ህዝቢ ኤሪትራ ሕድሪን መብጻዓን ኣለዎ! – መልሲ ንየማነ ገብረአብ
ካብ ዕለት 29/7 — ስጋዕ 1/8 አብ ሽወደን መጺእካ አብ ዝነበርካሉ መዓልታት ምስ ንናይ ሽወደን ዜና መዲያ ዝሃብካዮ መልስታትን አብ ልዕሊ መንግስቲ ሽወደን ዘቕረብካዮ ናይ ሓሶት ኽሲ ማለት መንግስቲ ሽወደን ብፍላይ ድማ መድያ ናይ ሽወደን ንኤሪትራውያን ተቐማጦ ሽወደን ይብድልዎም አለው ዝበልካዮ ንኩሉ ኤሪትራዊ ዝምልከት ስለዝኾነ ነቲ ጸለመታትካ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ኤሪትራዊ ከቃልዕን … more