“ዝመቱን ዘይመትናን” – 3ይ ክፋል

Assenna_DC_demo

ኩሉ ወለዶ ነናቱ ታሪኻዊ እዋናት አለዎ። እቲ ታሪኻዊ እዋን ዘብሎ ናይ ባዕሉ ፍልይ ዝበለ መለክዕን መመዘንን ረቓሒታት ስለዝህልዮ፣ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ብቑሩብ ወይ ከአ ኣዝዩ ፍልይ ዝበለ ተረእዮታት ከመዝግብ ከሎ እዩ። እስኪ ቅድሚ ዕሙቕ ኢልና ምእታውና እቲ ሐደ ወለዶ ዝበሃል ብልሚዲ ስለዝኾነ፣ ናብ ሐደ ብዕድመ ዝልካዕ ውስን ገደብ ንሰልዓሉ። ንአብነት … more

ካብ ዕውት ጉባኤ ሃዋሳ ሕጂ’ኸ ናበይ?

Congress_Vote

መጀመርያ ህዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ኣሓጎሰካ፡ እንቋዕ ከኣ ኣሓጎሰና ክብል እፈቱ። እዚ ዓወት’ዚ ብርግጽ ንውጹዕ ሀዝቢ ኤርትራ ዮሃና ንህግደፋውያን ድማ መርድእ ኢዩ። እወ! ሕጂ’ውን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ እንድሕሪ ተኣኪቡ ከምቲ ጸላእቱ ዝምነይዎ ዘይኮነስ ከይተሰማምዐ ኣይወጽእን ኢዩ። እወ! ንመጀመርያ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣይወክል እምበር ብከፊል ብህዝቢ ዝተመርጸ ኤርትራዊ ባይቶ ቆይሙ። ዲሞክራስያውያን ተቓለስቲ … more

ትፈልጦ ዶ? ስለምንታይ ኢዩ ህግደፍ ንቅዋም ተሓሲምዋ?

Isaias_Afewerki_Dic

ኩሉ ከምዝፈልጦ እቲ ብክኢላታትን ዓበይቲ ዓድን ንክልተ ዓመታት ዝኣኽል ግቡእ መጽናዕትታትን ምርምርን ተ ኻይድዎ ኣብ ጉንቦት 23—1997 ዝጸደቐ ቅዋም፡ ዝበዝሐ ዓንቀጻቱ ሃገራውን ንውልቀ-ምልኪ ዘየፍቅድን ምንባሩ ክጥቀስ ይከኣል። ገለ ኣብነታትን ሕመረት ምኽንያት መንጸግትን ድማ ከምዚ ዝስዕቡ ነይሮም፡- ዓ/ጽ 39፡ 1= ፕረሲደንት መራሕ ሃገርን መንግስትን ፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ምኻኑ … more

ኣውያትግዳያት ሲናይ ናብ መላእ ዓለምየቃልሕ!

Sinai_Eritrea

በቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ግዳያት ሲናይ ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ባርባራዊ ግፍዒ፡ሕልንኡ ዘይተተንከፈ ሰብኣዊ ዝዀነ ሃገራዊ ዜጋ ስለዘየለ፡ ምእንቲ ወጽዓ ናይ ዞምንጹሃት ክቕላዕን በደልቶም ብሕጊ ክቕጽዑን መሪር ኣውያቶም ናብ መላእ ዓለም ክቃላሕ ነፍስወከፍ ብኤርትራውነቱ ዝሕበንን ዝቚርቈርን ዜጋ፡ በብዘሎዎ እጃሙ ከበርክት ሰብኣዊ ግዴታ ጥራይ ዘይኰነ ብዓቢኡ ሃገራዊ ሓላፍነት እውን ኣሎዎ።መሪር ኣውያት ግዳያት ሲናይ … more

ህግደፍን ሲ.ኣይ.ኤን

afewerki475

ነገር ለውጥን ዓቀላላዕን ዘምጽኦ እንድዩ፡ እዚ መዕለበጢ ግዜ ከይወሓጠና ኣይተረፈን።። ሰሚዕኩሞ ከምእትኾኑ ሎሚ ቅነ ኣብ ኣስመራ ናይ ይምሰል ማእሰርቲ ናይ ገለገለ ኣብዛ ከተማና ኮይኖም መናገፊ ህይወት ናይ ኣብ ሲና ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ገንዘብ ክቕበሉ ዝጸንሑ ካድረታት ህግደፍ ከምእተኻየደ፡፡ ብፍላይ ከኣ ኣተሓሕዛ ናይቲ ጉዳይን መግለጺ መንግስትናን ኣስደሚምና ኢዩ ቀንዩ። ኣጋጣሚ ኮይኑ’ውን  በተን … more

ዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን (12)

asmara101901

ኣብ እስራኤል (11-25-11) ኣብ ቅድሚ ኣመሪካን አምባሲ ኣብ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ፣ “ወዲ መድህን በራድ” ትብል ሓረግ ብተደጋጋሚ ትስማዕ ኔራ። ብሸለልትነት ወይ ድማ ብስምዒት ዝሞሉቕ ከምኡ ዓይነት ኣበሃህላ’ሲ፣ ነቲ ዝተሓስበ ዕላማ ከሰናኽል እንተዘይኮይኑ ረብሓ’ብሉን’ሞ፣ ሃየ ደኣ ካብ ታሪኽ እቲ ዝጠቅም-ዝጠቅም ጥራይ መሪጽና እንዳተማላእና ንቕድሚት ምጥማት ኣይንሕመቕ። ካብ እንዳ ዝናን-ባህታን ዝተወርሰ ንሰብን … more

“ዝሞቱን ዘይሞትናን” 2ይ ክፋል

Eritrea Ethiopea War

እቲ ሓቂ ብልምዲ ዝግበር ለውጢ የለን። ለውጢ ዝግበር ነቲ ዝነበረ ልምዲ ብምፍራስ፥ ብሓዲሽ መልክዕ ምትካእን ብቓልሲ ዝረጋገጽ ግብራዊ ጥራይ ኢዩ። ናይ ተበላጽነት ቃልሲ ክሳብ ሕጂ ንህዝብናን፤ ብፍላይ ንመንእስያት ኤርትራ ኣዝዩ ሃስዩ፤ ክንዲ ንቕድሚት ንድሕሪት ክጉትተና ጸኒሑ። ንሱ ኸአ ድነነለይ እሞ ክውጣሓካ ዝለመዱ፣ ነበር ካድረታትን ተዋሳእትን፣ ከም በብግዚኡ ዝወጽእ ናይ ክዳን … more

“ዝሞቱን ዘይሞትናን” 1ይ ክፋል

afewerki475

እቱይ ብሞት ዝተፈልየን፡ ገና ዘይሞተን ብምንታይ ይፈላለዩ ዝብል ሕቶ፣ ብሓጺር ክምለስ ይከአል ይመስል። እንተኾነ ግና ሙዉት ዝተቐብረን ተስካሩ ዝተብልዓሉ፡ ቤተሰቡን ሃገርን ዝቐብጾ፥ ዝተፋነወን ንቡር ዝተፈጸመሉን ዕድለኛ ፍጡር ኢዩ። እቱይ ከይሞተ ሞይቱ፡ ናይ ባዕሉ ተስካር ዕለታዊ ዝምገብ ግና እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጡር ኢዩ። እዚይ ከም ሰብ ፍጡር ግና፥ አለኹ እንዳበለ ምማቱ … more

ኪኖ’ዚ ዳንኬራ ዘሎ ኣውያት ክንሰምዕ ይግባእ!!

Sinai_refugees

ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብፍላይ’ዃ መንእሰያት። ሎሚቅነ ጉዳም ፋምጣጥ ይፍኖ ኣሎ ኣብ ቲቪ ኤረይ። ኣብ ወጻኢ ዝተላእከት ጉጅለ ኣሰር ድሙቕ ምርኢት ተርኢ ኣላ። ኣውራ ከኣ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ጎብለላት ኣፍሪቃ ምዃኖም ኣመስኪሮም። እወ ፡ ወዲ ኤርትራ ድኣ ብዓንተቦኡ ጎብለል። እዚ ዓወት’ዚ ግን ከመይ ኢሉ ኢዩ ተረኺቡ? ተወዳደርቲ መንእሰያት፡ ደገፍቲ፡ ኣሰልጠንቲ … more

መልክዕ ሕይወትና ንፖሎቲካ ዓድና’ዩ ዝመስል!

Mirror

ልክዕ’ዩ ዓዲታት ሰጊርና ድዩ ቀላያት ጥሒስና አብ ድላይና ምስበጻሕና፣ አብ ድላይና ክብል እንከለኹ ከምቲ ንሕና ንሓስቦ ማለት እዩ፡፡ አይኮነን ግን ድሌት ወዲ ሰብ ዓቐንን ዶብን የብሉን፡፡ በዚ ናይ ዘመና መለከዒ ግን፣ ንዓና ኤርትራውያን፣ አብ ድሌትካ ምብጻሕ ማለት፣ አውሮጳን አመሪካን ወይ ካአ  ክንዮኡ ሓሊፍካ ንስካንድናቪያን ንአውስራልያን አርሒቕካ ምኻድ እዩ፡፡ እቲ ዘሕዝን … more

መንዩ ፈላላይ (3 ክፋል)

HRC1

ከመይ ቀኒኹም ብስኒትን ሰላምን ሃገርና ትግደሱ ኩሉኹም። ኣብ ካልኣይ ክፋል መንዩ ፈላላይ ብዝኣተናዮ ቃል ኣኽቢርና መጺናኩም። ሓርበኛ ኣቦና ሸኽ ኢብራሂም  ሱልጣን ብኣጋጣሚ ካልኣይን ሓድነታዊ ጉባኤ ኣብ 1987 ዓ.ም ዝሰደዱዎ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ካብ ኣእምሮ ናይ ሰማዒ ይሃስስ ማለት ዘይሕሰብ እዩ። ለበዋ ናይ ክቡር ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኣቦና ሓንቲ እያ “ደቀይ፣ … more

ናይ ለውጢ ግዜ በሲሉ ኢዩ፡፡

Ghadafiisaias1

ሰመረ ዓርከይ፡ ብዛዕባ ሊቢያስባ ቅንጣብ  ነገር ኣይተዛረብካንን። ብዛዕባ ኣመሪካን ተግባራታን ክገዓር እናተዋዕለ ስደተኛታት መንእሰያትና ድኣ ከይቅየሙልና’ምበር፡ ቃዛፊ ዝኣክል ኣቦ ኣፍሪቃን ፈታው ኤርትራን ብግህዶ ክዕመጽ እናተራእየ ድምጽኻ ምህጣሙ እንታይ ንበሎ? ጻልጣ ጥልመት ድዩ ዋላስ ኣብቲ ጉዳይ ኢድ ኣጽኒሕና ኮይንና? ክልቲኡ እንተዘይኮይኑኽ መልኣከ-ሞት ዶኽን ተቐልቂሉ? መልኣከሞት ግናይ ኢዩ። ሕብርኻ ይድውን፡ ኩሉ ነገራት … more

ዓዉደ – መጽናዕቲ ኤርትራዉያን ሞያዉያን5 – 10 መስከረም 2011

Addis_meeting121

ከምቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ኪቓላሕ ዚቐነየ፡ኣብታ ርአሰ-ከተማ ኢትዮጰያ ዝኾነት አዲስ ኣበባ፡ ዝተፈላለየ ሞያን ድሕረ ባይታንዘሎዎም ኤርትራዉያን፡ ዓዉደ መጽናዕቲ ኣካይዶም ነይሮም፡፡ ኣብዚ ዓውደ -መጽናዕቲ ከኣ ተሳቲፈ ነይረ፡፡ ነዚ መድረኽ እዚ ዝፈጠረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ፡ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሸን ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢድማ ነቲ መደብ ኣወሃሂዱ፡፡ ሓፈሻዊ ዕላማ ናይዚ ዓዉደ-መጽናዕቲ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ እንተ ብቐጥታ እንተ ብተዘዋዋሪ … more