Category Archives: ትግርኛ

ቃልሲ ድሕሪ መስመር (መቐጸልታ)

Down

ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ቃልሲ መንእሰያት ኣብ ዘተኮርናሉ እዋን፡ ገለ ኣስተዋጽኦ እንተተረኽቦ ካብ ዝብል ሕልና ኣብውሽጢ’ዚ ኣርእስቲ’ዚ ዝጥቕለል ንኡሳን ኣርእስትታት ኣቕሪበ ከምዝነበርኩ ዝዝከር ኮይኑ፡ ንፍሉጥ ነገር ክንድኡ ምድካመይ ብዛዕባ ዝሽገሩ ከይተሸገርኩ፡ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ’ዚ ሕሳበይ ንምዝዛም፡ እቶም ዝወዳደቡ ዘለዉ መንእሰያትድማ እንተጠቐሞም ብዝብል ካብቲ ብነዊሑ ዝተዳለወ፡ እዘን ከይተፈነዋ ዝጸንሓ ከስዕብ እፈቱ። … more

Posted in Eritrea, ርእይቶ, ትግርኛ | 1 Comment

መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮነ ሰዓቱ

Sinai_11

ዓዲ ኣበቶ፡ ንህዝቢ ሃንኮቶ! ዓዲ ኣበቶ፡ ወይ ዓዲ ኣበቶ ንጎበዝ ኣብ ኣንጭዋ ቀየረቶ ንለባም ኣብ ገደል ኣጽደፈቶ ንለባም ኣብ ዓሻ ቀየረቶ ንጥዑይ ዓይኒ ኣዔወረቶ ንዝሰምዕ ኣጽመመቶ ንኣእምሮ ኣደንቀረቶ ንኺኢላ ብጥይት ኣጥፍኣቶ ንመንእሰይ ትምኒቱ ቀበረቶ ንህጻን ፍቐሪ ወለዲ ከልኣቶ ንሕጹያት መርዓዊ መንጠለቶ ህዝቢ ኤርትራ ገበረቶ ሕምቶ።   ዓዲ ኣቢቶ እንታይ ኣስማዕክኒ … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ | 2 Comments

ዘይተርፍ

Dawn1
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ | 2 Comments

መጸዋዕታ፡ ንኹለን ተቓወምቲ ውድባት ብፍላይ ንአብ ኢትዮጵያ ዝርከባ

RefugeeCouncil1

ዓለምለኸ ኮምሺን ንስደተኛታት ኤርትራ (ICER) ንስደተኛታት ኤርትራውያን ብዝምልከት ንኹሎም ተቓወምቲ ጉጅለታት ብፍላይ ድማ እቶም ኢትዮጵያ መደበሮም ጌሮም ዝቃለሱ ባእታታት ናይ ሓባር መኸተ ክግበር ይጽውዕ። ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳይ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንዳገደድ ይኽይድ ኣሎ። መንእሰያት ብዘይ ፍቃዶም ክጥለፉ እንከለዉ ገሊኦም ድማ ‘ ክበልዕ ዝደለየ ኣፉ ገደል’ ከም ዝብሃል፡ ሓንትስ … more

Posted in Eritrea, ስቪክ ማሕበራት, ትግርኛ | 3 Comments

ትጽቢት ሓንቲ መዓልቲ፡

Down

ወዲ-ሰብ ኣብህይወቱ ሰለስተ ዓበይቲ መድረኻት ከምዘለውኦ ይትረኽ ኢዩ። ዕለተ-ትውልዲ፡ ዕለተ ምምሳልን (መ ርዓ) ዕለተ-ሞትን ተባሂሉ ከኣ ይኽፈል። ካብዘን መዓልትታት እዚአን ኣየነይተን ትዓቢ? ንዝብል ሕቶ ድማ ሰባት በበይኑ ምርጫታት ይህልዎም። ንብዙሕ ህዝቢ ዓለም ዘደንጹ ከይኮነ ኣይተርፍን፡ ኤርትራዊ ግና ዝዓበየት ራብዓ ይቲ መድረኽ ኣላቶ። መዓልቲ ናጻነት! ስለኣ ኩሉ ነገር ኮይኑን ይኸውን ኣሎን … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ | 7 Comments

ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ስዊዘርላንድ

GisenDemo3

ንዕለት 24 ጉንበት 2012 ኣብ ከተማ በርን ኣብ ሄልፈቲካፕላትዝ  (helvetiaplatz)  ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ክግበር ተዳልዩ ከም ዘሎ በዚ ኣጋጣሚ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ክንሕብር ንደሊ።ኣብዚ ኣብ መበል ዕስራን ሓደን ዓመተ መሬታዊ ሓርነት ከነካየዶ መዲብና ዘሎና ሰለማዊ ሰልፊ እዚ: ብቐንዱ እቲ ርኢና ሲኢናዮ ዘሎና ጎደሎ ናጽነት እታ ንፈትዋ ሃገርና: እንጠልቦ ኩለንትናዊ ሓርነት … more

Posted in Advertisments, Eritrea, ትግርኛ | 32 Comments

ንጸባጸብ

antenious_Isaias1
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ | 5 Comments

ጥልመትካ ርእየዮ፡፡

Isias_Half

ጥፋትካ ንህዝቢ ብስራትዩ ህዝቢ ኤርትራ  መንፊትዩ ዓዘፍዘፍ ምባልካ ፍርሓትዩ ክፉእ ትምኒት ቅንኣትዩ ኣይተፈለጥኩን ማለት ዕሽነትዩ ግሩህ ሰብ ይግምትዩ ኣሽካዕላል ዘርባ ንዕቀትዩ ካብ ህዝብኻ ምሕባእ ገበንዩ ምምሕዳር ዘይፈልጥ ክትረትዩ መሰል ሰብ ዘየኽብር ጥልመትዩ ዘይኮነ ዘረባ ሓሶትዩ ይድቅስየ ማለት ስንፈትዩ ዝተዋህበካ ሕድሪ ጥልመትዩ።   ኣበዶም ገርዝጊሄር 5 ግንቦት 2012

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ | 3 Comments

“ሓያል” ጎኒ ኢሳያስ

Amanuel_Mahdere

ነዚ ጽሑፍ’ዚ “ድኹም ጎኒ ኢሳያስ” ብዝብል ኣርእስቲ እየ ክጅምሮ ሓሲበ ነይረ። ደሓር ግን ቁሩብ ሓሲበ ናብዚ ኣብ ላዕሊ ዘንበብኩሞ ኣርእስቲ ቀይረዮ። ምኽንያቱ ብዛዕባ ድኹም ጎንታት ኢሳያስ ብዙሕ ተባሂሉ እዩ። ብዙሓት ኤርትራዉያን ተንተንቲ ፖለቲካን ጸሓፍቲን ብመጽሓፍትን ናይ ኢንተርነት ዓንቀጻትን ኣቢሎም ንድኹም ጎንታት ኢሳያስን ስርዓቱን ብኹለንትናኡ ፈቲሾም ኣርእዮምና እዮም። የርእዩና’ዉን ኣለዉ። ዶክተር … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ | 20 Comments

ኣብ ድባርዋ ኣብ ዝተገብረ ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኼባ፡ ትሕቲ ስሳ ዓመት ዝዕድመኦም ዜጋታት ብረት ክዓጥቁ ተወሲኑ።

eritrea12

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሓምላይ ሆቴል (ድባርዋ) ኣብ ዝተገብረ ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኼባ፡ ትሕቲ ስሳ ዓመት ዝዕድመኦም ዜጋታት ብረት ክዓጥቁ ከም ዝተወሰነ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ብርጋዴር ጀነራል ቀያሕታይን ውጩን ነቲ ውሳኔ ተቓዊሞሞ። ከም ሳዕቤን ድማ ብርጋዴር ጀነራል ቀያሕታይ ካብ መዝነቱ ወሪዱ ቦታኡ ብወዲ ሙቆ ብግዝያውነት ተተኪኡ ኣሎ። ነቲ ምዕጣቕ … more

Posted in Eritrea, ሃገራዊ ዜና, ትግርኛ | 55 Comments