Category Archives: ፖለቲካ
መርበብ ኤርትርያውያን ንቅዋማዊ መንግስቲ (ኤንቅመ)
ልሙድ ገበን ብስም ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ (ካብ እንግሊዘኛ ዝተተርጎመ)
እወ ሎሚ ንዓኻ ጽባሕ ንከማኻ
ጅግና ተሰዊኣ ታሪኻ ግን ነባሪ እዩ
“ በደል ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሕዝባን- ግብረ መልሲ – ብሓኽሊ ዶ ብሓኽለ?”
ኮንፈረንስ ስደሪን (CDRiE) ቀንዲ ነጥብታት ወረቀት ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰን፡
ፖለቲካዊ ዘተ ኣብ ሞንጎ ፕረሲደንት ኢሳያስ’ን ኣዲኡ ወ/ሮ ኣረጋሽ ደስታን
መልእኽቲ ኪዳነ ምሕረት
መልእኽቲ ኪዳነ ምሕረት
መልሲ ንመጸዋዕታ ኣሰና
ብሓኽሊ ዶ ብሓኽለ? – በደል ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሕዝባን- ግብረ መልሲ
ጦብላሕታ! – ፍቕሪ ሃገርዶ ፍቕሪ ወላዲ?
ብሓኽሊ ዶ ብሓኽለ?”
ነቲ ጸሊም ደበና መን ይቐንጥጦ? (3ይ ክፋል)
ሰሚናር ስድሪን (CIDRiE) ሳዕቤናቱን
ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ። ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ። ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ።
ሎም’ሲ ይኣክል ደኣ

ለበዋ ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ

ግርምቢጥ ዕላል ኢሳያስ ምስ ቴቪ-ኤረ
ፈላጥ ብዙሕ ኣይዛረብን። ፈላጥ አብዘይምልከቶ ነገራት’ውን ኣየውደኽኽን። ፈላጥ ሰብ ብዛዕብኡ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዛዕባ ካልኦት ህልውናን ሰብኣውነትን’ውን ይሓሰብ። ናይ ፖለቲካ ኪኢላታት’ውን ድዛረብዎን ከስዕቦ ዝኽእል ፖለቲካዊ ክሳራታት ብውልቃዊ ረብሓታቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ብክብሪ ህዝቦምን ሃገሮምን ዓይኒ ኢዮም ዝጥምትዎ።
ጅግና ተሰዊኡ ጽንዓትን ትብዓትን ይሃበና
ኮ/ል ተስፋልደት ስዩም ምሉእ ዕድምኡ ከይተጻዕደ ፈለማ ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ድሒሩ ምእንቲ ፍትሒ ካብ እምነቱን ዕላምኡን ነቅ ከይበለ እንዳተቃለሰ ግቡኡ ፈጺሙ ብዕለት 26 ታሕሳስ 2008 ተሰዊኡ።
ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ።
ስርዓት ህግደፍ ምስጢር ክሓብእ ክብል፡ ብዘይ ዝኾነ ይኹን መሰነይታ ብሰላሕመላሕ ሓመድ ከምዘልበሶ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣፍሊጦም።