- 300true dots bottomright 220true false 800http://assenna.com/wp-content/plugins/thethe-image-slider/style/skins/frame-white
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Fessahazion
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Yohannes
- 5000 random true 40 bottom 30
Beraki G
- 5000 random true 40 bottom 30
Biteweded Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Captain Ahmed Sheikh Faras
- 5000 random true 40 bottom 30
Germano Nati
- 5000 random true 40 bottom 30
Haile Drue
- 5000 random true 40 bottom 30
Hamid
- 5000 random true 40 bottom 30
Mahmud Sherifo
- 5000 random true 40 bottom 30
Ogbe Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Petros Solomon
- 5000 random true 40 bottom 30
Amanuel Astrat
- 5000 random true 40 bottom 30
Abune Antonios
- 5000 random true 40 bottom 30
Woldemariam Bahlibi
- 5000 random true 40 bottom 30
Berhane G
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit Issack
- 5000 random true 40 bottom 30
Feron Woldu
- 5000 random true 40 bottom 30
Fesehaye J
- 5000 random true 40 bottom 30
Idris M Ali
- 5000 random true 40 bottom 30
Matiwos
- 5000 random true 40 bottom 30
Medhanie Haile
- 5000 random true 40 bottom 30
Naizghi
- 5000 random true 40 bottom 30
Mohammed Nuur
- 5000 random true 40 bottom 30
Pawlos k
- 5000 random true 40 bottom 30
Saleh Kekiya
- 5000 random true 40 bottom 30
Said Abdulkadir
- 5000 random true 40 bottom 30
Seyoum Tsehaye
- 5000 random true 40 bottom 30
Estifanos
- 5000 random true 40 bottom 30
Teklebrhan (ወዲ ባሻይ)
-
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 Announcements
- አገዳሲ ህዝባዊ አኬባ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ
- ኣገዳሲ ኣኼባ ጨንፈር ሰያትል ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
- ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን
- Let us march for freedom and liberty as we did for independence
- Conference organized by Eritrean Refugees Support Association in the United Kingdom
- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ስዊዘርላንድ
- ኣገዳሲ መጸዋዕታ:ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦታዋ -ካናዳ
- Eritrean Youth Conference
- ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት ፡ ጀርመን
- ኣገዳሲ ሓበሬታካብካስል
Recent Comments
- Weldit on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Sara on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Semere on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Semhar on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Selam on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
Radio Assenna is best heard
-
Category Archives: ቃል ኣሰና
ሳህለን መሃንዘልን፡ “ካብ ‘ሞት’ ብኢዱ፡ ኣምር ‘ብስራትን መርድእን’ ዝጠፍኣና ‘ምበር ገዲዱ!”
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ, ናዕታ
10 Comments
ሃለዋት ኢሳይያስ ዘይኮነ ህላወ ኤርትራ እዩ ዘገድሰና ! – ብኣማኑኤል ኢያሱ
ኣብ’ዚ ቕንያት’ዚ፡ ንዘይርጉጽ ሃለዋት ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ሓበሬታታት ኣብ ኣብ ኣሰናን ካልኦት መርበባት ዜናን ህዝባዊ መኣድታት ዘተን ሓበሬታን (Social Media) ክዋዓዋዕ ቀንዩ ‘ሎ። እዚ ሕጂ እነቕርቦ ዘለና ጽሑፍ ከኣ፡ ገምጋም ናይቲ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግብረመልሲ ህዝብን፡ ሳዕቤናቱ ንህግደፍን ጽልዋኡ ንተቓውሞ ዲሞክራስያዊ ለውጥን፡ ኣተሓሕዛ መርበብ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
223 Comments
መተሓሳሰቢ ነቶም ኣብዚ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝዋስኡ ዘለዉ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ኣዘዝቲ ሰራዊትን
ኣብዚ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ትዋስኡ ዘለኹም ውሑዳት መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ኣዘዝቲ ሰራዊትን፡ ህዝቢ ‘ሎምስ ልቢ ደኾን ኣዕብዮም’ ኢሉ፡ ልቢ ኣዕብዩ፡ ኣውንታዊ ትጽቢት ከሕድረልኩም ኳ ይፍትን እንተሎ፡ ዛጊት ካብቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣጽፋር ውልቀመላኽነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቖሮኖ ሕሉፍ ምስጢራውነት ዝተፈልየ ኣካይዳ ኣየዘውተርኩምን። ንዲሞክራስያዊ ስርዓት ካብ ውልቀምልካዊ ስርዓት … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
58 Comments
ምእንቲ ድሕነትን ትንሳኤን ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ይኹን!!
ሕልቀትን ህላወን ትንፋስ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ከቢድ ትርጉም የብሉን። እቲ ብሕማም ተኻኢሉ ዝቐነየ ኢሳይያስ፡ ዋላ ብጥበብ ሓካይም እንተዝጻናሕ ’ውን ንኤርትራ ናይ ምምራሕ ተኽእሎኡ ድሮ ሞይቱ፡ ኣብቂዑ እዩ። ንተረኽቲ፡ ምናልባት ታሪኹ የገድሶም ይኸውን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን ውሕስነት መጻኢኡ እዩ ዘገድሶ። እቲ ሕማም ንኢሳይያስ ወሲዱዎ ‘ሎ። ኢሳይያስ ከ ንሕማሙ ወሲዱዎ ‘ዶ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
87 Comments
INTERVIEW:Sinai Victims Speak to Assenna about their Horror: (ቃለመጠየቕ) ኣደቖልዓ እትርከቦም ኤርትራውያን ጅሆታት በደዊን ሲናይ ኣውያት ህጹጽ ረዲኤት የስምዑ።
ክቡራት ሰማዕትና፡ ኣብዚ ካብ ስሩዕ መደብና ወጻኢ ኣዳሊናዮ ዘለና ፕሮግራም፡ ልክዕ ከምቲ ካብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ኣትሒዝና ብተደጋጋሚ ግዜ ዘቕረብናልኩም ኣውያት ስቅያት ኤርትራውያን ካብ ሲናይ ኢና ሒዝናልኩም ቀሪብና ዘለና። ጊላነት፡ ዓመጽ፡ ምግሳስስ፡ ምዝመዛ፡ መሸጣ ኵሊት፡ ሞት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብራሻይዳ ሰሃራን በደዊን ሲናይን ደው ኣይበለን። ኣብ ዝኾነ ዕለት፡ ዝደለኻዮ ሰዓት … more
መግለጺ ‘ሚኒስትሪ ዜና’ – ሰራቕ ሞባእ’ሲ ባዕሉ ይለፋለፍ!?
መራሒ ስርዓት ግህደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብሰንኪ ‘ቲ ኩሉ ዝፈልጦ ናይ ኣልኮላዊ መስተ ኣመሉ ሕዱር ሕማም ኣጥርዩ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ብፍላይ ንሕክምና ናብ ቀጠርን ካልኦት ሃገራት ወጻእን ክመላለስ ከምዝጸንሐ ብተደጋጋሚ ኣብ ዜናታት ተጠቒሱ እዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ብፍላይ ግን፡ ሕማሙ ኣዝዩ ስለዝኸበዶ ብምስጢር ካብ ክልተ ሳዕ ንላዕሊ ናብ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና
49 Comments
ድሕረት ዝብሓቶ ጸቢብ ኣእምሮ፡ መድሃኒቱ ኣብ ክንዲ ዝቐድዎ፡ የቐንዝዎ !
ዋሕዚ ነጻ ሓበሬታ ብምንጥጣፍ ህዝቢ ንቕሓት ደሊቡ ንነገራት ብልቦና ክመሚ ብዓቢኡ ኣብ ቃልሲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ሃገርና ኤርትራ ሰፊሕ ተሳታፍነት ክህልዎ ብዓቕምና ኣበርክቶ ንምግባር ከነካይዶ ኣብ ዝጸናሕና ፈተነ፡ ካብቲ ከም ቀንዲ ኣተኵሮና ዝተለምናዮ መኸተ ውልቀምልኪ ሓሓሊፎም ዝኣልዩና ፈተነታት ኣይተሳእኑን። ሎሚ ‘ውን ሓደ ካብ ተመሳሳሊ ኣጋጣሚታት ረኺብና ኣለና ‘ሞ፡ ነቲ “ቐንጠብ” ካብ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
90 Comments
ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና
ነቲ ብቕንያቱ ኣብቲ ስመር ብዝብል ስም ዝፍለጥ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ ንኣካይዳ ስርዓት ህግደፍን ተንኮላት ኢሳያስን ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ክህብ ዝቐነየ ፓይሎት ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝፍለጥ ኣብ ሓደ እዋን ኦፐሬተር/ምልክት ናይ ኢሳያስ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ሽወደን ዝነብር ዘሎ ተጋዳላይ፡ ብጠለብኩም መሰረት: ብዛዕባ ተበክሮኡ ኣብ ገድልን ድሕሪ ናጽነትን ዘካየድናሉ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
12 Comments
Dear Assenna Readers
Once again we remind assenna readers that we don’t allow articles with pseudonyms and anonymous by-lines; especially for articles and comments which criticise individuals and groups of people. Those who dare to criticise others must have the courage to do it in a transparent manner. In such instances, contributors must use their … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና
40 Comments
ነዚ ውርደት ዝለመደ ስርዓት፡ ነውርዶ ዶ መዋርድቲ ንኹኖ?
ይዝከረኩም ዶ፡ ከምዚ ሎሚ ነታ ባንዴራ እንተደለኹም ከም መንዲል ርስሓትኩም መጽረጊ፡ እንተደለኹም መባዕለጊ፡ ነዛ ናይ ደም ሃገር፡ መርወዪ ዊንታኹም ሕዛእቲ በይንኹም ጌርኩማ ከይነደኹም ከለኹም! እወ፡ ዘክሩዎ ‘ሞ እቲ ገና መዳልይቲ ባንዴራን ሃገርን ከለና፡ ዝነበረና ሓበንን ፍናንን!? እቲ ዝኽሪ እንተተመሰለልኩም፡ እቶም ጀነራላት፡ ኮሌኔላት፡ ጽሩራኹም ቀንጢብኩም ‘ሞ ሓንሳብ ኣብ ጁባኹም ሸኩዑዎ። ተመለሱ፡ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና
57 Comments




