- 300true dots bottomright 220true false 800http://assenna.com/wp-content/plugins/thethe-image-slider/style/skins/frame-white
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Fessahazion
- 5000 random true 40 bottom 30
Aster Yohannes
- 5000 random true 40 bottom 30
Beraki G
- 5000 random true 40 bottom 30
Biteweded Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Captain Ahmed Sheikh Faras
- 5000 random true 40 bottom 30
Germano Nati
- 5000 random true 40 bottom 30
Haile Drue
- 5000 random true 40 bottom 30
Hamid
- 5000 random true 40 bottom 30
Mahmud Sherifo
- 5000 random true 40 bottom 30
Ogbe Abraha
- 5000 random true 40 bottom 30
Petros Solomon
- 5000 random true 40 bottom 30
Amanuel Astrat
- 5000 random true 40 bottom 30
Abune Antonios
- 5000 random true 40 bottom 30
Woldemariam Bahlibi
- 5000 random true 40 bottom 30
Berhane G
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit
- 5000 random true 40 bottom 30
Dawit Issack
- 5000 random true 40 bottom 30
Feron Woldu
- 5000 random true 40 bottom 30
Fesehaye J
- 5000 random true 40 bottom 30
Idris M Ali
- 5000 random true 40 bottom 30
Matiwos
- 5000 random true 40 bottom 30
Medhanie Haile
- 5000 random true 40 bottom 30
Naizghi
- 5000 random true 40 bottom 30
Mohammed Nuur
- 5000 random true 40 bottom 30
Pawlos k
- 5000 random true 40 bottom 30
Saleh Kekiya
- 5000 random true 40 bottom 30
Said Abdulkadir
- 5000 random true 40 bottom 30
Seyoum Tsehaye
- 5000 random true 40 bottom 30
Estifanos
- 5000 random true 40 bottom 30
Teklebrhan (ወዲ ባሻይ)
-
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 Announcements
- አገዳሲ ህዝባዊ አኬባ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ
- ኣገዳሲ ኣኼባ ጨንፈር ሰያትል ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
- ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን
- Let us march for freedom and liberty as we did for independence
- Conference organized by Eritrean Refugees Support Association in the United Kingdom
- ውዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ስዊዘርላንድ
- ኣገዳሲ መጸዋዕታ:ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦታዋ -ካናዳ
- Eritrean Youth Conference
- ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት ፡ ጀርመን
- ኣገዳሲ ሓበሬታካብካስል
Recent Comments
- Semhar on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Selam on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Kombishtato on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- Kombishtato on U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012
- awat@yahoo.com on THE NEED FOR A NATIONAL DATABASE OF ERITREANS WHO COLLABORATE WITH THE PFDJ REGIME
Radio Assenna is best heard
-
Category Archives: ኣተኵሮ
ሕሰም መግዛእቲ መንግስቱሃይለማርያም ዘረስዕ ዝኸፍኤ ግፍዒ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ።
ክልቲኦም ውልቀ-መለኽቲ’ኳ እንተኾኑ፣ግፍዒ ኢሳይያስ ካብ ናይ መንግስቱ ጭቆና ይኸፍእ። 1. ውልቃዊ ባህሪኦም ሓደ ኮይኑ ናይ ጨካን ኣራዊት ዘገዳም ጠባይ ዘለዎም፣ከም ሰብ መጠን ኣብ ደቂ ሰባት ርህራሄ ዘይብሎም’ዮም።ፍልልዮም ግን መንግስቱ ሃይለማርያም ዓገብ ብህዝቢ የንቅፈና’ዩ ንዝብሎ ናይ ብጻዩ ምኽሪ ኪሰምዕ ከሎ፣ንኢሳይያስ ዓገብ ዝበለ ግን ናብ ማእሰርቱ ስለ ዝኾነ፣ኩሎም እቶም ኣገልገልቱ ነቲ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
23 Comments
ጉዕዞ ደንበ ተቓውሞ ኣብ ቃራና መንገዲ፡፡
ጉዕዞ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኣጀማምርኡን ኣበጋግስኡን ብጽጹይ መጽናዕትን ምርድዳእን ስለ ዘይተጀመረ ነቲ ምእንቲ ናጽነት ክኽፈል ዝግብኦ ዋጋ ዝያዳ ኣኽቢርዎ፡፡ ካብ ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ናይ መጀመርያ ሓምሳታት ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ብብሸውዓተ ተወዲብካ ዝተጀመረ ናይ ውሽጢ ከተማታትን ጎደናታትን ቃልሲ በጋባቡ እቲ ዝሓሸ ኣጀማምራ ኔሩ ክብሃል ዝከኣል ኢዩ ኔሩ፡፡ እዚ ፖሊሳዊ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
12 Comments
ኣደቡሓ ኣብ (ሃዋሳ) ክድገም !
ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ንዲሞክራሲን ለውጥን ሓጺር መግልጺ ዳግማይ ኣደቡሓ፡ ኣቐዲመ ነቲ ዝተገብረና ክብርን ልግስን፡ ብህዝቢን ብመንግስትን ኢትዮጵያ ከመስግን ይፈቱ፡ ዝተገብረ ኣገባብ ጭዉነትን፡ ስነ ስርዓትን፡ ምቕሉልነትን፡ ትሕትናን፡ ፍቅርን፡ ፍሽኽታን፡ ንኸተመስገን ቃላታት ዘይርከቦ ሕውነት ዝመልኦ ብምንባሩን መሰታ ዘይብሉ ከበሬታ ንኣንበብቲ ክገልጽ ይፈቱ፡ ናይ ሕዝቢ ሃዋሳ ጉባኤ ተፈጺሙ ክንወጽእ ከሎና፡ ብጣቓዒትን ዕልልታን … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
18 Comments
መሰል ህዝቢ ከይተኸበረ መሰል ደቂ አንስተዮ ክኽበር ኣይክእልን እዩ
ተኽለዝጊ ሓጎሰ (በርሜንግሃም) አብ ዓለም መሰል ደቂ አንስትዮ ከይተኸበረ ንብዙሕ ዘመናት ደቂ አንስትዮ ማዕርነተን ከየተረጋገጽ አብ ትሕቲ ጽላል ደቂ ተብዓትዮ ጥራሕ ክነብራ ክምዝኽእላ ተጊሩ ክርኣይ ጸኒሑ። ደቂ አንስትዮ አብ ከቢድ ዕዮ ገዛን ምውላድን ምእላይ ስድራ ከምኡ ድማ አዝዩ አህላኺ ብዙኸነ ስርሓት እናተጸምዳ ማዕርነተን አብ ፖለቲካውን ባህላውን ማሕበራውን ከምኡ ድማ ብትምህርትን … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
Leave a comment
ዜና ዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰብኣዊ ተግባራት ኢሳያስ ኣፈወርቅን
ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ንክራኸቡ ኢሎም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
22 Comments
ፖለቲካ ሬሳ – ወየ፡ ወየ፡ ወየ! ወየ ንመዋቲ ወየ ነታ ስድራ!
ወየ፡ ንመዋቲ ዘይንፈግ መግነዚኡ ህያብ ኢዩ። ወናኒ ሓቒቕ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ገለ ካብቲ ወረጃ ስነ-ምግባ ራቱ ንሞት’ውን ንጹር ወግዒ ገይርሉ ኢዩ። ሞት ብውዕዩ ሬሳ ኣብቃሬዛኡ ኣብ ቅድሚ ቀባሮ ኣብዝተጋደመሉ ግ ዜ፡ ብኩሉ መለክዒ “’ወየ “ይበሃል። መዋቲ ከኣ ብከይብሉንን ካልእ ብዝወርዶ ሳዕቤናትን ከይተሰከፈ፡ ከምቲ ኩሉ ተመዓራርዩ ምስተገንዘ፡ ነናትካ ትንታነ ኣሎ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
4 Comments
ከልቢ ሃዳናይ ጸሩሪ ኣብ ኣፉ መረረ ትርፉ
እዚ ጽሑፍ እዚ ንኩሎም ተጋደልቲ ብሓፈሻ፣ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ንትርከቡ ድማ ብፍላይ ዘተኮረ እዩ። ኩሉ ከምዝሳማማዓሉ መብዛሕትኡ ብሓቂ ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ሒዝዎ፣ ኩሉ ናብራን ሂወትን መኒኑ ናብ መስዋእቲ ክብጆ ኢሉ ናብ በረኻ ዝወጽእ፣ ልዑል ሕልናን ትብዓትን ዝተዓደሎ ጥራይ እዩ። ክንዲ ዝኾነ መስገደል ሰጊሩ ዕላማ ፈጺሙ ዓዲ እንተ ኣተወ፣ ማዕረ እቲ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
12 Comments
መንእሰይ ተሰካሚ ሕድሪ!!
ብናይ ኤውሮጳውያን ኣቆጻጽራ እዚ ዘሎናዮ እዋን ልደት ኣሕሊፍና ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢና ንርከብ ዘሎና ናይ ሰላምን ቅሳነትን ሓዲሽ ዓመት ክኾነልና ይምነ፡፡ ኣብ ኩለን ሃገራት መራሕቲ ሃገራት ንህዝቦም መደረን ትንቢት ሓዲሽ ዓመትን ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ገምጋምን ኣሕጺሮም ይገብሩ፡። እቲ ካልእ ዝነውሐ ገምጋማት ንናጻ መድያ ይገድፍሎም፡፡ እዚ ጥራይ ዘይኮነ ግን … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
4 Comments
እምበር ዘርኢ ክርዳድ !
ከምኡ ዝኣመሰለት ተባሃጊት ሃገር ኮይናትሉስ፡ ንኢዱ ዝጸግባ ከይመሰሎ ኢዩ ንዕዳጋ ዝወረደ። ንሱ ስድራኡ ከይረኣየ ሓያለይ ግዜ ስለዝሓለፈ ዝነበሮ ምስሊ’ውን ከይሃሰሰ ኣይተረፈን።ነቶም ክፋእ ሃገር ዝዛረቡ ክፉኣት ሰባት እናተ ማዓቶም ሓንቲ ምኢቲ ኦይሮ ብብላክ ኣሽሪፉ፡ ምስንእሽቶ ሓብቱ ዕዳጋ ወረደ። ሸመታ ናይ ጸብሐመብሒ ኣይሸፈ ነትን ኦይሮኡ። ደጊሙ ከሽርፍ ብላክ ኣይተረኽበን’ሞ ብጋናኡ ምኢቱ ብዕጽፊ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
4 Comments




