Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Daniel Rezeneመበገሲ ናይዚ ጽሑፍዚ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ናይ ሊቅነት (ዶክተረይት) መዓርግ ንምርካብ ዘካየድክዎ መጽናዕታዊ ምርምር፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ድማ ብመልክዕ መጽሓፍ ተሓቲሙ ክወጽእ ትጽቢት ዝተገብረሉ ስርሐይ ኢዩ። እንተኾነ ግን ኣዝዩ ሓጺር ጽሟቕ ናይዚ ዝጠቐስክዎ ስራሕ ኢዩ። ብቕልል ዝበለ ኣገባብ ከቕርቦ ፈቲነ ስለ ዘለኹ ብዙሕ ሰብ ብዕምቆት ክግንዘቦ ተስፋ እገብር።

ሪፖርታዥ ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ

ማሕበር ጠበቓታትን ናይ ሕጊ ኪኢላታት ኤርትራውያን(Eritrean law society) ኣብ ኪጋሊ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ዓቢ ዋዕላ ኣህጉራውያን ጠበቓታት ኣፍሪቃ ተዓዲሙ ተሳቲፉ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናትን ናይ ሕጊ ኪኢላታትን ካሎኦት ኣገደስቲ ሰባትን ብምርኻብ ዝምድንኡ ኣደልዲሉ።