ህጹጽ ሕዝባዊ ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም/ Urgent Public Call for Rally In Stockholm- Sweden
ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00–16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና ከምዘሎና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ኩሎም ደለይቲ … more

