Assenna.com is best viewed
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 -
Recent Comments
- bus-Zone on Eritrea denounces foreign meddling in Somalia
- simon haile on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?
- ahmed saleh on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
-
Category Archives: ቁጠባ
ዝናን-ባህታን – ናጽነትን-ሱቕታን። (10ይ)
ሓምለ 1998 ጭቃን ጨፈቃን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይኣክል’ሲ፣ ምስ’ቲ ካብ ገዛ ዘየውጽእ ናይ ክረምቲ-ድሚማ፣ ስግኣት ናይ’ቲ ዘመና’ምጽኦ ቁዘማ ኣብ ልቢ ሰብ ክውዕልን ክሓድርን ካብ ዝጅምር እዋን ኣይሓጸረን። ምስኡ ድማ ብረድዮ ብተለቪዥንን ብጋዜጣታትን ከም ግመን ዕምብረን ንወረን ንኣየርን ዝዕፍን ዝነበረ ዜና፣ ነውርን ቀይድን ኣይነበሮን። ከም ቁርን ኣሳሒታን እሔው ናብ ዘብል ሓዲሽ … more
Posted in Eritrea, ቁጠባ, ትግርኛ
2 Comments
ዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን። (5ይ ክፋል)
ዕዳጋ-ብልፍንቲ! ናይ ሓንቲ ሃገር ገንዘብ ኣብ ማእከል ዓዱ፣ ግራቱ ብሒቱን፣ ደረቱ ሓጺሩን፣ ክገላበጥ እንተተደልዩ፣ መን’ኻ ዝብሎ የብሉን። ዶብ ክሰግር እንተተሓሲቡሉ ግን ዓማዊሉ ከምዝበልዎ’ዩ ዕድሉ ዝውሰን።
Posted in ቁጠባ
Leave a comment
ዝናን-ባህታን – ናጽነትን-ሱቕታን። (3ይ ክፋል)
ዝናን-ባህታን ትርጉም ስኢኖም፣ ናጽነትን-ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢኖም፣ እናበልኩ ዝጀመርኩዎ ጽሑፍ ሳልሳይ ክፋሉ እነሆ። ናብ’ቲ ቀንዲ ዛዕባ ቅድሚ ምእታወይ ግን ንእሽቶ መብርሂ ክውስኸሉ። ኩሉ ሰብ ከምዝፈልጦ፣ ናጽነት ማለት መንነትካ ትዕቅበሉ፣ ውሉድካ ተዕብየሉ፣ ሃብትኻን ባህርያዊ ትዕድልትኻን ከኣ ኣብ ረብሓኻ እተውዕለሉ፣ መጻኢ ዕድልካ ድማ እተውሕሰሉ ጸጋ ኢዩ እንተበልኩ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን።
Posted in ቁጠባ
Leave a comment
ዝናን ባህታን – ናጽነትን ሰቕታን (2ይ ክፋል)
ለ) ኣሕዋት ዝተባእሱሉ መኣዲ ኣየ’ህርፈናን’ዩ። ኣብ እዋን ምብራዕ ኲናት (1998 – 2000)፣ ናይ ጂቡቲ መራሒ ዝነበሩ ክቡር ፕረሲደንት ሓሰን ጉለድ፣ ክዓርቁን ክሽምግሉን ናብ ኣዲስ ኣበባን – ኣስመራን ተመላሊሶም ከምዝነበሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን።
Posted in ቁጠባ
Leave a comment



