“ፍትሓውነት ካብ ነብስኻ’ዩ ዝብገስ” “እኩባት ፍትሓውያን ድማ ፍትሒ የንግሱ” መልሲ ንዶክተር ጊደዎን ኣባይ
ታሕሳስ 11/2011 ዶክተር ጊደዎን ኣባይ ኣብ ቶሮንቶ፣ ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም ኣብ ሳንሆዜ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ከካይዱ እንከለዉ ግሪኻዊ ላምብሮ ዝመርሖ ድማ ኣብ ዊኒንፔግ ብውሑዳት ሰባት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ዶክተር ጊደዎን ኣባይ፣ ማዕቀብ ኣንጻር ኤርትራ ኣብ 1998 ተጠኒሱ ከምኡ ኢሉ ተጻብኦታት ብዝተፈላለየ መልክዓቱ ክቕጽል ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2009 ቀዳማይ መልክዑ ተጋሂዱ … more