የማነ ማንኪ ንኤርትራ ወኪሉ ኣብ ማራቶን ክሳተፍ እዩ ተባሂሉ (ዋዛን ኣዋዘን)
… more
… more
` ዘገርም ህይወት እኮ`ዩ ዘሎና፡ ብውሽጢ ዑቡድ ከልቢ ኣይትንበሩ እንዳበለ ይነኽሰና፡ ብግዳም ድማ ንምንታይ ምስ ዑቡድ ከልቢ ትነብሩ ኣለዅም ኢሎም ይኸሱና` … more
… more
… more
ዋዛን ቁም-ነገርን፣፣ እቲ ብምሒር ውራይን ለኻዕካዕን “ፋልፋላ” ዝብል ቅጽል ስም ዝተዋህቦ ኣምባሳደር ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅ ዝኾነ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ምስ ወይዘሮ ጸሃይቱ በራኺ ኣብ ለንደን ናይ ወርቂ ቅልስ ገጢሙ፡፡ … more
ግደኻ ተሪፉ ብኢዱ! … more
… more
ኣብ ኣስመራ ኣብ መገዲ ክልተ ንብዙሕ ግዜ ዘይተረኣኣዩ ኣዕሩኽ ይራኸቡሞ ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ……. … more
መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ? ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡ … more
… more
… more
ኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ። … more

{loadposition myposition}
… more
ሓደ ሰብኣይ ኣብ ሓደ ቤት በይኑ ይነብር ነበረ።ካብ ብዙሓት ዝናብ ዝዘነበሎም መዓልታት ሓደ መዓልቲ ብርቱዕ ዝናብ ዘኒቡ እታ ዓዲ ብማይ ኣዕለቕለቐት።ንሱ ገና እንታይ ይከውን ከምዘሎን፡ክመጽእ ዝኽእል ኣፍልጦ ይኹን ግምት ኣይነበሮን። … more
By Timnit … more
… more