ሓንቲ ካብ እተን ጸለምቲ ማዓልታት (ብማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ንዝኽሪ 18 መስከረም ዝወጸ መግለጺ )

ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት ኣብ ዝገበሮ ሓያል መኸተ ኣእላፍ መስተንክራትን ጅግንነትን እንክፍጽም ማዕረ ምዕረኡ ድማ ብዙሓት ኣሰቀቕቲ ጸለምቲ ውዕሎታት ዊዒሉ እዩ።

ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ኣብ ሰልፊ ጸረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተሰሊፎም ውዒሎም።

ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም።

ኪዳን ምስ መን? (17 ክፋል)

ኤፍሬም፡ ናተይስ ድኻ መውጋእቲ እያ፡ ታሪኽ የብላን። ድሕሪ ኩነታት እንዳ ቐረምና ከለና እንዳኣላ ሓንቲ ኣብ ኣፍ ሞት ዝነበረት ዘማች መንሺራ ገዲፋትኒ፡

ኪዳን ምስ መን? – (16 ክፋል) ብኣማኑኤል ኢያሱ

ኤፍሬም፡ (ንበይኑ የስተንትን) ብናይ ገዛእ-ነብሰይ ንእስነትን ከርተትን ደንጊጸ ኣይፈልጥን ‘የ ‘ሞ፡ ነዞም ዕሸላት እዚኣቶምስ ‘ባ እዛ መሬት ልቢ የዕብያ ንናጽነት ዓቝራቶም ትህሉ! ኣብ ክንዲ ዶክተር፡ መምህር ሲ፡ ካን ክሳብ ሕጂ “ተጋዳላይ” ጥራይ ኮይኑ ‘ቲ  ሞያ።

ኪዳን ምስ መን ? (መበል 15 ክፋል) – ብኣማኑኤል ኢያሱ

“ እዞም ንኣእሙሮ ንእስነተይ ሓቅን ቅንዕናን፡ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዘዕጠቑዎ ብጾት፡ ከመይ ኢሎም ዝናርካ ፍታሕ ይብሉኒ ኣለዉ? ኣነ ክውዛዕ፡ ክጋደል፡ ኣብ ልዕሊ መሬት ይኹን ትሕቲ መሬት ብጻይ ተጋዳላይ ኮይነ ቅያ ክሰርሕ ‘ምበር፡ ከመይ ኢለ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዛንታ ተጋዳላይ ከድንቕ እነብር…! መልክዐይ መስዋእቲ፡ መስትያተይ ታሪኽ እዩ። ጽባቐይ ከኣ ካልኦት ‘ምበር ኣነ … more

ኪዳን ምስ መን? …(መበል 14 ክፋል)

ኤፍሬም፡ (ሃንደበት ስምብድ ኢሉ ሰገጥ ይብል። ክልቲኡ ኣእዳዉ ንድሕሪት ናብኣቶም ዘርጊሑ) እስከ፡ እስከ ኩሎኹም በጥ በሉ (ኢሉ የብሩኽ።) እዚኣ ደኣ ባንዴራ ኢትዮጵያ እንድያ! (ፍርሕን ስምባደን ሕርቃንን ተሓዋዊሱዎ) እቲ ኣብ ኩሎም ተዋህሊሉ ዝጸንሀ ተስፋ ብኡ ንብኡ ክበንን ይረአ።

ኪዳን ምስ መን ? መበል 12 ክፋል

ወዲ መሓመድ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ተሓቢኦምሉ ዘለዉ ከውሒ ኮይኑ፡ ሃንደበት ስምብድ ኢሉ፡ “ እስከ እስከ ወዲ ሕድሩ ጢን በል ደረባ ይሰሚዐይ” ብየማናይ ኢዱ ንወዲ ሕድሩ እናተንከፈ በቲ ሓደ ጉምቦ ኢዱ ኣእዛኑ ደጊፉ ዝያዳ ንኽሰምዕ ጽን ይብል።

ኪዳን ምስ መን? …. (10ይ ክፋል)

ኤፍሬም፡   ክዳውንተይ ከሪጺት ፊኖመዓስከረይ መሬት ልማኖ፡ኣነ ብጸሓይ ነብሰይ መጊጉ፡መተዓብይተይ ይረጋረጉቶኽሲ ሰሚዐ ከሊኡኒ ድቃስዕርዲ ጀጋኑ ናይ ሜዳ ንፋስምስ መን ኮን ኣላ ‘ታ ካላሽነይክንዲ ዝዓትራ ተኣሲረ ኢደይ፡…….

ኪዳን ምስ መን? (9ይ ክፋል)

ሚርያም፡ ኣየ ገባር፡ ናጽነት ኮ ናይ መግዛእቲ መወዳእታ ምበር ናይ ቃልሲ መወዳእታ ኣይኮነትን። ከምዚ ሕጂ ናጽነት ዝናር ዝዓጠቑ ተጋደልቲ ዘድልዩዋ፡ ሽዑ ኸኣ፡ ምበር ምእንቲ ምዕባለ ኣእምሮኦም ፈልጠት ዝዓጠቐ ሃነጽቲ ከድልዩዋ ኢዮም ‘ዛ ሃገር።

ኪዳን ምስ መን? ( 7ይ ክፋል)

ኣልማዝ፡- መሰለ፡ ልብኻ ዝደልዮ ካልእ ኣፍካ ዝብሎ ካልእ፡ እንታይ ገደሰካ ብልብኻ እናፈተኻ ብኣፍካ ትጸልእ ወደይ፡ ኣብታ ናይ ጸልማት ጉጅምጅም ስ ባ ኸኣ ንስኻ ትገድድ። መኪና ሻዕቢያ! ።

ኪዳን ምስ መን? (5ይ ክፋል)

መበል 15 ትርኢት ኤፍሬም፡- “እምባእ! እዚ ኮ ርኡይ ኣንጻርነት ኢዩ” (ናብ መታርፍቱ ኣሕመድ ቁሊሕ ኢሉ) ዓይኒ ንዓይኒ ኣድልዎ ! ኣሕ! (ነቲ ኩነታት ፍጹም ምእማን ይስእኖ፡ ሕርቃን ኣብ ገጹ እናተነበ ይፍክር፡ ኣስናኑ ይሕርቅም።) ደሓን ክንረአአ ኢና ናይ ኣንጻርነት ሲ (ርእሱ ይንቕንቕ።)

ኪዳን ምስ መን? …. (4ይ ክፋል)

መነን፡- ልብኺ ፍርቀ-ፍርቂ ኮይኑ ደኣ ኣየስተብሃልክን ምበር ዘይኩልና ካብ ሓደ ተኽሊ ኢና ሰሊዕናዮ። ውልዶ ዘይትሰልዒ ዝነበርኪ፡ እንኪ’ስኪ ካብዚ ናተይ፡ (ሰው ተብለላ)

ኪዳን ምስ መን ? ( 3ይ ክፋል)

ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና።…..    (ሰናይ ንባብ)

ኪዳን ምስ መን? (3ይ ክፋል)

ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)