ቕልዕቲ ደብዳቤ ናብ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ትግርኛ
አብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ምስ ኢሰያስ አፍወርቂ ዝገበርኩሞ ቃለ ምልልስ ምኽንያት ብምግባር ንኽልተ ዝተፈላለየ አረአእያ ዘለዎም ውልቀሰባት አቕሪብኩም ምዝርራብኩም ዝዝከር እዩ:: እቲ መደብ ሚዛናዊ ንክኽወን ምሕሳብኹም ዝምጎስ እኳ እንተነበረ: አብ ተግባር ግና እቲ መደብ ሚዛን ምሕላዉን ዘይምሕላዉን መዔቀኒ ብዘይምግባርኩምን ኣብቲ ኣተሓታትታ እንተኾነ እውን እቲ ዝቀረበ ሕቶታት ሚዛን ከተትሕዝዎ ዘይምፍታንኩም ብዙሕ … more