Assenna.com is best viewed
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 -
Recent Comments
- bus-Zone on Eritrea denounces foreign meddling in Somalia
- simon haile on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?
- ahmed saleh on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
-
Category Archives: ኤውሮጳ
ህጹጽ ሕዝባዊ ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም/ Urgent Public Call for Rally In Stockholm- Sweden
ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00–16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና ከምዘሎና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ኩሎም ደለይቲ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኤውሮጳ
10 Comments
ምድላው ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊዘን ሃገር ጀርመን
ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ደጊምና ብኽብሪ ነፍልጥ። ቆጸራና ኣብ መቐመጥ መኻይን ናይ ሽላኽትሆፍ ስትራሰ Schlachthofstraße ኣውቶቡሳት ንኣሽቱ መኻይን መቐመጢ ኣብ Schlachthofstraße(ብነጻ) ኩነታት ኣየር ጽቡቕ … more
Posted in Eritrea, News, ትግርኛ, ኤውሮጳ
8 Comments
ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ጊሰን፡ ጀርመን
ኣብ ጀርመን እንርከብ ኤርትራውያን ተቓወምቲ፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳትን ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምዅናን፡ ኣብ ክንዲ ‘ቲ ብዓመጽ ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ድምጽና ንምስማዕ ን 2 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ጊሰን፡ ሜሰ ሃለ፡ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከነካይድ መዲብና ስለዘለና፡ ኣብ ጀርመንን መላእ ሃገራት ኤውሮጳን እትርከቡ ደለይቲ ለውጢ ምሳና ሓቢርኩም ድምጽኹም ከተስምዑ ንጽውዕ። 2 … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኤውሮጳ
25 Comments
ምንቅስቃስ መንእሰያት ንዲሞክራሰያዊ ለውጢ ስዊዘርላንድ ዝኽሪ 18 መስከረም ምስ ክብርቲ ሓፍቲ ኤልሳ ጭሩም ብሓባር ይዝክር
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 17 መሰከም.2011 ምንቅስቃስ መንእሰያት ንዲሞከራስያዊ ለውጢ ስዊዘርላንድ ዓስራይ ዓመት ዝኽሪ እቶም ምሕደራዊን መንግስታን ኣካዪዳ ንኽቅየር ዝሓተቱን ላዕለዎት ሓለፍቲ ከምኡውን ነዚ ጻዊዒት‘ዚ ናብ ህዝቢ ዘብጽሑን ተባዓት ሰብ ሞያ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ደለይቲ ለውጢን ዝተኣሰርሉ ክሳብ ሕጂ‘ውን ኣበይ ከምዘለዉ ዘይተፈለጠሉን ንምዝካር ኣብ ከተማ ዙሪክ ክብርቲ ገባሪት ሰናይ ሓፍትና ኤልሳ ጭሩም … more
ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን ከባቢኣን ዝኽሪ ሰማእታት ኣካይዱ።
”ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን” ብዕለት 11.06.2011 በዓል ናጽነት፣ ዝኽሪ ስውኣትን ዝኽሪቶም ብሓደጋ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሃሊቖም ግቡእ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዘይረኸቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኦስሎ ብድምቀት ኣሕሊፉ።
Posted in ኤውሮጳ
Leave a comment
ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ተባዒሉ
ትማሊ ዕለት 04. 06. 2011 ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ከቢሩ ውዒሉ:: ጽምብል ንግደት ማርያም ደዓሪት ብግዕዛዊ ሊጡርግያ ብዝተኻየደ ስርዓተ ቅዳሴን፣ ዝተፈላልየ ጥዕመ ዜማ ብዘለዎም መንፈሳውያን መዝሙራትን ሸብሸብቦታትን ብዝተሰነየን ኣገባኣብ ከባቢ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ ተጀሚሩ::
Posted in ኤውሮጳ
Leave a comment
ኣብ ነርወይ ንመንእሰያት ህግደፍ(YPFDJ) ብምድንጋርን ምትላልን ዘቃልዕ ጸብጻብ
ብኣማኻሪ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብርኣብ ኣብ ሽወደን ብዝመደበሮም ደሞክራሲያዉንን ደለይቲ ፍትሕን ርሱን ተቓዉሞ ኣጋጢምዎ፡፡
ንየማነ ገብርኣብ ክሃርምዎ ደልዮም ብምባል እዉን ናብ ኣዳራሽ ኣኼባ ምእታዉ ዝተኸልከሉ ዜጋታት ከም ዘሎዉ ተፈሊጡ።ኣብ ሽወደን ዝምደበሮም ሲቪላዊን ፖለቲካዉን ምንቅስቓሳትን ነጻ ዜጋታትን ብሓባር ኮይኖም ዝወደብዎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣፍደገ ናይቲ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ተባሂሉ ብሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ ዝተኻየደ ስሚናር ስርዓት ህግደፍ ብኣዝዩ ዝተዋሃህደ ኣወዳድባ ዉዕዉዕ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ … more



