ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከባ ናይ ኦርቶዶክስ ኣብያተ ክርስትያናት ኣብ ዓብይ ቅልውላው ኣትየን።
… more
… more
… more
ስርዓት ህግደፍ፡ ንእንግሊዛያውያን ዜጋታት ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምሓዙ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋህቦ መጠንቀቕታ ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ደው ኣቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ሕጋውነት ከምዘይብሉ ዝንገረሉ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምዝምዞ ክፍሊት ገንዘብ፡ ብመንገዲ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ እንደገና ከምዝጀመሮ ምንጭታት ሓቢሮም። … more
ክቡራት ኤርትራውያን ኣሓተይን የሕዋተይን፣ ሎሚ ምዓልቲ ኣብዚ ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ብዝወረዶም ኣደራዕ ባህጎምን ሕልሞምን ኮሊፎም፣ ካብታ ብዕድመ ንእስነቶም ዓንዲሮም ዘይጸገቡላ ሃገሮም ሃጽ ኢሎም ናብ ደይፈልጥዎ በረኻን ዓድን ንስደት ዝተቓልዑ መሳኪን ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ ሞት ሓደጋ ምኽንያት ብምግባር፣ ነዚ ቀጺለ ዘቕርቦ መደረ ከቕርብ ከለኹ ዓሙቕ ሓዘን ይስምዓኒ። … more
ብዓርቢ ዕለት 25 መጋቢት 2011 ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤርትራ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ኩሉ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ፣ፖለቲካውያን ውድባትን ፣ ቤርጌሳውያን ማሕበራትን ፣ ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ፣ ደቀንስትዮን ፣መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ከምኡውን ግዱሳት ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎ ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። … more
ብቀዳም ዕለት 19/02/2011 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ብተቐማጦ እታ ከተማ ዝተወደበን ዝተጸውዐን ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር እቲ ብዕሱብ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተጸውዐ ኣኼባ ተኻይዱ ነይሩ። እንተኾነ ግን ብመንጽር ካብ ሞንጎ ልዕሊ 1200 ተቐማጦ እታ ከተማ ክርአ ከሎ ሒደት ዚተሳተፍዎ ኣኼባ ኢዩ ኣካይዱ። … more