Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/06/ቊጽሪ-ስዉኣታን-ብዝሒ-ህዝባን-ዘይትፈልጥ-ነጻ-ሃገር.pdf"]  

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ባዕሉ ዝረሸኖም ተጋደልቲ፡ ካብ መዝገብ ስውኣት ሓኺኽዎም’ዩ ኣብ 20 ሰነ, 1992፡ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ፡ ስድራቤት ስውኣት መስዋእቲ ደቆም ዝተረድኡሉን 20 ሰነ ሃገራዊ በዓል ከምዝኾነን ብወግዒ ዝተኣወጀሉን ዕለት’ዩ ነይሩ። ኣብቲ ህሞት’ቲ ልብኻ ዝትንክፍን ዘሐብንን መግለጺ ዝምልከቶም ኣካላትን ስምዒታት ስድራቤት ስውኣትን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን

READ MORE

ሕድሪ ብግብሪ! ንሰማእታትና ክንሰርሓሎም እንኽእል ነባሪ ሓወልቲ ፡ ልዕልና ሕጊ ዝሰፈና ቅዋማዊት ኤርትራ ምትካል እዩ! ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ሃገረይ! ብለግሲ ደም ዝጸደቕኪ ህያብ ሰማእታት ኢኺ `ሞ፡ ሰራውርኪ ተሰሚሙ ቆጽልኺ ከይሓርር፡ ብመሪር ቃንዛ፡ ንብዓትኪ ተጸሚቑ ከይውዳእ፡ ዝሰትኽዮ ደም ፈርዩ ብደቂ ስዉኣትኪ ክንዲ ዝብላዕ፡ ኣሰር ንብዓትኪ ነዚዑ ተመሊሱ ናብ መሬት

READ MORE

ሓወልቲ ፑሽኪን ኣብ ኣስመራ፡ ኣስከሬን ኤርትራዊ ኣብ ምድረበዳ ሳህራ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ መሬትን ማያትን ኤርትራ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ቃጽዖ፡ ኩርባን ስንጭሮን ኣብ ከርሱ ዘይተበርበረ ድንግል ፍጻሜታትን ቅያን ዓቂቡ ኣሎ። መሬትናን ማያትናን ብዝግባእ እንተዝፍተሽን ብክኢላታት ምርምር እንተዝካየደሉን ድማ፡ ስምን ዝናን ሃገርናን ህዝብናን፡ ማዕረተን ኣብ ዓለምና ብታሪኸን ቅርስታትን

READ MORE

ህዝብና ልቡ ከም ክፉት መጽሓፍ ዝንበብ ኔሩ። ሃገርና'ውን ዓዲ ግሩሃት’ያ ዝነበረት። ሎሚ ግን ኣብ ኢድ ጎራሓት ኣትያ ትደምን ተእውን’ያ ዘላ። ሞትን መርድእ ግዛ ተረሖ ስለ ዝኾነ፡ ‘ክተርድኦም ከድካ መይቶም ይጸንሑኻ!’ ዝተባህለ’ዩ ኮይኑ ዘሎ። ቀባሪ ስለ ዘይርከብ’ውን በቶም ዝተረኽቡ ቆልዓ ሰበይቲ ምዉት ሓመድ ዝለብስ። ህዝብና፣ ‘እንታይ

READ MORE

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን! ካልኣይን መወዳእታን ኢሳያስ፡ መንነቱን ሓቢኡ፡ ነቶም ካልኦት ምእንቲ ህዝቦም ክስውኡ ንበረኻ ዓዶም ዝወፈሩ ደቂ ገርሂ ልባ መሲሉ፡ ናብ ሜዳ ከም ዝተሰለፈ ኢዩ ታሪኹ ዘረጋግጽ። ንህዝብና ናጻ ንምውጻእ ካብ ካልኦት ንላዕሊ ዝቃለስ መሲሉ ስለ ዝተራእዮም ኢዩ ከኣ ልቦም ክሰርቕን፡ 'ጨጓር ዳንጋ!' ሰይሙ ከም

READ MORE

መቃብር ኣቦይ ስኢነዮ፡ መቃብር ኢጣልያዊ ግን ረኺበዮ ኤርትራውያን፡ ንመሰልናን ክብረትናን ብዙሕ መስዋእቲ ዝኸፈልና ግን ብዝግባእ ዘይተዘርበልናን ዘይተጻሕፈልናን፡ ዝተበደልናን ዝተዘረናን ግን ዘይተኻሓስናን፡ ንዓመታት ዘእውናን ዘይተሰማዕናን ህዝቢ ኢና። ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክህልወና፡ ክንሕፈር፡ ስደት ከብቅዕን ኣብ ገዛእ መሬትና ብኽብረት ክንነብርን እንተኾይና ከኣ፡ ኩሉ ፖለቲካዊ ፍልልያትናን ውልቃዊ ኣተሓሳስባናን

READ MORE

  ያልታደለ ህጻን = ዘይተዓደለ ህዝቢ ሕሉፍ ታሪኽና ንኽድገም ኣይበጻሕናን ዶ ኣብ ገምገም፧ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ ዝፈጠሮሎም ስግኣት ኣብ

READ MORE

24 ግንቦት 2020 መግለጺ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ                                                                 ብኣጋጣሚ መበል 29 ዝክረ-ዓመት ሓርነት ኤርትራ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሰብ-መዝን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ፡ ሃገራዊ ሓይልታት ተቓውሞ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡   ኣቐዲመ፡ በዚ ዕዙዝ ኣጋጣሚ ናይ መበል 29 ዝክረ-ዓመት ሓርነትን መበል 27 ዝክረ-ዓመት ልዑላዊ ናጽነትን ኤርትራ፡ ንመላእ ህዝቢ

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ ዝሃነጾ ዘዕነዎ ካብ ዝኣበዶ ዘብከዮ ይበዝሕ ጉጅለ ህግደፍ፡ ንጸሊም ጻዕዳ ንድሙ ድማ ሓርማዝ ኢሉ ከእምን ዝኽእል መልሓስን ፖለቲካዊ መናውራን ስልበጣን ስለዘለዎ፡ ኣብ 24 ግንቦትን 20 ሰነን ገበናቱ ንምሕባእን የዋሃት ንምድንጋርን፡ ነቲ ናይ እዋን ገድሊ ደርፍታትን ስእልታትን ኣብቲ ባዕሉ ዝብሕቶ መራኸቢ ብዙሓን ደጋጊሙ’ዩ ዝነግረና።

READ MORE

  Photo: Migrant Voice UK   ንምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሓላፍነቱ ምስካም ዝኣበየ መንግስቲ  - ብድሆ ንደለይቲ ፍትሒ ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ንምክልኻል  ቫይረስ  ኮሮና ዝኸውን  መሳሪሒታት ብቻይናዊ ቢልዮነር ጃክማን ጉጅሊኡ ኣሊባባን ናብ ኤሪትራ ዝተላእከ ሓገዝ መንግስቲ ኤሪትራ ምንጻጉ ይዝከር። እታ ሒዛቶ ዝመጸት ነፋሪት ክትወርድ ፍቃድ ተኸሊኣ ተመሊሳ። ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ድኻታት ሃገራት

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉ ዘለዎ ኣሰካፊ ኵነታት ኢትዮጵያ መብራህቱ ኣተወብርሃን   ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን፡ ብዘስምዖ ናይ ሰላምን ምክብባርን ጻውዒት፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ዞባናን ኣወንታዊ ስም ምትራፉ ይፍለጥ። ካብ ቃል ሓሊፉ`ውን ከም ምፍታሕ እሱራት፡ ተቓወምቲ ውድባትን ውልቀሰባትን ንዓዶም ከምዝኣትዉ፡ ናይ ሜድያ ናጽነት ከም ዝረጋገጽ፡ ዕስራ

READ MORE

ዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ (26 Sep. 1949  -  11 May 2020) ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ በርሀን ካብ ኣዲኡ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ዓለም ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ጽኑዕ ቀይዲ ምንቅስቓስ እተዘውትረሉ ዘላ፡ እቲ ብለበዳ ቫይረስ ኢሳይያስ ድሮ ን20 ዓመት ተቐይዱ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ `ውን ኣብ ገገዝኡ ተረጊጡ ብሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን ኣብ ዝሕለወሉ ዘሎ ቅንያት ናብ ኢትዮጵያ ገይሹ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምርኻቡ፡

READ MORE

ንህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ዝኸልእ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት   ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣቶ ኢሳያስ ሓሚሙ፡ ተውጺዑ፡ አረ ሞይቱ እዩ ዝብሉ ወረታት ክነፍሱ ወሪሖም እዮም። ከምዚ ዝኣምሰሉ መሰረተ-ኣልቦ ናይ ሓሶት ወረታት ክዝርግሑ ቀንዲ ምኽንያት ዝኾኖም እቲ ኣብ ሃገርና ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወልቀ-መላኺ ስርዓትን ምስጢራዊ ኣሰራርሕኡን እዮም። ኣብ ውሽጢ ሃገርና

READ MORE

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊ ትእጎድ ኣላ መን’ዩ ግን ክስሕና ኣብ ቤትካ ሽሕ ግዜ ሰላምን ሃብትን ይሃልኻ፡ ኣብ ጎረቤትካ ህውከትን ጥሜትን እንተሎ ግን ቀሲንካ ኣይትነብርን ኢኻ። ኣብዛ ምድራዊት ዓለም ብኸማኻ ሰብን ካልኦት ፍጡራትን ተኸቢብካ ክሳብ ዘለኻ ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ፡ ክትጽሎ ወይ ክትጸሉ ባህርያዊ ኢዩ። ኤርትራ ኣብ ማእከል ብቀጻሊ

READ MORE

ሕልሚ ኢትዮጵያ፡ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እስራኤል ኢትዮጵያ፡ ንፋሽሽታዊ ጥልያን ስለዝሰዓረት፡ ዋና መዲና ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፡ መፍለቂት ዘመናዊ ሰብ፡ ወናኒት ጥንታዊ ቅርስታትን ሃይማኖት ክርስትናን፡ መስሕብ ወጻእተኛታትን  ስለዝኾነት፡ ኣብ ምስፋን ሰላምን ምትሕግጋዝን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዕዙዝ ተራ ስለእትጻወት፡ ከምኡ’ውን ደርማስ ብዝሒ ህዝቢ፡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ጸጋታትን ስለዘለዋ፡ ኣብ

READ MORE

ኣብ ልብና እዩ ሰፈረን መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት እዩ (ኮፍ ዝበለት ኣበራሽ ምልኩ፡ ደው ዝበለት ደሃብ ተስፋጼን) እቲ 1961 ዝጀመረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ እግሪ ተኽሉ እንከሎ ሰውራና ንኽዕወት ደቅንስትዮ ክሳተፍኦ ኣለወን ዝብል ናይ መጀመሪያ ሓሳብ ኣብ መፋርቅ 60ታት ዘቅረበ ተጋዳላይ ተኽለ ዓንዶም እዩ እንተ ኾነ ተተሪኹልና ኣይፈልጥን እዩ።

READ MORE

ስኒት ዘለዎም ኣናህብ መዓር ይጐርሱ፡ ፋሕ ዝበሉ ሃመማ ገምቢ ይልሕሱ! ኣብ ያታናን ባህልናን ንሓድነት ህዝብን ሃገርን ዝሕብሩን ዘተባብዑን ብዙሓት ምስላታት ኣለዉ። ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ፡ መኣዶ ምስ ዝሓብር ኣንበሳ ይኣስር ኣሕዋት ክፋቐሩ፡ ጸላእቲ ይባረሩ ላም ፍርቂ ጐድና ኣይትሰብሕን’ያ ኣፍንጫ እንተ ተሃርመት፡ ዓይኒ ትነብዕ፡ ወዘተ ዝብሉ ይርከብዎም። ኣነ ንሓድነትናን

READ MORE

ብሞት መላኺ ኢሳያስ ስለምንታይ ኢና ንሻቀልን ንግደስን ሞት መራሒ ሓንቲ ሃገር እንተስ ብሓደጋ እንተስ ብሕማም ከጋጥም ይኽእል ኢዩ። እቲ ኣማውታ ይፈላለ ይኸውን፡ ምውላድ እንተሎ ግን ካብ ሞት ዘምልጥ ሰብ ከምዘየለ ዘካትዕ ኣይኮነን። ኣብተን ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝኽተላ ሃገራት፡ ሞት መራሕተን ከጋጥም እንከሎ፡ ህዝበን ኣብ ሻቅሎትን ዕግርግርን ኣይኣቱን

READ MORE

ተበራበር፡ ክሳድ ሓዝ ህዝቢ ኤርትራ! ከምዚ ብርሑቕን ቀረባን እትሰምዖ ዘለኻ ንጉሆን ምሸትን ምስ ለበዳ ቫይረስ ተጸጊዑ ህቦቡላ ወረ የናውጸካ ኣሎ። ኢሳይያስ ሓሚሙ ጸሚሙ፡ ሞይቱ ተሲኡ ዝብል ወረ ኣብዚ ቅንያት`ዚ ጥራይ ዓሰርተ ሻዕ ተመላሊሱካ፡ ገና ዙርያኡ ኣይወደአን፡ ክውዳእ ዝድለ `ውን ኣይመስልን። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣንፈት ንፋስን ጾር ንፋስን ዘይፍለጠሉ

READ MORE

እዚ ብህዝቢ ኤርትራ ወግሐ ጸብሐ፡ ዝምሕልን ዝጥሕልን ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ን50 ዓመታት ካብ ክቱር ሃገራዊ እምነትን ፍቅርን ዝነቅል ዝግራህን ዝዕሾን ህዝቢ ምርካቡ ስልጣኑ ክዕቅብ ከም ጽቡቅ ዕድል ተጠቂሙሉ ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ሓደ ክልተ ስሱዓትን ዮውሃትን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ቀታሊ፡ ኣጽናቲ፡ ዘይሕጋዊ፡ ዓፋኒ፡ ግሃሲ መሰል

READ MORE

ኢድኩም ተሓጸቡ!   ኣብ’ዚ እዋን ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ -19 ዝላበዓሉን ሂወት ሚልዮናት ሰባት ዝቐዝፈሉን ዘሎ ህሞት፡ ኢድካ ምሕጻብ ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ብሰብ ሞያ ጥዕና ዝወሃብ መከላኸሊ ናይ’ዚ ለበዳ ኢዩ። ኣብ ሕብረተሰብና’ኳ  ኢድካ ምሕጻብ ብህጻንነትና ካብ ወለድናን መማህራንና ንመሃሮ መባእታዊ ልምዲ ምዃኑ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ’ዩ። ከም’ዚ  ስለ

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ካብ ብጨናፍር ህግደፍ ብሰራውር ህግደፍ ከይንሳቀ ንጠንቀቅ ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ፖለቲከኛታትን፡ መኣዝንን ኣቃልቦን ተቃወምቶምን ጸላእቶምን ንምጥምዛዝን ሓቂ ንምኽዋልን፡ ኣብ ሕብረተሰብ ቤላበለውን ምህውታትን ከምዝልሕም ይጽዕሩ። ሓደ ሓደ እዋን፡ መራሕቲ ሃገራት ውሽጣዊ ቅልውላዋቶምን ተጻባእቶም ንምግላል ፡ ክሳብ ምስ ካልኦት ሃገራት ኩናት ምእዋጅን ብመራኸቢ ብዙሓን ናይ ቃላት ውግእ

READ MORE

ብመሰረት ኣብ 1951 ዝተኸተመን ኣብ ዓንቀጽ ሓደ ሰፊሩ ዘሎን ኣህጉራዊ ውዕል ኣተሓሕዛን መሰላትን ስደተኛታት፡ ብኩናት፡ ብጥሜት፡ ብግጭት ሃይማኖትን ዓሌትን ካልእ ጠንቅታትን ኣብ መበቆላዊ ዓዶም ብሰላም ዕለታዊ መነባብሮኦም ክመርሑን ህይወቶም ከድሕኑን ንዘይክኣሉ ዜጋታት፡ ኣብ ካልእ ሃገር ናይ ምንባር ዑቁባን መባእታዊ ሓለፋታት  ክረኽቡን መሰል ኣለዎም። ኩለን ነዚ

READ MORE

በቲ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዓቕሎም ዝጸበቦም እሱራት ቤትማእሰርቲ ሰምበል ትማሊ ሰንበት 5 ሚያዝያ 2020 ማዕጾ ቤትማእሰርቲ ሰይሮም ከምእተበተኑ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ተመሳሳሊ ሕብሪ ዘለዎ ናይ ቤትማእሰርቲ ልብሲ ዝነበሮም እሱራት እቲ ብምኽንያት ገደብ ምንቅስቓስ ኮረናቫይረስ ጸምዩ ዘሎ ከባቢታት

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ፡ ገንዘብ ክደሊ’ ከሎ ንኤርትራውያን ኤርትራውያን ኢሉ ይጽውዓና ቀዳሞት ክምስሉ እንከለዉ፡ “ኣፍካስ ብልዓሉ እምበር ኣይትበድዓሉ” ይብሉ። ብፍላይ ልዑል ሓላፍነት ተሰኪምካን ጓሳ ህዝቢ እንተኾይንካን ድማ፡ ትሕትና ከተዘውትርን ትርግታን ቃንዛን ናይ እትውክሎ ህዝቢ ክትግንዘብን ኣገዳስን መምዘኒ ብቁዕ መሪሕነትካን ኢዩ። ብኣንጻሩ፡ መልሓሱ ሕማቅን ኣሽካዕላልን ጥራይ ክዛረበሉ ዝተዓደለ ጥዑም

READ MORE

ቻይናዊ ቢልዮነር ጃክ ማ ብመንገዲ ትካሉ ዓሊባባ፡ COVID-19 (ቫይረስ ኮረና) ንምክልኻልን ለበድኡ ንምቊጽጻርን ንኣፍሪቃ ዘወፈዮ፡ ብማዕከናት ዜና ብዙሕ ዝተወርየሉ ጥዕናዊ መሳለጥያታት፡ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእተማቓርሐ ኳ እንተሓበረ፡ እቲ ናይ ኤርትራ ብጽሒት ኤርትራ ከምዘይኣተወ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ናይ

READ MORE

ጋሻ ውሕጅ ኮሮና ቫይረስ ክሓልፍ’ዩ፡ ኣብ ቅድሚኡ ግን ጠጠው ኣይንበል ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ መላእ ዓለም፡ ብዛዕባ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ዘይትዛረብ ሃገር ወይ ማዕከን ዜና ትከሰስ። ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ዶብ፡ ሃይማኖት፡ ዕድመ፡ ሃብቲ፡ ጾታ ዘይፈሊ ብኣልማማ ንኹሉ ስለዝለክፍን ስለዝቀዝፍን ድማ ንኹሉ ንጥፈታት ዓለም ብሒትዎን ኣልሚስዎን ይርከብ። ብጠንቂ ሕማም

READ MORE

ዕላማ ስርዓት ህግደፍ ኤርትራ ጽግዕተኛዶ ንምልሓቕ ናብ ኢትዮጵያ?   በትሪ-ስልጣን መንግስቲ ሓደ ሃገር ምጭባጥ ወይ ኣብ ቦታ መሪሕነት ድርጅታት ምቕማጥ ብሓላፍነት ዘሕትት ረዚን ሕጋውን ሞራላውን ታሪኻውን ግዴታ ዘስዕብ ጉዳይ እዩ። ከም ክብደት እቲ መዝነት ወይ ስልጣን ብጽሑፍ ዝሰፈረን ዘይሰፈረን ብማሕላ ዝተሰነየ፡ ዝኣተኻዮ መብጽዓ ወይ ውዕል ብትኽክል፡ ብስርዓት ክትፍጽም

READ MORE

ዓዲ ጥልያን፡ ማእከል መጥቃዕቲ ናይቲ ኣብ ቻይና ዝጀመረ ተላባዒ ሕማም ኮሮናቫይረስ ካብ እትኸውን መዓልታት ሓሊፉ ኣሎ። ትማሊ ቐዳም 21 መጋቢት 2020 ጥራይ፡ 793 ኢጣልያውያን ግዳያት ናይቲ ሕማም ኮይኖም ህይወቶም ሓሊፉ። እዚ ዘሕዝን ጥፍኣት`ዚ፡ ኣብ ዓለምና በዚ ሕማም`ዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዘጋጠመ ዝዓበየ ናይ ሞት ሓደጋ

READ MORE

ነዚ አርእስቲ እዚ አልዒለ ክጽሕፍ ድላይ ውን የብለይን። አብ ገዛኻ ዘሎ ገበል ገዲፍካስ አብ ጎረቤትካ ዘሎ ተመን ስለዘይተውጽእ፡ መጀመርያ ቀዳማይ ጸላኢኻ ምስ አለኻ ኢኻ ናብ ናይ ደገ ተድህብ ካብ ዝብል እምነት እዩ።   [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/03/Klte-Gets.pdf"]  

READ MORE

ኣብዚ መድረኽ’ዚ ብዓይኒ ሓቀኛ ፖለቲካዊ ኣጠማምታ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ “ደገፍቲ መንግስቲ ወይ ተቃወምቲ መንግስቲ” ኢልካ ኣብ ክልተ ደምበ ክትመቅሎ ኣዝዩ ኣጸጋሚ’ዩ። ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ፡ ብሕጊ ኣልቦን ትዕቢትን ዝጓዓዝ ቀታሊ ሰብን ዘማቲ ሃብትን ጉጅለ እምበር፡ ብህዝቢ ዝተመርጸን ቅርጺ መንግስቲ ዘለዎን ስለዘይኮነ፡ ንጉጅለ ህግደፍ፡ “መንግስቲ ኤርትራ” ኢልካ ክትጽውዖ

READ MORE

ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ብዕለት 10.03.2020 ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ሓዘን ዝግበርሉ ቦታ ካብ ሓሙስ ክሳብ ቀዳም ኣብ Welde Str. 36, 34127 Kassel ፍትሓት ዝግበርሉ ቀዳም ሰዓት 13:00 ኮይኑ ኣብ St. Laurentius Kirche Welde Str. 36 34127 Kassel ንዝያዳ ሓበረታ ብሞባይል ቁጽሪ 01521892421 ተወከሱ ስድራቤት   ቴለቭዥን ኣሰና ንመዋቲ መንግስተ ሰማያያት

READ MORE

ኣይተንብዕዋ ኣደ ክንዲ ኩሉ’ያ ርኢኻ ዘይትምኖ ግርማ ገዛ መኣዲ ስድራቤት ዘይትውዳእ ሓለዋት መኣዛ ቤት ዝመልእ ፍሽኽታ ለውሃታ ኣለዎ ሓለፋ ዕንጋለ ላዛ ትሕለብ ፍቅሪ ልግሲ ምቁር ዕላል ዋዛ። ሓደራ ኣይተንብዕዋ።   ‘ነደ ሓሳብ ልባ ኣስምሩላ ሕልማ ኣይትኹለፍዋ ጭንቀታ ቀንጥጡላ ንብዓታ ሓቢስኩም ኣጸናንዕዋ ድርዒ ኮይንኩም ተኸላኸሉላ ካብ ጥፍኣት ኣድሕንዋ ደቃ ብህይወትኩም ከይትድፈር ንሓዋሩ ከይትስእንዋ። ኣይተንብዕዋ።   ኣደ ከይትቆርር

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ኤሪትራዊት ዋዕሮ!!! (ንስለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደ.ኣ.) *** ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) መጋቢት 7፡ 2020 ******** ነየናይ ሰጊረ ነየናይ ክዝክሮ ታሪኻ ልዑል`ዩ ሓርበኛ ኤሪትራዊት ዋዕሮ ዘይቕበር ሓቂ ዝባን መሬት ዝነገሮ። *** ንስቓይ ኤሪትራዊት ክትገልጾ ንኹሉ ፍጹም ዘይከኣል`ዩ ቃላት ክትረኽበሉ ጅግንነታ ዝበለለ  ሕልና ዘይብሉ። ***   ዛውያ ቁኖኣ ምስ ኮነ ጎተና ዝዓጠቐታ

READ MORE