Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ? ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ? ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ከዳልዋ ዝደለኩሉ ምክንያት እቲ ኣብ ሓምለ1979 ዓ.ም.ዝተሰውኤ መንግስትኣብ ኢሳቕ ቑርብ መዓልታት ቐድሚ ምሟቱ ባዕሉ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ሰለዝረከብኩዋን ታሪኽ ናይ ስውኣትና ተረሲዑ መታን ከይተርፍን ታሪኽ ናብቲ ሓዲሽ ወለዶ ንምስግጋርን ስለዝደለኩን ኢየ፡፡ እግረ መንገደይ ድማ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ፡ እንሆ እምባአር መበቆል ደብተር ናይቲ ቢተው ብገዛእ ጽሕፈቱ ን ብርዑን ብፍላይ ንወደብ ዓሰብ ኣተኲሩ ካብ ዝጸሓፎ በቢክፋል ከነቕርብ ተዋዲድና እነና። ስለምንታይ ኣብሎሚ ተበጺሑ ብፍሉይነት ንወደብ ዓሰብ ዝምልከት ዘቕረቦ ሰነ ድ ክቐርብ ተመሪጹ? ንሱ‘ሞ በቲ ሓደ ግዚኡ ኮይኑ፡ ብኣውራኡ ድማ ንሱ ከምቶም ካ ልኦት

READ MORE

እታ ብህግደፍ ድምጺ ሓቂ እናተባህለት እትጽዋዕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ ናይ 26 ታሕሳስ ሕታማ ዝወጻቶ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ነበር ዝምልከት ዘደንጹ ዜና ንመልከት። ሰሜን ኮርያ፡ ቀቅድሚ ዕረፍቲ መራሒኣ ዝተራእዩ ተኣምራት መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ካልኣይ፡ ቅድሚ ምዕራፉ ኣብ ዝነበረ ሒደት ደቓይቕ፡ ኣብታ ሃገር ‘ወዝቢ’ ክትብሎም ዘየድፍሩ

READ MORE

 እምባአር ከስ፡ ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንዓርቢ ዕለት 24.10.2008 ዓ.ም.ፈ፡ አቦ ወንበር ውድብ ,,ግንባር ሃገራዊ ሓድነት ኤርትራ,“፡ ክቡር ሓው አቶ ረዘነ ሃብተ፡ ጋሻ ናይ ,,Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ ዓዲምናዮ አሎና። እዛ ናትና „Chat Room“ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ ምዕራብ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን እንከሎ፡ መደረ ክቡር ሓው አቶ ረዘነ ሃብተ ዘጅምረሉ ግዜ ካአ፡ ሳዓት 21፡00 እዩ።