Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግዝያዊት ኣሰናዳኢት ሽማገለ 20 ሰኔ 2013፣ ኩላትና ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን እንርከብ ኤርትራውያን ንሰማዕታትና ሓሙስ 20 ሰኔ ኣብ ሓደ ቦታ ተረኺብና ብሓባር ሸምዓ ብምውላዕ ክንዝክሮም ጻውዕት ተቅርብ:: ብዚ ኣጋጣሚ ኣሰናዳኢት ሽማገለ ናይዛ ፍልይቲ ዕለት እዚኣ፣ ንኹሉ ዜጋ ነዚ ዝስዕብ ምሕጽንታ ተቅርብ:: ኩሉ ዜጋ ተሳታፊ ናይዛ ዕለት

READ MORE

  ስርዓት ቀብሪ ናይ ኣደይ መብራት ሓጎስ ብረ ብዓልቲ ቤቶም ንኣቶ ኢሳቕ ያቆብ ኣደና መብራት ሓጎስ፡ ብምኽንያት ሕማም፡ ብዕለት 4 ሰነ 2013 ካብዛ ዓለም ስለ ዝተፈልየት ናይ ቀብራ ስነ-ስርዓት ከምዚ ቀጺሉ ዘሎ መደብ ኣውጺእና ምህላውና ንኹሉ ሰብና፡ መሓዙትና፡ ፈተውትናን ብትሕትና ንሕብር። ካብ ደቃን ብዓል-ቤታን 1.ፍትሓት: ረቡዕ 12 ሰነ

READ MORE

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ምስ ወደአ፡ ኣብ የተቦሪ ቀጺሉዎ፡ ካብኡ ድማ

READ MORE

ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden) ብምትሕብባር ስምረት መንእሰያት ንድሕነርት ሃገር ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን  ብሙኻን መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንቀዳም 25 ግንበት 2013 አብ ከተማ ሊድሾፒን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ክኽበር  ስለዝኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ብክብሪ ይዕደም::   ዕለት ፡                      ቀዳም 25 ግንበት 2013 ዝግበረሉ ቦታ፡

READ MORE

ደሞርክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ  ሰላማዊ ሰልፊ ንድሕነት ሕዝቢ ኤርትራ! ዕለት፥ 24 ግንቦት 2013 ካብ ሰዓት 1.00  ክሳብ ሰዓት 5.00 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ፥ ኣብ ቅድሚ ቤት መራሕ መንግሥቲ ዓባይ ብሪጣንያ፥ ጎደና ‘ዳውኒንግ ስትሪት’ ቍ. 10 ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገርና:- ኣዋሃሃድቲ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ነተን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ: ኣብ

READ MORE

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013  ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ይዕደም! ዕለት ዓርቢ 24 ግንቦት ሰዓት

READ MORE

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ናይሓዘንመግለጺ ብመስዋእቲ ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብስም ውድብ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ እናገለጽና፡ ንስዉእ ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፡ ንመላእ ስድራቤቱን ናይ መቓልስቱን ፈተውቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ተጋዳላይን መምህርን ኣማረ ገብረማርያም ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝኣክል ኣብ ቃልሲ ከይሰልከየ፡ መጀመርያ ከም ተመሃራይ፡

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ግንቦት (May) 21 2013፡ ካብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ -- 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ካፒቶል (West steps of the Capitol) ኣንጻር`ቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ ምድረ-በዳታት ሲናይን ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ ክብሪ  ኤርትራውያን ዝምልከት ሰላማዊ

READ MORE

ኣብ ዝሓጸረ መዓልታት 'እቲ ካልእ ኵናት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዝፍኖ መደብ መልስታት ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ነቲ ብተስፋይ ተምነዎ ብራድዮ ወጋሕታ ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ዝንቡዕ ታሪኽ ሰውራና ዝብድህ መግለጺ ብድምጺ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ EDP mahhta.net ሒዝናልኩም ክንቀርብ ስለዝኾና ብትሕትናን ብኣኽብሮትን ንዕድም።        

READ MORE

ናብ ዝከበርኩም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን አብ ኤረትራ ብምክንያት መዓልቲ ናጽነት ኤረትራ ንዕለት 25 ግንቦት 2013 እምቢ ንምልኪንለዓል ንፍትሒ  ብዝብል ተማ,  አብ ከተማ ሉጋኖ   ዞባ ቲቺኖ  ሃገር ስዊዘርላንድ ዓቢ ናይ ምዝንጋዕን  ብዛዕባ አብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን አብ ሲናይ ንዘጋጥም ዘሎ ሽግርን ጠንቁን አፋታትሑኡን በቶም ነቲ ሽግር ንምፍታሕን

READ MORE

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሳሊና.ኮም  መርበብ ሓበሬታና ብዝሓሸ መገዲ ንሰርሖ ስለዘለና ኣብ ቀረባ ግዜ ምትዕርራያት ጌርና ክንመጸኩም ስለዝኾንና ብትዕግስቲ ክትጽበዩና ምስ ይቕሬታ ንሕብር።                              ኤዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና

READ MORE

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን። ክቡራንን ክቡራትን ምእመናን ኣመንቲ ክርስቶስ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ። ብሰንኪ እቲ ኣብ ምደረ በዳ ሲናይን ሱዳንን ካልእ ሃገራትን ኣብ ርእሲ ኤርትራውያን ዝወርድ መዘና ኣልቦ ቅትለት፣ ዘረፋ፣ምሻጥ ናውቲ ኣካል፣ ግዱድ ባርነት፣ ምእንቲ ሰላም ሃገርናን፣ ካብ ሰማያዊ ኣምላኽ ፍታሕ ክንረክብ፣ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎናጾም ኩላትና እንዝክሮን እንጽልየሉን እኳ እንተ ኾና፣ ብእዉጅ ግን ከምቲ ቅዱስ ጽሑፍና ዚብሎ። “እኽሊ በሪሱ፡ ኮልዒ ወይኒ ነቒጹ፡ ዘይቲውን ቀምሲሉ እዩ እሞ፡ እታ ሃገር ባዲማ፡ ምድሪውን ትሐዝን አላ። እቶት ግራሁጠፊኡ እዩ እሞ፡ ኣቱም ሓረስቶት፡ ብምኽንያት ስርናይን ስገምን ሕነኹ፡ ኣቱም ሰብ ኣታኽልቲ ወይኒውን፡ ዋይዋይ በሉ።ተኽሊ ወይኒ ነቐጸ፡ ኦም በለስ ከአ ቀምሰለ፡ ኦም ሮማንን ስየ ቱፋሕን ኩሉ ኣእዋም መሮርን ነቐጸ፡ እወ፡ ሓጎስ ካብ ደቂ ሰብነቐጸ። መሥዋዕቲ ብልዕን መሥዋዕቲ መስተን ካብ ቤት ኣምላኽኹም ተኸልኪሉ እዩ ኣሞ፡ ኣቱም ካህናት፡ ተዓጠቑንብኸዩን፡ ኣቱም ኣገልገልቲ መሠውዒ፡ ዋይዋይ በሉ፡ ኣቱም ኣገልገልቲ ኣምላኸይ ንዑ፡ ከሊ ተኸዲንኩም ሕደሩ። 14- ጾምቀድሱ፡ ኣኼባ ጸውዑ፡ ንዓበይትን ኣብታ ሃገር ዚነብሩ ኹላቶምን ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም አክቡ፡ ናብእግዚኣብሄር ከአ ተማህለሉ። ” ትንቢት ዮኤል 1:10-14 ዝበሎ ቅዱስ ቃል መሠረት ብምግባር ን21 ሚያዝያ 2013 (ሚያዝያ፲፫, ፳፻፭) ኣብተን ኣብ ብቡራኬ ቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስን ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስን ተማእኪለን ዝኸዳ ኣብያተክርስቲያናት ጸሎት ክግበር ተውሲኑ ኣሎ። ስለዚ ኩልኹም ምእመናንን ምእመናትን ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ኣብዘን ስዒብነ ኣስማተን ተጠቒሱ ዘሎ ኣብያተ ክርስቲያናትኬድኩም ጸሎት ክትሳተፉ ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ዕድሜና ነመሓላለፍ ደብረ ሰላም መድኃኔዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ፣ ደብረ ግእዛን መድኃኔ-ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ፣ መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ሮቸስቶር ኒውዮርክ መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር፣ መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ዙሪክ ስዊዘርላንድ። ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ዋሽንግቶን ሲያትል ቅድስት ሥላሴ ቤተ ክርስቲያን ሲንሲናቶ ኦሃዮ። ቅድስት ሥላሴ ቤተ ክርስቲያን ኤመንቶን ካናዳ፣ ቅድስት ሥላሴ ቤተ ክርስቲያን ሎስኣንጀሎስ ካሊፍርኒያ። ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ኦክላንድ ካሊፎርኒያ፣ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ፖርትላንድ፣ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ተልኣቪቭ, እስራኤል። ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ዓዲ እንግሊዝ ሎንዶን። ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ዓዲ እንግሊዝ  ሸፊልድ። ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ጀነቫ ስዊዘርላንድ፣ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ሞንትርያል ካናዳ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ባዝል ስዊዝረላንድ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ሉዘርን ስዊዘርላንድ ቅዱስ ጊዮርጊስ ቤተ ክርስቲያን ዓዲ እንግሊዝ በርኒንግሃም። ቅዱስ ጊዮርጊስ ቤተ ክርስቲያን ጀርመን ፍራንክፈርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ቤተ ክርስቲያን በርን ስዊዘርላንድ። ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክ ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኡምዮን ስዊደን። ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ቻርሎት፣ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ሻፋውዘን ስዊዘርላንድ ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ኣልባኒ ኒው ዮርክ ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ግላሩስ ስዊዘርላንድ። ቅዱስ ዑራኤል ቤተ ክርስቲያን ሳንጋለን ስዊዘርላንድ ኣቡነ ተክለማይማኖት ቤተ ክርስቲያን ኩር ስዊዘርላን ኣቡነ ኣረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ፍሪቡርግ ስዊዘርላንድ እዚ ብስመይ እተሰምየ ህዝበይ ከኣ ትሕት እንተ በለ፡ እንተ ለመነ፡ ገጸይውን እንተ ደለየ፡ ካብ ክፉእ መገዱ ድማ እንተ ተመልሰ፡ ሽዑ ኣነ ኻብ ሰማይ ክሰምዕ እየ፡ ሓጢኣቶም ከኣ ይቕረ ኽብለሎም፡ ምድሮምውን ክፍውሰሎምእየ።”2 ነገ. 7:14። እግዚኣብሔር ጸሎትናን ሱባኤናን ይቀበል። ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኣውሮጳን ማእከላይ

READ MORE

ጅግና ተቓላሳይ ዶክተር በየነ ኪዳነ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ብዘይሕለል ሉዕል ሃገራዊ ወኒኑ ፡ ካብ ተራ ኣባል ክሳብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ሓላፍነት ተሽኪሙ፡ ክሳብ 1991ዓ.ምፈ.፡ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ድሕሪ ምርግጋጽ ልኡላውነት ሃገር ኤርትራ ካኣ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ግዝኣ ሕጊ፡ ፍትሒ ነጊሱ፣ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ክተክልን ክዕምብብን፡ ከይታሓለል ኣንጻር

READ MORE

  ኩሎም መሪሕነትን መሰረታትን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመስዋእቲ እቲ ፍርቂ ዕድሚኡ ብቀዳምነት ሃገራዊ ነጻነት ንምርግጋጽ፡ ድሒሩ’ውን ህዝብና ካብቲ ሕሱም መግዛእቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ብሰላምን ራህዋን ክነብር ልዕልነት ሕግን ፍትሕን ዝሰፈና ብልጽግትን ደሞክራስያዊትን ኤርትራ ንምውሓስ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቱ ከይተሓለለ ዝተቓለሰ ዶክቶር በየነ ኪዳነ ዝተሰመዖም መሪር

READ MORE

ንኹሉ ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዝርከብ ውድባት ሰልፍታት ሲቪክ ማሕበራትን ክቡራት ተቓወምቲ፡ ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ፡ ድምጺ ፎርቶን ጠለባቱን ምስ ሰምዐ፡ ሽዑ ንሽዑ፡ ተቐቢሉ ብጻያዊ መልሲ-ተግባር ሂቡ እዩ። ደገፉ ክገልጽ ብሓባር ሰሚሩ ኣብ ጽርጊያታት ፈሲሱ። ኮይኑ ኸኣ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ተቓላሳይ ዜጋ፡ “ፎርቶ ኣስሚራትና ኣላ፡ ብኣኣ ንቐጽል” ክብል

READ MORE

ካብ ግዜ ገድሊ ኣብ ሓለዋ ሰውራ፡ ከምኡ ውን ድሕሪ ናጽነት ከም ኣባል ስለያን ኣብያተ ማእሰርትን ንተመክሮኡ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ብፕሮፖጋንዳ ኣታሊሉ ፖለቲካዊ ዒላማታቱ ንምውቃዕ፡ ማእሰርትን ቅትለትን ዘጠቓልል ውዲታዊ ድራማታት ናይ ምስራሕ ኣመል ከምዘለዎ ኣገንዚቡ። ተጋዳላይ ስዒድ

READ MORE

ስምረት  መንእሰያት  ኤርትራ  ንድሕነት  ሃገር  ጨንፈር  ጀርመን Eritrean Youth Solidarity For National Salvation Germany Branch___ ናብ ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጀርመን ንዕለት 23.03.2013  ዓመታዊ ጉባኤ ከነካይድ ስለዝኾንና ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ንኽትርከቡ/ባ ብኽብሪ ንዕድምኩም ::      ጉባኤ ዝጅመረሉ ሰዓት 14:00  ቦታ፣ Saalbau Niederrad Goldsteinstraße 33, 60528 Frankfurt am Main   Verbindung nach

READ MORE