- 300true dots bottomright 220true false 800http://assenna.com/wp-content/plugins/thethe-image-slider/style/skins/frame-white
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Fessahazion
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Yohannes
- 5000 random true 40 bottom 30
Beraki G
- 5000 random true 40 bottom 30
Biteweded Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Captain Ahmed Sheikh Faras
- 5000 random true 40 bottom 30
Germano Nati
- 5000 random true 40 bottom 30
Haile Drue
- 5000 random true 40 bottom 30
Hamid
- 5000 random true 40 bottom 30
Mahmud Sherifo
- 5000 random true 40 bottom 30
Ogbe Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Petros Solomon
- 5000 random true 40 bottom 30
Amanuel Astrat
- 5000 random true 40 bottom 30
Abune Antonios
- 5000 random true 40 bottom 30
Woldemariam Bahlibi
- 5000 random true 40 bottom 30
Berhane G
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit Issack
- 5000 random true 40 bottom 30
Feron Woldu
- 5000 random true 40 bottom 30
Fesehaye J
- 5000 random true 40 bottom 30
Idris M Ali
- 5000 random true 40 bottom 30
Matiwos
- 5000 random true 40 bottom 30
Medhanie Haile
- 5000 random true 40 bottom 30
Naizghi
- 5000 random true 40 bottom 30
Mohammed Nuur
- 5000 random true 40 bottom 30
Pawlos k
- 5000 random true 40 bottom 30
Saleh Kekiya
- 5000 random true 40 bottom 30
Said Abdulkadir
- 5000 random true 40 bottom 30
Seyoum Tsehaye
- 5000 random true 40 bottom 30
Estifanos
- 5000 random true 40 bottom 30
Teklebrhan (ወዲ ባሻይ)
-
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 Announcements
- አገዳሲ ህዝባዊ አኬባ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ
- ኣገዳሲ ኣኼባ ጨንፈር ሰያትል ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
- ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን
- Let us march for freedom and liberty as we did for independence
- Conference organized by Eritrean Refugees Support Association in the United Kingdom
- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ስዊዘርላንድ
- ኣገዳሲ መጸዋዕታ:ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦታዋ -ካናዳ
- Eritrean Youth Conference
- ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት ፡ ጀርመን
- ኣገዳሲ ሓበሬታካብካስል
Recent Comments
- Semhar on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Selam on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Kombishtato on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Kombishtato on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- awat@yahoo.com on THE NEED FOR A NATIONAL DATABASE OF ERITREANS WHO COLLABORATE WITH THE PFDJ REGIME
Radio Assenna is best heard
-
Category Archives: ቃል ኣሰና
ክልተ ሞት!! – ናይዝጊ፡ ናይ-ሰብ ዘይኮንካ ‘ሞ ከመይ ኢልካ እዩ ናይ-እዝጊ ዝኽወኖ?
ካልኣይ ህይወት ከምዘሎ ዝኣምኑ ሰባት ኣለዉ። ክዉንነት እምነቶም ብዘየገድስ፡ ትምኒቶም ኣብ መንግስተ ሰማያት ክሰምረሎም እንተኾይኑ፡ ኣብቲ ዝቐደመ ምድራዊ ህይወቶም ዘጽድቕ ተግባራት ክፍጽሙ ከምዘለዎም ሞራላዊ መሪሕ ስለዝኾኖም፡ ሰናይ ትምኒቶም ካብ ገዛእ-ርእሶም ሓሊፉ ንሕብረተሰብ ‘ውን ጠቓሚ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ገነት ከሕልፉዎ ዘለዎም ተስፋ ካልኣይ ህይወት ክሰምረሎም ጽቡቕ ድሌት እናገለጽካ፡ ነቲ ኣብ ቀዳማይ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
77 Comments
ዳግማይ ፈንቅል ሓርነት የድልየና ‘ሎ?
ምፍራስ ‘ናደው እዝን” ሓርነት ከተማ ኣፍዓበትን፡ ህላወ ሰውራ ኤርትራ ካብ ምውሓስ ሓሊፉ፡ ንሓይልን ናይ ምግባር ተኽእሎን ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ንህዝብና ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘመስከረ ዕዉት ስርሒት ክኸውን ከሎ፡ እቲ ንከተማ ባጽዕ ሓራ ዝገበረ ስርሒት ፈንቅል፡ ባና ሓርነት ኤርትራ ዘበሰረ በርቃዊ ስርሒት እዩ። ኣማን ብኣማን ከም ትእምርቲ ቅያ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
25 Comments
ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ውሕስነት ዲሞክራስያዊ ለውጢ እዩ
እቲ ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመጽአ ናጽነት ኤርትራ: ብማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ መንእሰያት እዩ ተረጋጊጹ። ኣብ 1998 ስርዓት ህግደፍ ብዘሳወሮ ዶባዊ ኵናት ጠገለ ዘይብሉ ባርዕ ምስተኣጕደ ዝሃለቑ ልዕሊ 20 ሽሕ ሰማእታት ኤርትራ ‘ውን: ዝበዝሑ መንእሰያት እዮም። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ምረት መግዛእትን ደረት ኣልቦ ‘ሃገራዊ ኣገልግሎትን’ ስርዓት ህግደፍ ምጽዋር ስኢኖም ናብ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
10 Comments
“እዚ ኹሉ ጎይና፡ ህበይን ዕትሮን ርኢና ተመሊስና !”፡ ይብሉ ምሳኪን ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ለንደን
ትማሊ ሰንበት 5 ለካቲት፡ ናብቲ ወከልትን ኮራዅርን ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ገለ ብቴክስት ገለ ድማ ብተባራሪ ወረ ተዓዲሞም፡ ‘ላዕለዎት ሓለፍቲ’ ክመጹ ስለዝኾኑ ኣፈርክቡ ተባሂሎም፡ በብኽልተ በብሰለስተ፡ ዝጣራቐሙሉ ኣዳራሽ ጎሰስ ዝብሉ ዝነበሩ ሰባት፡ ብኽልተ እግሮም ዲዮም በርባዕተ መሓውሮም ዝኸዱ ዘለዉ ንምርግጋጽ ኣስተብህሎ የድሊ ነይሩ። ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊኡዎ ‘ሎ’ ከምዝብሃል፡ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
56 Comments
ሕማምካ ክንዲ ምፍዋስ: መመኽኔታ ሃሰስ፡ ይትረፈና !
ንበይናኻ ምዝራብ ጽላለ እዩ፡ ምስ ነብስኻ ምዝራብ ግን ንበይንኻ ምዝራብ ማለት ኣይኮነን። ሰብ ምስ ነብሱ ብዕቆት ክዛረብ ከሎ እዩ ናብ ሓቂ ዝቐረብ። ኣብ ዓሚቝ ክትዕ ምስ ነብስኻ፡ ሓቂ እናፈለጥካ ተጻረርትኻ ከይሕጎሱ ኢልካ ስለህልኽ ምሕሳው፡ ወይ ድማ፡ ሓቅነቱ ብዘየገድስ ቅኑዕነት መርገጺኻ ምውዕዋዕ ቦታ የብሉን። ምስ ነብሱ ናይ ብሓቂ ብዕምቆት ዝዛረብ ሰብ፡ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
28 Comments
ኣስተውዕሉ! ‘ርዝን ንበል’ ድያ ዝበለት ሓዳስ ኤርትራ? ግርም ‘ባ ነብስኻ ሓራ ንምውጻእ ካልኦት ምጥቃዕ !!
ከምዚ ትሕት ኢልኩም ትርእዩዎ ዘለውኹም፡ ኣብ ናይ 25 ሕዳር 2011 ሕታም ሓዳስ ኤርትራ ኢሳይያስን መሓዮኡ ዓሊ ዓብዱን ብብርዒ ስም ዝጸሓፉዎ ‘ርዝን ንበል’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ከምዚ ዝብል ተረካብ ዘረባ ይንበብ። “….ካድራትን ሓለፍትን – እንተላይ ሚኒስተራት። ኣመሓደርቲ ዞባታት። ፈጻሚ ሽማግለ ህግደፍ – ቅድሚ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
24 Comments
ልቢ ሳላ ዝገበርና ልቢ ወሲኽና ! ( ትዕዝብቲ ጉባኤ)
ክብደት ናይቲ ኤርትራ ሃገርና ወዲቓትሉ ዘላ ፖለቲካዊ ቅልውላው ንምርዳእ ዓሚቝ ትዕዝብቲ ኣየድልን። ነቲ ኣብ ኣኻውሕ ሲናይ ብፊደላት ግእዝ ዝተጻሕፈ፡ “እዚ ‘ውን ይሓልፍ” ዝብል ሓጺር ሓረግ ኤርትራውያን ግዳያት ሓንሳብ ቁሊሕ ኢልካ ምርኣይ ጥራይ ኣኻሊ እዩ። ነዚ ሓረግ’ዚ ከም ኣርእስቲ ህያው ታሪኽ ኤርትራ ሓንሳብ ኣብ ሓንጎልካ ኣቐሚጥካ ከተሽርፎ እንተፈቲንካ፡ እቲ ታሪኽ ጥፍኣት … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
14 Comments
ወትሩ ካብ ዜሮ ኣይንጀምር፡ ኣብ ዜሮ ከይንነብር! (መዘኻኸሪ ንተሳተፍቲ ጉባኤ)
ኣብቲ ካብ ዝመጽእ ሰኑይ 21 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምስታፍ ሓያለ ኤርትራውያን ካብ መላእ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገሹ ‘ለዉ። እዚ ጉባኤ’ዚ፡ እቲ ስለ ስስዕቲ ስልጣንን ጸቢብ ጉጅለኣዊ ረብሕኡን፡ ንሃገርና ኤርትራ መባድልቲ ዕንወት ዝገበራ፡ እንዶ-ሰናይ ዘይብሉ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ንድሕነትን ዕንወትን ዝፈሊ መስቀላዊ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና
7 Comments
ህጹጽ ጻውዒት ብኣፍ ግዳያት ሲናይ
እዚ ጻውዒት’ዚ ብድምጺ ኣሰና ‘ኳ ይመጽኣኩም እንተሎ፡ ናይቶም ኣብ ምድረበዳታት ሲናይ ጅሆ በደዊን ኮይኖም ታሪኽ ሓዱሽ መዝገብ ሕስረት ዝምዝግበሎም ዘሎ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። ንሕና ንመልእኽቶም ብኣውያት ኢና ተቐቢልናዮ፡ ኣውያቶም መሪሩ ስኽሕክሕ ኢሉኩም ብዙሓት ምስማዕ ከምዘቋረጽኩም ስለዝተገንዘብና ድማ ነቲ ኣውያት ናብ ዘረባ ቐይርና፡ ምሉእ ዛንታ ስቓዮም ወዲእኩም ከም … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
11 Comments
ካብ ሲናይ ዶ ሰናይ…’እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ!”
እዚ፡ ‘እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ’ ዝብል ጥቕሲ፡ ኣብ ሓደ ብግድስቲ ግብጻዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ብዓረብ ዝተዳለወ ቪድዮ ዶኩመንታሪ፡ ቁጽሮምን ሃለዋቶምን ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ግዳያት ጭውያ በደዊን ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኖም ኣብ ክንዳኦም ክዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ዝገደፉዎ፡ ብደም ዝተጻሕፈ ናይ ቅብጸት ቃላት እዩ። እቲ ካብ ኤርትራ ኣሽሓት ኪሎሜተራት ርሒቑ ኣብ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና
7 Comments



