ውሓዚ ደገፍ ንሓይልታት ምክልኻል ኣራሚ ምንቅስቃስ ኣብ ፎርቶ
ውሓዚ ደገፍ ንሓይልታት ምክልኻል ኣራሚ ምንቅስቃስ ኣብ ፎርቶ ስንክሳር እቲ ሚስጢር ያኢ ደበና ሰማየ ሰማይ ኮይኑ ኣብ ኮረሻ ተሰቂልካ ፟ከም ውሕልልቲ ኣላሚት ፟ተኣኒኖም ዝተወቀሉ᎓ዝተነድቁ ቃላት እናኣምጻኻ ሓሸውየ ተረኺቡስ ሸንኮለል ዕንክሊል እዩ ጸኒሑ እቲ ጸወታ᎓᎓ልጓሙ ከም ዝበተኸ ፈረስ የማነ ጸጋም ዘይብሉ ጉዕዞ ፟ምንባሕ ጽሉል ከልቢ ፟ውሕ ውሕ ነድሪ ዝተሓወሶ᎓ ግዜን ዓቅልን … more






