Assenna.com is best viewed
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 -
Recent Comments
- bus-Zone on Eritrea denounces foreign meddling in Somalia
- simon haile on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?
- ahmed saleh on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
-
Category Archives: ፖለቲካ
ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ፡ ማለት እንታይ ማለት እዩ …? – ጻውዒት ንተኻፋሊን ደጋፊን ኤርትራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ቃልሲ
ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ እታ፡ „ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገር ኤርትራ“፡ እትብል፡ ብሽማግለ ፖለቲካዊ ጉዳያት፡ ኣካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዝተዳለውትን ኣብ ህዝቢ ዝተዘርገሔት ሰነድ እያ። ኣነ ሰነድ’ዚ ብተገዳስነት ኣንቢበ ምስተረዳኣኒ፡ ኣብ ኣእምሮይ ብዙሕ ሕቶታት ተቐላቒሎም። ሓደ ካብቶም ሕቶታት፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንሃገራዊ ኮምሽን ዝሃቦ ሓደራ (ሓላፍነት) ፡ … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ፖለቲካ, ፖሊቲካዊ ውድባት
40 Comments
‘ተመን ምእንቲ ከብዱ ይኸይድ ብኸብዱ’፡ ጭፍራታት ህግደፍ ኣብ ቶሮንቶን መናውራታቶምን
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ጸሊም መዝገብ, ፖለቲካ
21 Comments
ገበን መራሕትኻ ምክልኻል – ብህዝቢ ምልጋጽ/ ምትላል
(ሃብተማርያም ሚካኤል ካሊፎርንያ/ሳክራመንቶ) ብዕለት 10/09/11 ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዝተዘርግሔ ናይ ኣባላት ደግሓኤ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ከምኡ’ውን ኤውሮጳ ዘውጽእዎ ቴማ ወድዓዊ ሓቅነት ዘይብሉ ስለዝኾነ ውሻል ናይ መርሕቲ ኰንካ ውድባዊ ዓብላልነት ንምርግጋጽ እዩ። ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር ከምዝብሃል፡ ሓለይቲ ሃገራዊ ጉባኤ ክመስሉ ካብቲ ዝተገልጸ ንምጥቃስ ዝኣክል እዘን ዘስምረለን ዘለኹ ሕንጻጻት … more
Posted in ትግርኛ, ፖለቲካ, ፖሊቲካዊ ውድባት
1 Comment
ብምጽናት ዓሌት ተኸሲሶም ንሕልፈትን ሞትን ተፈሪዶም ካብ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበስልጣን ደርግ 16 ነጻ ከም እተለቁ ጋዜጣታት ኢትዮጵያ ገሊጸን።
ብምጽናት ዓሌት ተኸሲሶም ንሕልፈትን ሞትን ተፈሪዶም ካብ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበስልጣን ደርግ 16 ነጻ ከም እተለቁ ጋዜጣታት ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብምጽናት ዓሌት ተኸሲሶም ንሕልፈትን ሞትን ተፈሪዶም ን20 ዓመታት ኣብ ማሕቡስ ካብ ዝጸንሑ 23 ላዕለዎት ሰበስልጣን ደርግ 16 ትማሊ ሓሙስ 6 ጥቅምቲ ነጻ ከም እተለቁ ጋዜጣ ሪፖርተር ናይ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም … more
Posted in ቀርኒ ኣፍሪቃ, ትግርኛ, ፖለቲካ
Leave a comment
ኪዳንን ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን
ኣብዚ ታሪኻዊ ዝኾነ ሃገራዊ ዋዕላ ንምእታው ንሽባሸበሉ ዘሎና ህሞት ሓደ ሓደ ኣገደስቲ ዝኾኑ ነገራት ብጥንቃቀ ክንርእዮም ዝግባእ ይመስለኒ። እቲ ብወገን ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ዝተፈጸመ ዘይንፁር ኣገባብ ኣወኻኽላ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ቦታኡ እንዳሃለወ–መምርሒ ሃገራዊ ኮሚሽን ብጀካ ነቶም ኣብ ጽፍሒ መሪሕነት ፖለቲካዊ ዉዱባት ዘሎዉ ንተራ ኣባላት ብማዕረ ምስህዝቦም ክውከሉ እንዳሓበረ–ኣብ ዞባታት … more
Posted in ትግርኛ, ፖለቲካ
Leave a comment
በሰላታት እቲ ናይ ህልቂት ኲናት – ሚኪኤል እምበየ (አራንቺ)
ሰላም ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትርከቡ ኩቡራት ኣሕዋት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ፡፡እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብጸሓና፡፡ሎሚ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ኮይና ዓኾዃይ ዓኾዃይ ገዓት ሓምሊ ውጻእ ገዓት ጠስሚ እቶ፡እንብለሉ ኣብ ክልተ ገጽ ናይ መድረኽ መቐይሮ ኢና ዘለና፡፡በቲ ሓደ ካብ ዘመነ ሉቋስ ናብ ዘመነ ዮውሃንስ እንሰጋገረሉ መድረኽ ክኸውን ከሎ፡ በቲ ካልኣይ ሸነኹ … more
Posted in ምኪኤል እምባየ, ትግርኛ, ፖለቲካ
4 Comments
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. አብ ጎዳና ሽኩሽኳ – ሚኪኤል እምባየ (አራንቺ)
ካብ ዝሐለፈ መፋርቕ ወርሒ ነሐሰ 2011 ዓ/ም እቲ አብ መበል 21 ክ/ዘ ጸሊም ዘይርሳዕ ገበን አብ ልዕሊ ገዛእ ህዝቡን ሃገሩን ዝፈጸመ ኤርትራን ኤርትራውነትን ፍጹም በታቲኑ ብምብራስ ካብ ዝከፈአ ናብ ዝገደደ መዓሙቕ ድሕረትን ድኽነትን ዝሸመመ ገባቲ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብላዕለዋይ ማፍያዊ መራሒኡ ተማእዚኑ ነቶም ድሕሪ ጸሐይ ብራቕ ነጻነት ሓድሽ ቃምሻ ዝወደዩ ናይ … more
Posted in Eritrea, ምኪኤል እምባየ, ትግርኛ, ፖለቲካ
7 Comments
ዶርሆ በምዑት ደቃ ትጻወት
ናይ ኒውዮርክ ተኣንጎት ተሸብሸብ፣ ብዙሕ ጎስጓስ ዝተኻየደሉን ዘይተኣደነ ጥንቃቀ ዝተገብረሉን ብዕለት 25 መስከረም 2011 ርክብ ሰዓብቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ተኻይዱ። እቶም ደገፍትን ተደናገጽትን ናይ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብሕርያ ቅድሚት ክስርዑን ከመላኽዑን ከማዕርጉን ከምዘለዎም ክግበር እንከሎ፣ እሙናት ኣጋፈርቲ ከኣ ኣብ ዝለዓለ ተጠንቐቕ ኮይኖም ንጸጥታ ከኽብሩን ተቃወምቲ ከይሶልኩ ጽኑዕ ምክትታል ክገብሩ ናይ … more





