕናይ፡ ነቲ ኵነታት ብዝጥዕሞ መነገዲ ኣቃሚሙን ብሃሶት ላዕጢጡን ከቕርቦ ፈቲኑ። ኢሳያስ፡ እቲ ሰብ … more

ኣብ ሓሞኽሽቲ ምልኪ፡ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትህነጽ ኢያ

oslo_demo

ኣብ ሓሞኽሽቲ ምልኪ፡ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትህነጽ ኢያ ነቲ  ኤርትራውያን ኣብ መዓስከር ሸገራብን ሲናይን ዝወርዶም ዘሎ ግፍዒ ንምኹናንን ንስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንምምጋስን ኣብ ኦስሎ ብ15ጥሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዘሐብን ነይሩ፡፡ ሰልፈኘታት ካብ 15ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣዋልድን ኣወዳትን  70 ዝረገጹ ኣቦታት ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኖርወይን ካብ ሽወደንን  ተጋዒዞም ኣብ ማእከል እታ ከተማ  በቲ … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 8ይ ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 8ይ ክፋል  ጭዉያ ኣቓልቦ ህዝቢ ብጉልባብ “ግዳማዊ ተጻብኦ” ሓደ ካብ ቀንዲ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና፤ ኣቓልቦ ህዝቢ ንግዳም ከም ዝግዕዝ ምግባር እዩ። “ሕቘን ከብድን ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢን ስርዓትን ምቅርራብ” ብዝብል ብሉይ ሜላ “ማሕበረሰብ ዓለም እናዘረየና’ሞ እንታይ ዘይገበርና!?” ዘስምዕ ቃና ዘለዎ ትሕዝቶታት ኣብ ኣየርን ሕትመትን … more

ኢሰያስ ኣብ ሰለስተ ግንባራት ተሳዒሩ።

Isaias_Af10

ኢሰያስ ኣፍወርቂ ነቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተፈጸመ ስርሒት ኣመልኪቱ ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ክዛረብ ምስ ሰማዕኩዎ፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ንኢሰያስን ሓበሬታን ኣመልኪቱ ዝሃቦ ቃለ ምስክርነት ተዘኪሩኒ። እቲ ሓርበኛ ምስ ሬድዮ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፡ ኢሰያስ ካብ መጀመርያ 70ታት ኣትሒዙ ንሓበሬታ ብኸመይ ኣብ ውልቃዊ ረብሓኡ የውዕሎ ምንባሩ ክገልጽ እንከሎ፡  “ኢሰያስ ንኹሉ … more

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 7ይ ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ ዘየስተብሃለ ሰብ ክህሉ … more

ንድሕነት ኤርትራ’ዶ ንድሕነት ኢሳያስ

Isu-Mengstu

ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ብምስታፉ፣ ምስ ካልኦት መሳርሕቱ ብጭካኔ … more

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ – 8ይ ክፋል

Tadesse

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 8ይ ክፋል 09/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ጽሑፈይ፣ ብዛዕባ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ድምበ ተቓውሞ ዝኽተሎ ዘሎ እከይ ተግባራት ብሓደ ወገን፣ ኣብ ውሽጢ ደምበ ተቓውሞ ንባዕሉ ዝረአ ጉድለታት ድማ በቲ ካልእ ገሊጸ ነይረ። ዕላማ’ቲ ጽሑፋት ድማ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ በታኒ ስርዓት ንምእላይን ኣብ … more