ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ብፖሊስ ሊድስ £7000 ክኸፍል ተሓቲቱ

Police_Leeds

ኣምባሳደር ስርዓት ኢሰያስ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፣ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዘካየዶ ኣኼባ ጸጥታ ንምዉሓስ ንዝተዋፈሩ ኣስታት 100 ሓይሊ ፖሊስ ዝተኸፍለ ገንዘብ ክዓዲ ካብ ምምሕዳር ፖሊስ ሊድስ £7000 ክፍሊት (BILL) ከምዝቐረበሉ ምንጭታት ካብ ከተማ ሊድስ ሓቢሮም። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰምበት 03 መጋቢት 2013 ንቁንጣሮ ደገፍቱ ዘካየዶ ኣኼባ ተዓጻጻፊ ቁጽሪ ደለይቲ ለዉጢ ኣብቲ ኣኼባ ስለዝተረኽቡ … more

“ደገፍቲ ህገደፍ ዝዕዘብሉ፡ ተቓወምቲ ህግደፍ ዝስዕስዕሉ እዋን መጺኡ”

demo (1)

ብ21 ጥሪ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ሚኒስተሪ ዜና ብትብዓት ኣትዮም መረረ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተለቪዥን ብቐጥታ ብኣስመላሽ ኣብርሃ ከምዝንበብ ዝገበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዘሎ ሓቀኛ ኤርትራዊ ሓያል ፍናን ሓበንን ተስፋን ሂቦም እዮም። እዞም ሰባት እዚኦም ደኣ ብኸመይ ኢና ክንክሕሶም ዝብል ሕቶ ድማ … more

BREAKING NEWS: ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ ዘይተረጋገጸ ዜና መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዓሪፉ ከም ዘሎ ሓቢሩ።

isaiasisraelhospital_assenna

assenna.com – 23/04/202012፡ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ ዘይተረጋገጸ ዜና መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሓዲሩዎ ብዝጸንሐ ከቢድ ሕማም ዓሪፉ ከምዘሎ ሓቢሩ። ካብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዙ ብሕማም ጸላም ከብዲ (Liver) ክሳቐ ዝጸንሐ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዚሓለፈ ክልተ ሰሙን፡ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ንሕክምና ብጻዕቂ ኳ እንተተመላለሰ፡ ትማሊ ቐዳም 21 ሚያዝያ … more

ህግደፋውያን ኣብ መንጎ ኣምንቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ።

Tewahdo_Catholic

ህግደፋውያን ኣብ መንጎኣም ነቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ። ኤርትራውያን ይትረፍ ክርስትያናት ኣሕዋት፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣስላምን ክርስትያንንውን ብሓደ ተቓሊሶም ብሓደቁራስ እንጌራ ተማቒሎም፣ ክርስትያንበስመ-ኣብኢሉ፣ ኣስላማይብስም- ኣላህ፣ ኢሎም፣ መግቦም ቀዲሶም ፍቕሮም ሓልዮምን ዓመታት ዝጸንሑ እዮም። ህግደፍ ግን ይትረፍ ቁሩብ ናይሃይማኖት ኣፋላላይ ንዘሎካሲ፣ ስጡምሓዳርን ስድራን እንተርእዩ ሓዳርከ የፍረሰ ዘይሓድር፣ … more

ስርዓት ህግደፍ ካብ ሜጀር ክሳብ ናይ ኮለኔል ማዓርግ ዘለዎም ኣማኢት ሓለፍቲ ካብ ስርሖም ከምዝኣለዮም ምንጭታት ሓቢሮም።

Demoted

ስርዓት ህግደፍ ካብ ሜጀር ክሳብ ናይ ኮለኔል ማዓርግ ዘለዎም ፡ ኣብ ሰራዊት ዘገልግሉ ዝነበሩ፡ ኣስታት 300 ማእከሎት ሓለፍቲ ካብ ናይ ስራሕ ቦታኦም ከምዝኣለዮም ምንጭታት ሓቢሮም። ካብዚኣቶም ክንደይ ከምዝተጠየሱ ክንደይ ከኣ ከምዝደስከሉ ዝገልጽ ዝርዝራዊ ኣሃዝ ኣይተረኽበን። ምጥያስ ፍጹም ካብ ስራሕ ምፍናውን ብነብስኻ ምሕዳርን ክኸውን ከሎ፡ ምድስካል ግን ካብ ስራሕ ተኣሊኻ ደሞዝ … more

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምክያድ ሎሚ 24 ሕዳር ብጉባኤኛታት ዝተመርጸት ሰክረታርያት

Secret4

ኪዳን ቀርኔሎስ ዑስማን ኣልሓጅ ዓብደኑር ኣደም እሽማዒል መሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ሸውጊ መሓመድ ኣሕመድ ወጻኢ ካብ ኪዳን ስዒድ እሽማዒል ኣደም ሓስል ክፍለ የውሃንስ ወለገርግስ ርእሶም ገብረገርግስ ሰሜን ኣመሪካ ዶክተር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ዶር መሓመድ በሽር   ማእከላይ ምብራቕ ጀማል መሓመድ ጣሕር ሳልሕ መሓመድ ዑመር ሱዳን ሓስም ዓሊ ዓብደላ ዓብደላ ሓምዳይ ኤውሮጳ ዶር … more

365 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎዉ ኤርትራዉያን ንድሕነቶም ህጹጽ ምንቅስቓስ ከካይዱ ኣምሪሮም ይምሕጸኑ።

refugees_2

ኣብ ሱዳን ድንጎላ ኣብ ዝባሃል ቦታ ሕጹጽ ሓገዝ ድሕነትን ዝጽበዩ ኣስታት ቅድሚ ሰሙን ኣቢሉ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራይብ ብምህዳም ኣብ ኢድ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣብ መሸጣ ንግዲ ደቂ ሰባት ዝተዋፈሩ ተወላዶ ብሔረ ራሻ-ይዳ ዝወደቑ 94 ደቂኣንስትዮን ሓንቲ ነፍሰጾርን 10 ቆልዑኡ ዝርከብዎም 365 ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ሽማል ዝተባህለ ቦታ ድሕሪ ምብጸሖም፡ … more

ኣሰና 13 ተጻወቲ ክለብ ጋንታ ቀይሕ ባሕሪ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ንዘቃልሓቶ ዜና Daily Nation ኣረጋጊጹዎ።

ነቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንምንጭታት ኣሰና ብምጥቃስ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዘቃልሓቶ ዜና ሕቶ ዑቕባ 13 ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኤርትራ፡ Daily Nation ዝተባህለ ጋዜጣ ኬንያ ደጊሙ ኣረጋጊጹዎ። … more

ኣባላት EGS፡ EYGM ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር ኣመሪካን ኣባላት ኮንግረስን ተራኺቦም።

ኣባላት ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS)፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን (EYGM)፡ ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር መንግስቲ ኣመሪካን: ምስ ዝተፋላለዩ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካን (ኮንግረስ) ተራኺቦም ተዘራሪቦም። … more

ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድን ለንደን ዓዲ እንግሊዝን ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣብያተ ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ ‘ውን ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍን ብዓይነቱ፡ ተሳታፍነቱን ናይ ተቓውሞ መንፈሱን ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። … more

ጸብጻብ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ካብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ነቶም ኣብ ሃገረ ግብጺ ሓደጋ ኣንጸላሊዎም፡ ናብ ኤርትራ ክምለሱ እውን ዝገደደ ከምዝጽበዮም ፈሊጦም ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ዝጠለቡ ዜጋታትና ንምሕጋዝ ኩሉኹም ኤርትራውያን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሓገዝ ከምዝገበርኩም ይፍለጥ። … more

ናይ ሰዓት መደብ ፈነወ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ድምጺ ኣሰና ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ 21 መጋቢት ፈሊሙ።

እዚ ሎሚ ጀሚሩ ዘሎ፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ማለት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን ብኣቋጻጽራ ኤርትራ ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ምሸት ዝፍኖ መደብ፡ ነታ ብፍላይ ናብ ኤርትራ ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ ጥራይ ትፍኑ ዝነበረት ራድዮ ኣሰና፡ ካብ ጽበት ግዜ ብመጠኑ ከገላግላ እዩ። … more

ኣብ ነርወይ ዝርከቡ ግዱሳት ደቂ ሃገር ድምጺ ስቅያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ካብ ርሑቕን ቀረባን ከባቢታት ኦስሎ፡ ነርወይ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ነቶ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ሰሜን ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ሊብያን ሲናይን ሕሱም ግፍዕታት ዝወርዶም ዘሎ ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምርዳእን ጉዳዮም ንዓለም ንምቅላሕን ዝዕላምኡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። … more

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሊብያ፡ ካብ በረራ ነጻ ዝኾነ ዞባ ክኽለል፡ ከምኡ ‘ውን ሲቪላዊ ህልቂት ንምውጋድ ኩሉ ኣድላዪ ዘበለ ስጉምቲ ክውሰድ ውሳኔ ኣሕሊፉ።

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ 17 መጋቢት ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘጋብኦ ህጹጽ ኣኼባ ፡ ሲቪላዊ ህልቂት ደው ንምባል፡ ኣብ ሊብያ፡ ካብ በረራ ነጻ ዝኾነ ዞባ ክኽለል፡ ከምኡ ‘ውን ኩሉ ኣድላዪ ዘበለ ስጉምቲ ክውሰድ ውሳኔ ኣሕሊፉ። … more

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካልአይ ስሩዕ አኬባ ጀሚሩ

ሎሚ’ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብ15 መጋቢት 2011 ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ ብወግዒ ተኸፊቱን ዕማማቱ ጀሚሩን። … more