ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden)
ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden) ብምትሕብባር ስምረት መንእሰያት ንድሕነርት ሃገር ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ብሙኻን መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንቀዳም 25 ግንበት 2013 አብ ከተማ ሊድሾፒን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ክኽበር ስለዝኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ብክብሪ ይዕደም:: ዕለት ፡ ቀዳም 25 ግንበት 2013 ዝግበረሉ ቦታ፡ Margretelund, … more













