Category Archives: ዋዛን ኣዋዘን

የማነ ማንኪ ንኤርትራ ወኪሉ ኣብ ማራቶን ክሳተፍ እዩ ተባሂሉ (ዋዛን ኣዋዘን)

Runner_Yemane
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ዋዛን ኣዋዘን | 46 Comments

ጃምቦ እቲ ዑቡድ ከልቢ ገዛውትና( ዳእላ)

` ዘገርም ህይወት እኮ`ዩ ዘሎና፡ ብውሽጢ ዑቡድ ከልቢ ኣይትንበሩ እንዳበለ ይነኽሰና፡ ብግዳም ድማ ንምንታይ ምስ ዑቡድ ከልቢ ትነብሩ ኣለዅም ኢሎም ይኸሱና`

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , , , , | Leave a comment

ክልተ ቐዘፍቲ

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , | Leave a comment

ሳህለን መሃንዘልን

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , | Leave a comment

ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺን ወርቅን

ዋዛን ቁም-ነገርን፣፣ እቲ ብምሒር ውራይን ለኻዕካዕን “ፋልፋላ” ዝብል ቅጽል ስም ዝተዋህቦ ኣምባሳደር ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅ ዝኾነ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ምስ ወይዘሮ ጸሃይቱ በራኺ ኣብ ለንደን ናይ ወርቂ ቅልስ ገጢሙ፡፡

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , , | Leave a comment

ሳህለን መሃንዘለን – 5

ግደኻ ተሪፉ ብኢዱ!  

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , | Leave a comment

ሳህለን መሃንዘልን – (ቁጽሪ 4)

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , | Leave a comment

” ኣብ ኤርትራ ማኪና ረጊጻቶስ ተኣሲሩ!!!!”

ኣብ ኣስመራ ኣብ መገዲ ክልተ ንብዙሕ ግዜ ዘይተረኣኣዩ ኣዕሩኽ ይራኸቡሞ ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ…….

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , , , | Leave a comment

ወግዒ መሓዙቻ ምስ ኣወል ቡን

መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ? ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , , , | Leave a comment

Isaias: your crimes are getting bigger than yourself, can you please, atleast, respect Human Rights?

Posted in ዋዛን ኣዋዘን | Tagged , , , , , , | Leave a comment