ንድፊ መሪሕ ፖለትካዊ ስነ-ሓሳብ EYSNS
መስረት እዚ ቻርተር እዚ ካብ ክውንነት ሃገርናን ተሞክሮ ቃልስና ትማልን ሎሚን ኢዩ። ካብ መጻሕፍትን ናይ ካልኦት ፕሮግራማት ዝተቀድሔ ኣይኮነን። የግዳስ ንኹሉ ዝሓለፍናዮ ተሞክሮ መርሚሩ፡ ንህጹጽነት ኩነትታና ኣብ ግምት የእትዩ፡ ዝተሃንጸ ኢዩ። እዚ ቻርተር’ዚ ፈጹምን ዕጹምን ኸኣ ኣይኮነን። ንሓድሽ ሓሳባትን ተሞክሮታትን ክፉት ኢዩ። ካብ ግብራውን ካብ ጉዕዞ ዝጥረዩ ተሞክሮታት እንዳተፈተነ ዝመሓየሽን … more


