Assenna.com is best viewed
- Asena Foundation -
HSBC Bankasenasweden@yahoo.com
Bank - SEB (Svenska enskilda banken)Account #:41527185 Account name Asena Sort Code:40-05-31 IBAN: GB87MIDL40053141527185 BIC: MIDLGB2142A Account #:5201-3451377 sms:+46700513598 -
Recent Comments
- simon haile on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?
- ahmed saleh on መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
- ahmed saleh on ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
- brikhti tekhle on ሳህለን መሃንዘልን – ዕላል ብዛዕባ ናይዝግን ብኢዱን
-
Category Archives: Eritrea
ሳህለን መሃንዘልን – ዕላል ብዛዕባ ናይዝግን ብኢዱን
ከመይ ቀኒኻ ዓርከይ ሳህለ እንታይ ኣሎ ማይ ዘይጠዓመ ዕላል ሎሚ ቕነ ሓድሽ ዝጠለለ? ኤእ መሃንዘል ዓርከይ፡ ካባኻ’ዩ ወረ ካብ ነቕጺ ብኢዱ ዶ ተረኺቡ ፍረ፡ ንገረኒ ደኣ ‘ቲ ዝብሃል ዘሎ እንዳ ገብረ-ኣዳል እንታይ ይወረ’ሎ? ወይለይ፡ ኣንታ መንቃም ኢኻ ድሮ ‘ምብኣር ጨንዩካ ንዓኻ መቸም የለን ካብ ሳህለ ዝሕባእ ህንጥሸው ኣይተርፈካ … more
Eritrea denounces foreign meddling in Somalia
NAIROBI — Eritrea, often accused of supporting Islamist rebels in Somalia, on Monday criticised foreign interference in the war-torn country, ahead of an upcoming peace conference in Britain. “External actors, even those most friendly and most sympathetic to Somalia, need to resist the urge… to act on behalf of Somali … more
Posted in Eritrea, News
7 Comments
መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
ከም መቐጸልታ ዝሓለፈ ርክብ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ንሕና ኣብ መዓስከራት እንነብር ስደተኛታት ካብ ዕለት 16/02/2012 ካብ ሓሙሽትኡ መዓስከር ስደተኛታትን ኣዲስኣበባን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተኣኪብና ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ዘቲና፡፡ ኣብዚ ናይ ዘተ መኣዲ ዝተሳተፍና ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣስታት 210 ኮይና 29 ካብ ተሳተፍቲ እዚ መኣዲ ዘተ ደቂኣንስትዮ ኢየን፡፡ … more
Posted in Eritrea, ሃገራዊ ዜና, ትግርኛ
8 Comments
ሞት ናይዝጊ፤ ሞት ክናና’ዩ! መስፍን፤ ይኣኽለካ ምስ ፎርዖን ምልፋን! – ፍሉይ ጽሑፍ – ኣለና
ካልኣይ ምዕራፍ መጽሓፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ብዛዕባ ድርብ ኪዳን ናይዝጊ ክፍሉን ኢሳይያስን ኢዩ ኣስፊሩ ዘሎ፣ “ኣቦይን ኣደይን ነንበይኑ ጸሎቶም” ከም ዝበሃል ድግም። ኣብ ጉዳይ ገበነኛ ናይዝጊ ክፍሉ ጸሎትናን ጸሎት ኢሳይያስን ነንበይኑ ኢዩ ጸኒሑ፣ ሕማም ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ንዝክረሉ ዝነበርና ግዜ። ‘ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ’ ክንብል’ኳ እንተጸናሕና፤ ንሕና ንቁሩብ እዋን … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣለና
12 Comments
ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርሂስ 19/02/2012 Norway ህግደፍ ይፍሕር ኣሎ ኲናት ክውልዕ ሓላው ወሰን ሎሚኸ ንመኒኻ ክትስዋእ ነዞም ሕማም ዝሓዞም ንህዝቦም ዘጽልእ ንብዓል የማነ ማንኪ ንኾንቱ ክትብጃእ ንዘይ ረብሑ ክትብል ዘርእኻ ክጠፍእ ኣስተውዕል ጅግና ዝብለካ የለን ደጊም ነብሰ ቅትለት ከይመስል ጸሊም መርገም እናፈለጥካ ኣይትጽደፍ ተኣለ ካብ ህጉም ንህዝቦም ዝተሰዉኡ ኣብቂዖም ቅድም ጀጋኑና ንዘላአለም … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ
13 Comments
ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
ነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ዕድመ ታሪኻዊት ንዓለም-ለኻዊትን መዓልቲደቂ-ኣንስትዮ (8 መጋቢት ) ብምዝካር ሓቢርና ከነብዕልን ከነኽብርንነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ብመጀመርያንኤርትራውያንኣሓትቀጺሉውንንኹሎምክፋላትኤርትራውያንሕብረተሰብናብሓፈሽኡድማንኹሎምመሓዙትናንፈተውትናንብኽብረትይዕድም። ዕለት፡ 24.03:2012 ቦታ፡ Kleyer str.21 Kleyerstraße 21 60326 Frankfurt am Main beim (Adlerwerk) ሓበሬታ፡ ካብHauptbahnhof Frankfurt am Main ዝተፈላለየመጉዓዝያኣሎ። 1) Strassenbahn 11 ን 21 ስጋብGalluswarte, 2) ብ S-Bahnen 3/4/5/6 ሓንቲስቴሽንስጋብGalluswarte. ካብGalluswarteብኣውቶቡስ … more
Posted in Eritrea, ምልክታ, ትግርኛ
4 Comments
ክልተ ሞት!! – ናይዝጊ፡ ናይ-ሰብ ዘይኮንካ ‘ሞ ከመይ ኢልካ እዩ ናይ-እዝጊ ዝኽወኖ?
ካልኣይ ህይወት ከምዘሎ ዝኣምኑ ሰባት ኣለዉ። ክዉንነት እምነቶም ብዘየገድስ፡ ትምኒቶም ኣብ መንግስተ ሰማያት ክሰምረሎም እንተኾይኑ፡ ኣብቲ ዝቐደመ ምድራዊ ህይወቶም ዘጽድቕ ተግባራት ክፍጽሙ ከምዘለዎም ሞራላዊ መሪሕ ስለዝኾኖም፡ ሰናይ ትምኒቶም ካብ ገዛእ-ርእሶም ሓሊፉ ንሕብረተሰብ ‘ውን ጠቓሚ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ገነት ከሕልፉዎ ዘለዎም ተስፋ ካልኣይ ህይወት ክሰምረሎም ጽቡቕ ድሌት እናገለጽካ፡ ነቲ ኣብ ቀዳማይ … more
Posted in Eritrea, ቃል ኣሰና, ትግርኛ
73 Comments
መንእሰይ ተሰካሚ ሕድሪ!!
ብናይ ኤውሮጳውያን ኣቆጻጽራ እዚ ዘሎናዮ እዋን ልደት ኣሕሊፍና ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢና ንርከብ ዘሎና ናይ ሰላምን ቅሳነትን ሓዲሽ ዓመት ክኾነልና ይምነ፡፡ ኣብ ኩለን ሃገራት መራሕቲ ሃገራት ንህዝቦም መደረን ትንቢት ሓዲሽ ዓመትን ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ገምጋምን ኣሕጺሮም ይገብሩ፡። እቲ ካልእ ዝነውሐ ገምጋማት ንናጻ መድያ ይገድፍሎም፡፡ እዚ ጥራይ ዘይኮነ ግን … more
Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ
3 Comments
መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት
ኣብ ናይ መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት፡ ኣብ ርእሲ ልሙድ ዜና፡ “ክልተ ሞት!” ዘርእስቱ፡ ንዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን፡ ብኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳኡ ኣጋጢሙዎ ዘሎ እገዳን ኣመልኪቱ ዝተጻሕፈ ቃል ኣሰና። ከምኡ ‘ውን፡ ክሳብ ሎሚ 20 ለካቲት ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሽረ ንዝተኻየደ ልዕሊ 200 ዝተፈላለያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት … more




