ኣብ 18 መዓልቲ 30 ዓመታት ዝዕድሚኡ ስርዓት ፊርዖን ሙባረክ ዓንዩ
ብዛዕባ’ዚ ኣብ መስር ተረኺቡ ዘሎ ኣደናቂ ዓወት ህዝቢ ንኹሉ ጸሓፋይ ኮነ ተዛራቢ በየን ጀሚርካ በየን ትውድእ ኩፋት ማዕጾ ኮይኑ’ሎ፣ ብዙሓት ሰባትሲ ወረ ኣብ ተሌቪዝን እናዳተዛረቡ ብሓጎስ ንብዓት ሲዒርዎ’ዩ፣ ዓጀብ !
ብዛዕባ’ዚ ኣብ መስር ተረኺቡ ዘሎ ኣደናቂ ዓወት ህዝቢ ንኹሉ ጸሓፋይ ኮነ ተዛራቢ በየን ጀሚርካ በየን ትውድእ ኩፋት ማዕጾ ኮይኑ’ሎ፣ ብዙሓት ሰባትሲ ወረ ኣብ ተሌቪዝን እናዳተዛረቡ ብሓጎስ ንብዓት ሲዒርዎ’ዩ፣ ዓጀብ !
አብዚ ለንቅነ አብ ከባቢናን ማእከላይ ምብራቕን ተላዒሉ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል አብ መንጎ ምልካዊ ስርዓታትን በቶም ንዘመናት ብፖለቲካዊ ጸቒጢ መበገሲኡ ሰብኣዊ መሰሎም ዝተኽልኡ ነጻ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ አብ ገዛእ ሃገሮም ዝተሓርሙ፡ ብልሽውና፡ ስርዓተ ሕጊ አልቦነት፡ ሽቕለት አልቦነት፡ ማእሰርትን መግረፍትን ዘበገሶ ህዝባዊ ባርዕ ንለውጥን ዲሞክራስን ጥምጥም ይካየድ አሎ። ድሮ ድማ ህዝብታት ቱኒዝያን ምስርን … more
ብዙሓት ለባማት ንመሪርን ምቁርን መደምደምታኡ ክእምቱ እንከለዉ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኢሎምዮም ዝሰግርዎ ። ብጸቢብን ገፊሕን ይኸዉንዶኾን ኢሎም ካብ ምግማትን ብሃሳሰ-ለባም ኣካይዳ ካብ ምኻድን ድማ የድሕኖም። … more
ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ። … more
ፕሮፓጋንደኛ ህግደፍ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፡ {mpg width=”350″}gerahtu{/mpg} “ሕጂ ኣብ ቲ ዝሓየለ ደረጃ በጺሕና ዘለና ኤርትራዊት ስድራቤት ስለዘሐየልና ኢና” ይብል። … more
ንምልካውያን ፈተውቲ ስላጣን፡ ካብቶም ሓደ ዝገብርዎም ረቛሒታት ክግለጽ ተኾይኑ፡ ፍቕሪ ስልጣን፡ ብሕታዊ ሃብቲን ህቡብነት ምጥራይን እዮም። ህዝቢ ከምልኾምን ክፈርሖምን ድሕሪ ሞት ድማ ክዝከሩ ዓቢ ሃረርታ ናይ ምልካውያን እዩ። … more
ቅድሚ ኩሉ እንቓዕ ነዚ ኹሉ ዝግበር ዘሎ ጉያ ጉያን፤ ሓዞን ኣርክብን ጥራይ ከይኮነስ ርድኣዮን ርድኣናን ናይሓሶትን ናይ ሓቅን ጥርዓን ካብ ኩሉ ኩርናዕ ብሓባር ክንሰምዕን ክንርእይን ኣብጽሓና። … more
ቀኒእኩም ዶ ደቂ ዓደይ ብቕያ ህዝብታት ቱኒዝያን ግብጽን? ከመይ ዘይትቐንኡ ኣይ ከይፈተኻ እንድዩ ሕጅስ ብኻ ቱኒዝያዊ ኮይነ ወይ ግብጻዊ ኮይነ ንኽትብል ዘደናድነካ። … more
ሎሚ ቅነ ይሃምምን ይነጉድን ኣሎ። ስለናይቲ ደመናን ሰርብን ሓርየት ይሽትት ኣሎ። እሞ’ኸ ድኣ እዚ ኣዝመራ ይምልከተና ድዩ? እሂናይ ድኣ ከመይ ዘይምልከተና። ኣይ ንሕና እንዲና ግዳ ንጥላለት ፍትሒ ልዕሊ ዝኾነት ሃገር መስዋእትነት ዝኸፈልና። … more
መጀመርያ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ንኣብ ደገ ኮይኖም ግዘይኦምን፤ ገንዘቦምን፤ ሓንገሎም ዘወፍዩ ዘለዉ ተባዓት ተቃለስቲ ኤርትራውያን ብስም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ሰላምታይ ከቅርበሎም ይደሊ። … more
ሰላም !! ዝኽበርኩም ኣሕዋት ደቂ ሃገር ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሕጅውን !! ሰላም !! ንሎሚ መመላእታ ነቲ ናይ ቦኣምሆይ ቱኒሳውያን ንዓኹም የማስለና ኢለ ዘቅረብክዎ ‘የ ክዛረብ፣ … more
”ኣንታ ኣሎ ድዩ? ነዚ ኹሉ ግዜ ጠፊኡ ኔሩ ድኣ ሎሚ እንታይ እዩ ክብል” ትብሉ ትኾኑ፡፡ ሓቅኹም፥ እንተበልኩም`ውን ልክዕ ኣለኹም ኣይተጋጌኹምን፡፡ ምኽንያቱ ሎሚ`ውን በቶም መንድዓት ቃልሲ ኮይኖም ዘለዉ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ዝበሃሉ ዘስደምም ጽሑፍ ስለ ዘንበብኩ እምበር፡ ናይ ምጽሓፍ መደብሲ ኣይነበረንን፡፡ … more
ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል። … more
ተሞክሮና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጽንኩር ኩነታት ክትምልምል ከሎኻ ትምልመል ንኣሽቱን ዘይረኣዩን ዝመስሉ ፍጻሜታት ኣብ መንጎ ምንስሓብን ምትዕጽጻፍን በኒኖም ዝተርፉ መሲሎም ይረኣዩኻ ።ተዋህሊሎምን ግዜ ሓልዮምን ነቲ ገዚፍ ዓወት ዘበርከቱ ምንባሮም ግና ትኣምን ። … more
አይተ ኩሉ ባዕሉ አብ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ሕጻውንቲ ቖሉዑ አኪቡ አብ መድረኽ ድሕሪ ምድያብ ህብቡነቱ ከረጋግጽ ፈቲኑ;፡ መችም ዓቢዱ ጨርቁ ካብ ዝድርቢ ነዊሕ እዋን እንዲዩ ኮይኑ ዓገብ ክብሎ ሰብ አይተጸበኹን። … more
እነሆ 2010 ዓሚ ክንብላ ሰዓታት ተሪፉና። በጋጣሚ ኣብ ሆላንድ ነይረ ሽዑ ምስ ሓደ ሰብ ብጕዳይ ሸርፊ ነዕልል። እንታይ ኮይኑ ጐዲሉ እብሎ መልሱ ንኽሰምዕ ጥራይ። ንሱ ድማ፡ ኣይሰማዕካን ዲኻ ምስዚ ኵነታት ወርቂ ሃገር ሽሻይ ብሽሻይ ክትከውንያ ኢሰያስውን ተዛሪቡንድ’ዩ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ? ክብል መልሱለይ። … more
ብመሰረት ማርክሳዊ ፍልስፍና መንግስቲ ክብሃል ከሎ ሃደ ደርቢ ንኻልእ ደርቢዝምዝምዘሉ ወይ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሩ ዘእትወሉ መሳርሒ’ዩ። እዚ ትርጕም’ዚ ብፍላይ ኣብ ስሳታት ብዅላቶም ገስገስቲ ኢና ዝብሉ ወይ ንዓታቶም ዝስዕቡ መንእሰያትን ከም ቃል ኣምላኽ ዝውሰድ ዝነበረ’ዩ። … more
ሓደ ካብቲ ንኤርትራውያን ጸገም ኮይኑና ዘሎ ጉዳያት፡ ኣብ መንጎ ሃገርን መንግስትን ዘሎ ፍልልይ ኣነጺርካ ከተለሊ ዘይምኽኣል ኢዩ። ሃገር ከም መሬት መጠን፡ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ኪፈጥር ከሎ ዝፈጠሮ ቦታ ኢዩ። … more
30/11/2010 ብዙሕ ሰብ ነዛ ኣርእስቲ እዚኣ ክርኢ እንከሎ ኤርትራን ምድረበዳ ሲናይን እንታይ ኣራኸቦም ዝብል ሕቶ ከልዕል ይኽእል። … more
ምእንቲ ብደም ሰማዕታትና ዝረወየት ሃገርናን ፣ ምእንቲ ብኹቱር ጭቆናን ጥልመትን ምልክን ዝሳቐ ዘሎ ህዝብናን ፣ ምእንቲ ካብ ሃገሩ ክሃድም ኣብ ፈቐዶ ዶባትን ባሕርታትን ዕርድታትን ሞት ዝቐዝፎም ዘሎ መንእሰያትናን ፣ … more