Category Archives: ሌላ

ሓርበኛ እንተሞተ ታሪኹ ግን ኣይመውትንዩ ! ቅያ ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ተኽሎም

Shambel1

  ሓርበኛ እንተሞተ ታሪኹ ግን ኣይመውትንዩ ቅያ ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ተኽሎም ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ከምዝበሃል  ንሕና እንተዘይገበርናሉ አቲ ታሪኹ ግን ከይነግርና ክንሓልፍ ሕልናና ስለዝወቅሰና ቁሩብ ካብቲ ታሪኹ ክንትንክፍ ኢና። ናይ ክቡር ሓውና ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ሓርበኛዊ ስርሑ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዚቢ ኤርትራ ዓቢ ምዕራፍ ዝሓዘ ወይ ክሕዝ ከምዝግብኦ ኣየጠራጥርንዩ። … more

Posted in Eritrea, ሌላ, ማሕበራዊ, ትግርኛ | 12 Comments

ኣማኑኤል ኢያሱ እዝጊ ኣማኺሩካ! (2ይ ክፋል) ብ ማይክል(ብራዘር) ተኸለ

ኣብ ቀርዳማይ ክፋል ጽሑፈይ: ንወዲ ትኹል ኣልዒለ ብዛዕባ ህላዌኡ: መርገጺኡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ዘሎዎ ቀይሩ ንህዝቡ ክኽሕስ:ንዝሕረረ ልቢ ህዝቡ ክድብስን ንሰማእታትና ድማ ሞስኦም ክመልስ ዝብል ጽሒፈ ኔረ፣ሕጂ ድማ ካልኣይ ክፋል ናይ ተስፋይ መሓሪ(ፍሒራ) የቅርበልኩም

Posted in ሌላ | Tagged , , , , , , , , , | Leave a comment

ኣማኑኤል ኢያሱ እዝጊ ኣማኺሩካ !

ወዲ ትኹል ብሓቂ ኣብ ልዕሊ መሬት ትነብር ኣለኻ? ኣብ ልዕሊ መሬት ትነብር እንተሊኻ ኣበል ደኣ ‘ሎ እቲ ኩሉ ክእለትካ? ኣበይ ኣሎ እቲ ጥዑም ጎሮሮኻ? ድምጽኻ ኣብ ክንዲ ንደገ ተውጽኦ ከም ዝተደጎለ ሓዊ ንውሽጢ መሊስካዮ፡ ከም ነብሰ ጾር ኣብ ከብድኻ ሒዝካዮ ትጓዓዝ ኣለኻ።

Posted in ሌላ | Tagged , , , | Leave a comment