Category Archives: እዋናዊ ዜና

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምክያድ ሎሚ 24 ሕዳር ብጉባኤኛታት ዝተመርጸት ሰክረታርያት

Secret4

ኪዳን ቀርኔሎስ ዑስማን ኣልሓጅ ዓብደኑር ኣደም እሽማዒል መሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ሸውጊ መሓመድ ኣሕመድ ወጻኢ ካብ ኪዳን ስዒድ እሽማዒል ኣደም ሓስል ክፍለ የውሃንስ ወለገርግስ ርእሶም ገብረገርግስ ሰሜን ኣመሪካ ዶክተር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ዶር መሓመድ በሽር   ማእከላይ ምብራቕ ጀማል መሓመድ ጣሕር ሳልሕ መሓመድ ዑመር ሱዳን ሓስም ዓሊ ዓብደላ ዓብደላ ሓምዳይ ኤውሮጳ ዶር … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, እዋናዊ ዜና | 52 Comments

365 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎዉ ኤርትራዉያን ንድሕነቶም ህጹጽ ምንቅስቓስ ከካይዱ ኣምሪሮም ይምሕጸኑ።

refugees_2

ኣብ ሱዳን ድንጎላ ኣብ ዝባሃል ቦታ ሕጹጽ ሓገዝ ድሕነትን ዝጽበዩ ኣስታት ቅድሚ ሰሙን ኣቢሉ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራይብ ብምህዳም ኣብ ኢድ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣብ መሸጣ ንግዲ ደቂ ሰባት ዝተዋፈሩ ተወላዶ ብሔረ ራሻ-ይዳ ዝወደቑ 94 ደቂኣንስትዮን ሓንቲ ነፍሰጾርን 10 ቆልዑኡ ዝርከብዎም 365 ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ሽማል ዝተባህለ ቦታ ድሕሪ ምብጸሖም፡ … more

Posted in ትግርኛ, እዋናዊ ዜና | 2 Comments

ኣሰና 13 ተጻወቲ ክለብ ጋንታ ቀይሕ ባሕሪ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ንዘቃልሓቶ ዜና Daily Nation ኣረጋጊጹዎ።

ነቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንምንጭታት ኣሰና ብምጥቃስ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዘቃልሓቶ ዜና ሕቶ ዑቕባ 13 ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኤርትራ፡ Daily Nation ዝተባህለ ጋዜጣ ኬንያ ደጊሙ ኣረጋጊጹዎ።

Posted in እዋናዊ ዜና | Leave a comment

ኣባላት EGS፡ EYGM ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር ኣመሪካን ኣባላት ኮንግረስን ተራኺቦም።

ኣባላት ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS)፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን (EYGM)፡ ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር መንግስቲ ኣመሪካን: ምስ ዝተፋላለዩ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካን (ኮንግረስ) ተራኺቦም ተዘራሪቦም።

Posted in እዋናዊ ዜና | 1 Comment

Eritrean opposition pleads intl intervention

afrol News, 6 May – Voices among the exiled opposition of Eritrea increasingly call for a Libya-style foreign intervention in the country, saying the situation is even worse in Eritrea.

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , , | 7 Comments

Somalia accuses Eritrea of assisting Al Shabaab

The Republic of Somalia accuses the regime in Eritrea of financing and training the Al Qaeda linked Al Shabaab to destabilize the peace situation in Somalia and the horn. In an exclusive interview with WIC, Somalia’s Ambassador to Ethiopia, Seid Yosouf Noor,

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , , | Leave a comment

Eritrean Government pleads with African Ambassadors for mediation

The Eritrean Government representative to the African Union, Ghirma Asmerom, was reportedly pleaded with some African Ambassadors to Ethiopia to mediate between his government and Ethiopia.

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , , , | Leave a comment

ርሑስ ብዓል ፋሲካ – ኣሰና !

ንኹሉኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመ-ሉጓም ፈትሓልኩም እናበልና፡ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ንምነየልኩም። ኣሰና !

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , | Leave a comment

ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድን ለንደን ዓዲ እንግሊዝን ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣብያተ ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ ‘ውን ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍን ብዓይነቱ፡ ተሳታፍነቱን ናይ ተቓውሞ መንፈሱን ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , , , , , , , , , , , , , , , , | Leave a comment

ጸብጻብ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ካብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ነቶም ኣብ ሃገረ ግብጺ ሓደጋ ኣንጸላሊዎም፡ ናብ ኤርትራ ክምለሱ እውን ዝገደደ ከምዝጽበዮም ፈሊጦም ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ዝጠለቡ ዜጋታትና ንምሕጋዝ ኩሉኹም ኤርትራውያን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሓገዝ ከምዝገበርኩም ይፍለጥ።

Posted in እዋናዊ ዜና | Tagged , , , , , , , , | Leave a comment