ኣይነሳዕርሮ
ሎሚ ሳላ ምዕባለ ቴክኖሎጂ መራኸቢ ብዙሃን ካብ ኢድ ገበቲ ወጺኡ ዋላ’ኳ ከምቲ ዝድለ ናብ ኩሉ ኣይባጻሕ እንበር ብፍላይ ንተጠቀምቲ ኢንተርኔት ነጻ ኣብ ንኾነሉ ጊዜ ሰባት ነጻ ሓሳባቶም፣ ርእይትኦም፣ስክፍትኦም፣ ዝርኣዩዎ፣ዝወዓሉሉ፣ዝምስክሩዎ… ወዘተ፡ ኣብ ዝጽሕፉሉ ዘለው ጊዜ፣ ናይ ኣይትተንክፉና ዝዓይነቱ ወጠጥን ዘለፋን ምፍርራሕን ይረእ ኣሎ። … more
ሎሚ ሳላ ምዕባለ ቴክኖሎጂ መራኸቢ ብዙሃን ካብ ኢድ ገበቲ ወጺኡ ዋላ’ኳ ከምቲ ዝድለ ናብ ኩሉ ኣይባጻሕ እንበር ብፍላይ ንተጠቀምቲ ኢንተርኔት ነጻ ኣብ ንኾነሉ ጊዜ ሰባት ነጻ ሓሳባቶም፣ ርእይትኦም፣ስክፍትኦም፣ ዝርኣዩዎ፣ዝወዓሉሉ፣ዝምስክሩዎ… ወዘተ፡ ኣብ ዝጽሕፉሉ ዘለው ጊዜ፣ ናይ ኣይትተንክፉና ዝዓይነቱ ወጠጥን ዘለፋን ምፍርራሕን ይረእ ኣሎ። … more
‘ኢሳይያስ፡ እዚ ሓለቓ (ካፖ) ጥፍኣት፡ ንኸይፈልጠን ይኹን ንኸይዝክረን ዝመሓለለንን ዝጠሓለለንን ክልተ ነገራት ኣለዋ፡። ንሳተን ከኣ፡ እታ ቐዳመይቲ “ፍቕሪ ሰብ” እታ ካልኣይቲ ኸኣ “ምሕረት” እየን።’ … more
ሕጂ ኸኣ ጉድ ተረኺቡ ይበሃል ኣሎ! … more
ሎሚ ሓሙስ 11 ሕዳር 2010፣ ብኦስሎ ማእከል ዝተዳለወ፣ ኣብ ትሕቲ ”ዘተ ምስ ጭቆንቲ ስርዓታት – ይሰርሕዶ፧ (Dialogue with oppressing regimes – does it work) ዝብል ኣርእስቲ ተኻይዱ። … more
ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ቃልሲ ኤርትራውያን ኣንጻር መዳርገቲ ኣልቦ መንግስቲ ፋሽስትነት ህግደፍ ኣብ ዝላዓለ ጠርዚ ዝበጽሐ’ዩ ዝመስል ዘሎ። ወዮ ዳኣ ዘይትዕድልትናን ገለ ዘይንፈልጦ ጉድ ከይህሉ እምበር እዚ ሕማቕ ግፋዓዊ ምምሕዳርዚ ክሳብ ክንድዚውን ክኽይድ ወይ ክምጠጥ፡ ኣይምተገብኦን። … more
‘ኣለና’ እንቋዕ’ኳ ድሃይኩም ረኸብና። ድሃይኩም ስለ ዝጠፍኣና፡ ስለ ዝረሓቐና ኢንዲና ንሻቐል ዘለና! ሕጂ ከኣ ነቶም ንህግደፍ ከቃልዑ፡ ንህዝቢ ክምህሩ፡ ከበራብሩ፡ ክመርሑን ዝቃለሱ ዘለዉ እንቋዕ ኣርከብኩሞም። ሳላኹምን ሳላቶም ሓሓሊፎም ንህግደፍ ከቃልዑ ዝደፍሩ ዘለዉ ተባዓት ደቂ ህዝብን፣ ጉድ ህግደፍ ብዙሕ ሰብ ክሰምዖን፡ ክንብቦን፡ ክፈልጦን ዕድል ይረክብ ኣሎ። … more
ብቐዳምነት ሕውነታዊ ሰላምታይ አቕርበልካ። ካልኣይ ነገር ድማ ኣነ ኣለና ዘይኮንኩ ካብ ኣንበብቲ ሓደ’የ። ናብ ርእይቶን መመላእታን ክኣቱ። … more
ንስኻ ዲኻ ወዲ ኣፈወርቂ ኣማንካቱ ዎን ንሕና ብዘይ ደሞዝ ኣርባዕተ ዓመት ክንሸቂ ፈሪድኩምና ንስኹም ኣብ ቪኢላታት ኤሪትርያ ትቕመጡ ኣበይ ሃሎ እቲ ናይ ህዝባዊ ስልጣን ናይ ህዝቢ ድተባህለ ኣይትሓፍሩን ባዕልኩም ጠላማት ከሓድቲ ዎ ንሰብ ካሓዲ ትብልዎ ሕጂ ተራኪብና ኣለና ከም’ዛ ንሕና ብቁሪ ንሕለባ ደለና ኣብ’ዚኣ ምሳና ቁሪ ክትሕለብ ኢካ ሾዑ ስልጣን … more
ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ነታ መራሒት ናይ’ቲ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረት ብርቱካን ሚደግሳ፡ ንኻላኣይ ግዜ ምሕረት ሂቡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣሰናቢቱ፡ ከም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜጋ ብናጽነት ክትነብር ዲሞክራሲያዊ መሰላ ብምኽባር ነጻ ሰዲድዋ። … more
ዝኸበርኩም ኣንብብቲ ኣርእስቲ ናይዛ ጽሑፍ ከም እትግንዘብዎ ካብቲ ኤርትራዊ ንሃገሩ ምግዳልን ምቅላስን ማዕረ ክንደይ ከቢድን ጽንኩርን ምዃኑ ንምግላጽ እተጠቕመላ ኣበሃህላ እተወስደት እያ። እወ እቲ ጉዕዞ እቲ፡ቀሊል ጉዕዞ ኣይነበረን። … more
18- መስከረም 2001 ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልዕሊ 1000 ንጹሃት ዜጋታት ብጃምላ ዝተኣሰሩላ፡ ንደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንዓለም፡ እቲ በደል ጎሊሑ ዝተመስከረላ ጸላም ዕለት ኢያ። እንሆ ድማ ዝኽሪ መበል 9ይ ዓመት ንምኽባር፡ ሕልናና ደሪኹና ንዝክራ ኣለና። … more
ኣብ ስነ-ጽሑፍ ክሓናጥጥን እጃመይ ከበርክትን ተበጊሰ ኣሎኹ’ሞ፡ ጽሑፈይ ሓፈሻዊን ንሰብን ንባህሪኡን ዝገልጽ እምበር፡ ኣጻብዔይ ኣመልኪተ ንዓኻ’የ ዝብሎ ሰብ ክሳብ ዘይሃለወ፡ ብጽሑፈይ ዝተተንከፈ ኮይኑ ከይስምዖ ኣቐዲመ ሓደራ እብል። … more
ነዞም ኣናብስ ደቂ ተባዕትዮን ኣናብር ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ክንየተሎም ነውሪ ኣይነበሮን። የግዳስ ትምክሕተኛ ወዳቓይ’ዩ ኣቤት’ወ ኣየርእየና ተባሂሉስ ብዓይንና እውን ንርእዮ ስለዘለና ነዞም ሰብ ሓቂ፡ ሰብ ኒሕ፡ እወ ሰብ ቅያ ብጾት ኣክንዲ ክምክሓሎም ከመስግኖም መሪጸ። … more
በቲ ለባማትን ከኢላታትን ሃገራዉያን ባይታ ዘተ ዘጣጥሑልና ተጠቒምና ኣሰር ናታቶም ሒዝና ይሓይሽ እንብሎ ኣካይዳ እዋናዊ ቃልሲ ክንዝቲ ኣብዚ ምብቃዕና ሓጎስ ኩልና ምኻኑ ንኣምን ። … more
ልክዕ ቅድሚ 49 ዓመታት ከምዛ ሎም እታ ንፓለቲካዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ: ናብ ብረታዊ ገድሊ ዘሰጋገረት ቀዳመይቲ ንጣር ቁልዒ ሓዊ: ካብታ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እትምራሕ ቀዳመይቲ ጋንታ ሓርነት: አብ እምባ አዳል ተተኮሰት:: … more
ሕቶ ዋዕላ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት ኤርትራውያን ኣገዳሲ ቦታ ሒዙ ከምዘሎ ክከሓድ ዝኽእል ኣይኮነን። … more
ሎም ዘመን ኩሎም ጸረ ህግደፍ ኤርትራውያን ትንፋስ ወሲኾም ፉሕፉሕ እንክብሉ ህግደፍን ሰዓብቶምን ግና ትንፋስ ሓጺርዎም ብሓይሊ ኢንፉዥን እዮም ትልኽ ዝብሉ ዘለው። … more
መንእስይ እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ወለዶታት ዘሎ ድንድል መላግቦ ናይ ሓደ ሕብረተስብ ኢዩ። ነቲ ዘሎን ዝመጽእን፡ ናይ ሎምን ጽባሕን ጠሚሩ ዘየቋርጽ ህላወ ወለዶታት ዘውሕስ፡ ንሰንሰለታዊ ምውርራስ ምዕራፋት ታሪኽ ዘማዕቁብ ወለዶ’ዩ። … more
ዝኸበርካ አምባቢ ከምኡ ውን ዝኸበርካ ተስፋማሪያም ሓጎስ መቸም ሳይበር ኢንተርነት ክበሃል ከሎ መራኸቢ ቡዙሃን አብ መላእ ዓለም ሓበረታ መለዋወጢ ነዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም መቀላጠፍን ሓሳብ ንሓሳብ መለዋወጥን ስለዝኾነ ኣብዚ ሙዕቡል ሕብረተሰብ ብጣዒሚ አገዳስነት አለዎ። ብዕለት 6 ነሓሰ 2010 ብተስፋማርያም ሓጎስ (ቁኑዕ ሽሙ ይኹን ናይ ብርዒ ሽሙ ብዘየገድስ) አብ ኣለናልኪ.ኮም ዝተጻሕፈ … more
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መደረ ኣብ መዛዘሚ ባዓል ናይቲ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሆተል ክራዉን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ ናይ ድራር እንግዶትን ባህላዊ ምሸትን፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ዝኾነ ኣቶ ሙኽታር ከድር ዘስምዖ መድረ ትርጉም እዩ፡፡ … more