Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ኩሎም ሲኢናቶም። ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ 08/10/2013 ኣነበጃ ዶ ትብሊሎኺ ትንነዊ፧ ኣብራኽኪዶ ትጥፍጥፊሎኺ ተእውዪ፧ ንዓይ ዘይገብረለይ ዝነበረዶ ትብሊሎኺ ‘ናቖዘምኪ፧ ኩሉ ኣብከብድኺ ጌርኪ፣ ከይሰምዑኺ፣ ተዓጽኺ፣ እንዳበኸኺ፧ ዝብከየክስ ንስኺ’በር ወላድ መኻን ንቡር ዝሰኣንኪ ምስ ደቅኺ ንቡር ምኻን ጮንጊዑ ሰንዲዩኪ ከም ሩኳን ኣብ ደገ የሕዲሩኪ ምስ ቁንጪ/ቱኻን፡ ሕሰምኪ ሪኡ ዝተሰደ ውላድኪ ድሓን ክኣትወልኪ ጸሊኺ ሰጊድኪ ኣይቀደወን ኣይረኸብክን ኢድኪ ደቅኺስ ኣይሪኢዎ/ኣይሰምዕዎ ንዓኺዩ ዝብከየኪ፡ ይበኽየልኪለኹ

READ MORE

ፈይሰል ዝለበሶ ጋውን ስለዝነውሖ ብእግሩ ከይረግጾ ብጸጋማይ ኢዱ ጨቢጡ ንላዕሊ ብምስሓብ’ዩ ዚንቃሳቀስ። ስልማት ዛግረ ወናኒ $40 ሽሕ ናቕፋ መዳልያ ኮይኑ ኪሓልፍ ጥርጥር ኣይነበሮን።ኣብቲ ብላቭ ሱኬር ዝፍለጥ መራኸቢ ቦታ ካብ ካልእ ዝተፈላለያ ዝበዝሑ ቤተሰብ ተመረቕቲ’ያ ኣአንጊዳ።

መሰል ሕቶ ዑቕባ ብኣህጉራውን ዘቤታውን ሕግታት ‘ዩ ዝመሓደር። በዞም ሕግታት እዚኣቶም ዝተሰማምዑ መንግስታት ከኣ፡ መምዘኒታት ዑቕባ ንዘማልኡ ሰባት ድሕነቶም ክሕልዉሎም ግዴታ ኣለዎም። መሰል ሕቶ ዑቕባ ኣካል ዘቤታዊ ሕጊ ዓባይ-ብሪጣንያ እዩ።

መሰል ሕቶ ዑቕባ ብኣህጉራውን ዘቤታውን ሕግታት ‘ዩ ዝመሓደር። በዞም ሕግታት እዚኣቶም ዝተሰማምዑ መንግስታት ከኣ፡ መምዘኒታት ዑቕባ ንዘማልኡ ሰባት ድሕነቶም ክሕልዉሎም ግዴታ ኣለዎም። መሰል ሕቶ ዑቕባ ኣካል ዘቤታዊ ሕጊ ዓባይ-ብሪጣንያ እዩ።