Category Archives: ኤውሮጳ

ቅልዕቲ መልእኽቲ ንኹሉ ተቐማጢ ዮተቦሪ

ብሓልዮት ማሕበረ-ሰብ ዮተቦሪ ዝፍኖ ረድዮ  ( ደጋፊ ህግደፍ ) አብ ናይ ቀዳም ዕለት 02 ሚያዚያ 2011 ዓ.ም መደቡ፣ ሓደ ፓነል አቕሪቡ ምምባሩ ዝዝከር ኢዩ።   አብቲ  ዝቐረበ ፓነል ዝዝረብ  ዝነበረ  ካብ ሓደ ኣእምሮ ዘለዎ ኤርትራዊ ዘይትጽበዮን   ንክትሰምዖ ዘርምምን እዩ ኔሩ።

Posted in ኤውሮጳ | Tagged , , , , | Leave a comment

ሞራልን ሕልናን ዘተባብዕ፣ ሽውሃት ቃልሲ ዝኸፍት፣ ተስፋ ዝህብ፣ ሰላማዊ ሰልፊ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ጀነቫ

ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን።

Posted in ኤውሮጳ | Tagged , , , , , , , , , , , , , | Leave a comment

ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ሲቪላዊ ማሕበር ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲ ኣብ ሽወደን

ኣብ ጉዕዞ ደሞክራሲያዊ ቃልሲ ኤርትራዉያን ዓመተ 2010 ብዙሓት ወሰንቲ መቐይሮታትን ሓደሽቲ ክስተታት ብምንጽብራቕ  ሓድሽ ምዕራፍ ኣመዝጊባ ዝተዛዘመት ታሪኻዊት ዓመት እያ ኔራ፡

Posted in ኤውሮጳ | Tagged , , , , , , , , , , | Leave a comment

ትማሊ ተቓላሳይ ንናጽነት፤ ሎሚ ሕጹይ ኣባል ባይቶ ኣብ ሃገረ ሽወደን

ኣቶ ኣርሀ ሓመድ ናካ ወዲ 57 ዓመት ኤርትራዊ መበቆል ዘሎዎ ሽወደናዊ እዩ ፡ ኣርሀ ሓመድናካ ኣብ 80 ታት ናብ ሃገረ ሽወደን ከም ፖለቲካዊ ስደተኛ ኮይኑ እዩ መጺኡ ፡፡

Posted in ኤውሮጳ | Tagged , , , , , , , , , | Leave a comment

ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ : ኣብ ሃገረ- ሽወደን ኣረጋጊጸዮ

ከም ኤርትራዊ፡ ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ፡ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ብዕለት 15 መስከረም ኣረጋጊጸዮ ዝብል መንቐሊ ኣርስተይ ኮይኑ፡ ስለምንታይ ኣብ ሃገርና እቲ መሰል ንኩላትና ተነፊጉና፡ ልዕልና ሕጊ ፈሪሱ፡ ምልካዊ ስርዓት ነጊሱ፡ ኩሉ ሰብ7ኣውን ደሞክራሲያውን መሰልና ከምዝተጋህሰ፡ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ኣቕዲመ ብድሕሪ ባይታይ ክጅምር ኣገዳሲ ይመስለኒ።

Posted in ኤውሮጳ | Tagged , , , , , , , | Leave a comment