Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዲ ቫካሮ! ኣንታ ዘይትሕለል ተወልደ ቫካሮ ሽግር ናይዚ ህዝቢ ዕምሩ ከተሕጽሮ ንውልቀ መላኺ ፈቲንካ ክትመኽሮ ኣይመስለንን ግና ዕቡይ ዝስቆሮ ንህዝብኻ ደኣ ኣብ ሓደ ጥመሮ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኣብ ልቡ ክሓድሮ! እቲ ኣብ ኩሉ ዘሎ ስውር ዘይርአ ህዝቢ ከይጸንት ከንቱ እናጠፍአ ካብ ማእከል’ዚ ህዝቢ ሕሩይ ካብ ቀብአ ሃዋርያ ሓርነት ሓቅነትካ ይርአ! ሽግርን መከራን ኣዕሚቚካ ንምቕባር ሓድነት ዓጢቕካ ነቕ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      9ይ ክፋል         23/11/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ

READ MORE

ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ጻውዒት ንሓድነት ኣበየ ቦትኡ ክቃላሕ ይስማዕ ኣሎ። ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዕዉት ንምግባር ስምረት ከይትሓለለት ክትሰርሕ ጸኒሓን ትሰርሕ ኣላን። ጉባኤ ስምረት ከም’ቲ ኩሉ ደላይ ምሉእ ሓርነት ዝደልዮ ዕዉት ኮይኑ ንኽወጽእ ክማልኡ ዘለዎም ጉዳያት ስለ ዘለዉ ጉባኤ ኣብ’ቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበሉ ግዜ ኣይካየድን ኢዩ። በዚ

READ MORE

ኢራን ኣብ ጀኔቫ ድሕሪ ዝተኻየደ መዓልታት ዝወሰደ ጽዑቕ ዘተ፣ ሎሚ ንጉሆ 24 ሕዳር፣ ንኵልየራዊ ንጥፈታታ ብኸፊል ከተጕድል፣ ኣመሪካ ምስ እትርከበን 6 ወንነቲ ንኵልየር ዝኾና ሃገራት ከምዝተሰማምዐት ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ኢራን፣ ኣምሳያ ናይቲ ኣትያቶ ዘላ ውዕል፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ እገዳ ክትከስሮ ዝጸንሐት 7 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ቁጠባዊ

READ MORE

እቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ቅጥዒ ብዘይብሉ መንገዲ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ዜጋታት ክገፍፍ ከሎ ቅንጣብ ሓልዮት ዘየርኣየ ስሱዕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሃድን ንግስነት ስዑዲ ገና ዘንጸላልዎም ዘሎ ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታት ዝነብሩሉ ርሑቕ ሓውሲ ከተማታትን ከባቢታትን ኣለልዩ ኣብ ኤምባሲኡ ዝሰርሑ ሃሱሳቱ ብምውፋር፣ናብ ኤርትራ ክትምለሱ

READ MORE

ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ማ.ባ.-ግሃድኤ) ካብ ዕለት 11-20/11/2013 ዓመታዊ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣቃኒዑ። 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማ.ባ.፣ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ኣስካፊ ዝዀነ ኩነታት ኣብ ትርከበሉ ዘላ እዋን፣ ጐድኒ-ጐድኑ ድማ ህዝብና ብሓፈሻ መንእሰያትና ድማ ብፍላይ ኣብ ኣሰቃቒ ዝዀነ ኩነታት

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ።                                23-11-12፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ተሰዊሩ ቀንዩ ኢሎሞ። እሞ ህዝቢ ድማ ከከምትጽቢቱ ከምተሻቐለ ሰሚዕና። ግደ ሓቂ ኣብ ዕዮ ፈጣሪ ክንኣቱ ኣይግባእን። ኣምላኽ ምሕረቱ ኣውሪድልና እንተኾይኑ ግና መዓረ። በቲ ካልእ’ውን ንሱ ተዋሊኡ ከምዘይቀነየ ከምታ ልማዱ በታ ዝተነስዐቶ መጻንሒት ተሓጊዙን እንታይ ክበሃል ከምዝቀነየ ቀራሪሙን ብመስኮት ቲቪኡ ብምቕልቃል “እነኹል

READ MORE

መብዚሕትና ኣብ ኣስመራ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ነይሮምና’ዮም። እንተ ኾነ ነቶም ነስመራ ዗ይፈሌጡዋ ተራ ኣባሊት ገዱፍናዮም ክንከይድ ሕሌናና ኣይተቐበልን። ሓዯ ብጻይ ናብ እንዲ ሓወቦኡ ግድን ክበጽሕ ስሇ ዜዯሇየ ግን መሬት ቅድሚ ምምሳዩ ኣሰኒየዮ ክብገስ ግድነት ኮይኑ። ኣብኡ ኣይዯንጐናን ሻሂ ድሕሪ ምስታይ ብኣጋኡ ናብ መናሃርያ ተመሇስና። ስንቅና

READ MORE

ሳልሳይ ዋዕላ ኣፍሪቃ-ዓረብ ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ብምትኳር ካብ 19-20 ሕዳር ብእንግዶት ኣሚር ኩውየት ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ መራሕቲ ሃገራት፣ ግብረሽበራ ንምምካት ኮነ ጥቡቕ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝ ንምድንፋዕ ብዕቱብነት ክሰርሑ ከምዝተመባጽዑ መርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብቲ መራሕቲ ሃገራት ዝተሳተፉዎ ዋዕላ ኣፍሪቃ-ዓረብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኢዩ ተሳቲፉ። መራሒ

READ MORE

ሕቶታት ኣለዉኒ፡ ዓይንኹም ይብራህ፡ ዝምልከቶ እንተሎ ማሕሙድ ሳልሕ ብዙሓት ሕቶታት ተሓቲቶም እንድዮም። ዝምልከቶም ክምልሱ ስለዘይተራእዩ፡ ማለትስ  ብዝግባእ፤ ሎሚ ነቶም ጉዳዮም ከም “ዘይምልከቶም” ተጎስዮም ብ”ሰናይ ድሌትን ልቦናን” ትመሓደሩ ኣለኹም፤ “ፈቲኹም ጸሊእኩም መራሕትኹም ኢና” ዝበልዎ መራሕቲ ህግድፍ ብስም ዝምልከቶ ህዝቢ ነዞም ጸኒሖም ዝዝርዘሩ ሕቶታት የመልክት። ሃገርና ሎሚ፡ ንልዕሊ 23

READ MORE

ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ሳልሳይ ክፋል ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ዝሓለፈ ካልኣይ ክፋል ጽሑፍና ወትሃደራዊ ኩነታት፣ ፖለቲካውን ጸጥታውን ጸወታ ኢሰያስ ብሓደ ወገን፣ ብሜላን ሚስጥራዊ ትእዛዝን ኢሰያስ፣ ኣገደስቲ ኣጽዋራት ካብ ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒቡ ንደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ( ደምህት) ዝተዋህበ ዝርዝር ዓይነት ብረትን ብዝሑን ኣቕሪብና ነይርና። መቐጸልትኡ

READ MORE

ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣ ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብዚ ኣብ  ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ኣድራሻንሱ ቦታን ፣ ንኹሉ ጉድስ

READ MORE

መጸዋዕታ ህዝብና ብፍላይ ከኣ ኣደታትናን ኣሓትናን ሰፍ ዘይብል ስቓይን መከራን ወሪዱወን ኣብዘሎ ጊዜ ሱቕ ምባል ካብ ሕልና ዝርሓቐ ኢሰብኣዊ’ዩ።  ንሕና ኤርትራውያን ነቶም ፈቐዶ ቤት ማአሰርቲ ዝሳቐዩ ዘለዉን ምሉእ ህዝቢና ደው ኢልና ነቶም ድምጾም ዘይስምዑ ድምጺ ክንኮኖምን ኣብ ክንድኦም ክንዛረብን ሃገራዊን ሞራላዊን ግዴታና አዩ። መርበብ ኤርትራውያን ደቂ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      8ይ ክፋል         20/11/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣምሳያ ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ ብውዲት ዝተክኦም ቐሺ ዲዮስቆሮስን ሰላዪኡ ይፍታሄ ዲሞጥሮስን ብምልኣኽ ብተንኮል ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ሎሚ ቕነ ኣዕጽዩዋ ዝጸንሐ፣ ኣብ ጀርመን ድራይኣይሽ ኣብ እትብሃል ከተማ እትርከብ ቤተክርስትያን ቅድስተ ማርያም፣ 16 ሕዳር 2013 ዳግም ኣገልግሎታ ከምዝጀመረት ምንጭታት

READ MORE

መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ ድሕሪ’ቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፐዱዛ ህይወት 357 ዜጋታትና ብጅምላ ዝቐዘፈ ዘሕዝን ሓደጋ ባሕሪ፣  “ቀንዲ ጠንቅን ተሓታትን ስደትን ጥፍኣትን ኤርትራውያን ዜጋታት መን’ዩ?” ክብል ኣብ ገጻት መርበቡ ንዘቕረቦ ሕቶ ድምጺ ብምሃብ ካብ ዝመለሱ ልዕሊ 7 ሽሕ ተኸታትልቱ 83 ሚእታዊት (83 %)

READ MORE

መገዲ ኣየርና! ጀጋኑ ፓይለት *ኣልያጦናት ሰማይ       *ሽላታት ህዝቦም ከይሃልቕ ብስእነት እኽለማይ ሓርነት ክነግስ ኣብቂዑ ምኹርማይ ይኣክል ኢሎሞም ንጉጅለ ጣልማይ! ምስቲ ውጹዕ ህዝቢ ስለ ዝወገኑ ዮሃና በሉለይ ንኹሎም ጀጋኑ *ሃንአ በሉዎም’ወ ነቶም ዝወሰኑ   *ዮሃና ንመላኺ ስርዓት ስለ ዝጠንጠኑ! ኣየ’ዚ መላኺ ላግጺ ዘይምነዎ ቀጻሊ ኣብረርቲ እናራሕርሑዎ መገዲ ኣየርና ኩሉ እናዓጸዎ ጌና ዘይፈወኖ ኣብ ባጽዕ ከለዎ ሓደስቲ ኪሰርሕ እንታይ ኣጃሂሩዎ!? ሃብቲ ናይዛ ሃገር ብኾንቱ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ -  ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓዲ ኢንግሊዝ! ማሕበር ተጋደልቲ ዓዲ ኢንግሊዝ ንለውጢ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝፈለምዎ ዘተ  ኩነታት - ሃገር ንምቕጻል፡ ትማሊ ሰንበት 17 ሕዳር 2013 ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ካብ በርሚንግሃም፡ ኖቲንግሃም፡ ሸፊልድ፡ ማንቸስተርን ኦክስፎርድን ኣብ ከተማ ለንደን ተኣኻኺቦም። እቶም ኣብ

READ MORE

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ክንድዚ ክኸውን ጻልጣ ሓሶት ከ ኣሎ ድዩ!!! ኢሳያስ፡ ነታ ነፍስኻ ኸ ቅሩብ ኣይትሓስበላን ዶ? ምስ ዓርከይ ነቲ ጉሓፍ ዝኾነ ፖለቲካዊ ታሪኽ ኢሳያስ ኮሊልና ምውዳእ ምስ ኣበየና፡ ረብሪብና ንቕሩብ ግዜ ዝን በልና። ነገሩ ንምድምዳም፡ “እዚ ኹሉ ሽግራትና ግና፡ ካብ እንታይ እዩ ነቒሉ ትብል?” ኢለ ምስ

READ MORE

ኤርትራዊ ሓድነት ንምብርባርን ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ብዕምቆት ንምዝታይንዝዓለመ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስያትል ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። Dr. ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ብመቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሰመን ኣሜሪካ ዘካይዶ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባታት፣ ኣብዚ ዕለት እዚ ውን ኣብሞንጎና ተረኺቡ መልእኽቱ ንኤርትራውያን ነበርቲ ስያትል ከቕርብ ምዃኑ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ፡ መቓብር ህለዋት ብዜብል ኣርእስቲ ካልኣይቲ መጽሓፈይ ከቕርበልኩም ከሇኹ ክብ ዜበሇ ሓጏስ ይስምዓኒ። ካብ ነፍስወከፍ ምዕራፍ ገሇ ገጻት ድሕሪ ምንባብ ድማ ርእይቶኹም ክጽበ ከም ዜኾንኩ ክሕብረኩም እፈቱ። መቓብር ህለዋት ኣብ 15 ምዕራፋት ዝተዘርግሐት ኮይና 496 ገጻት ኣሇዋ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/ንባብ-ኣሰና.pdf"]

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ ክቡር ፕሮፍ. ተኸስተ ነጋሽ፣ ሰላም። ምስ ሓደ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ዝገበርካዮ ንዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ቃል መሓትት ተገዲሰ ኣንቢበዮ። እቲ ምሉእ ሓሳብካ ቅድሚ ሕጂ ዲክታቶርያዊ ገዛእቲ ኢትዮጵያን ኣመኽነይቶም ሊቃውንትን፡ ንስኻ ንገዛእ ርእስኻ’ውን፡ ሽሕ ጊዜ ዝደጋገምዎን ኴይኑ ሓደስቲ ሓሳባት ስለዘይነበርዎ ቀልጢፉ ኣሰልችዩኒ። ሓደ ሊቅ’ስ ሓዲስ ሓሳባት እንተዘይህልዎ ንነፍሱን

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል) እዚ ‘ሰብ’ዩ ናብ ማይ ዝኸይድ’ምበር ማይ ናብ ሰብ ኣይመጽእን’ዩ!’ ብምባል፡ ዘሽካዕልለልና ዘሎ ዕቡይ መራሒ ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ስለምንታይ እዩ ንሓሙሽተ ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ እንስሳ ሓሲቡዎ!? ብምባል፡ ነዚ ስግንጢር ሕቶ’ዚ መልሲ ንምርካብ፡ ዝተፈላለየ ሓሳባት ብምውራድን ብምድያብን ንሕናዶ እንስሳታት ኢና ብኸምዚ ንታሓዝ!? ኢለ

READ MORE

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝመጽእ ዘሎ ረቡዕ 20 ሕዳር 2013 በረራ ደው ከተብል ምዃና ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምቍራጽ ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ሕጽረት ገንዘብ ምዃኑ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣረዲኦም። ብዙሓት ሃገራዊ ስምዒት ዝደረኾም ኤርትራውያን ክኢላታት ኣቭየሽን፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት  ዝነበሮም ዘተኣማምን ናይ ስራሕ ዕድላት

READ MORE

    ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ተላዒሉ ሓፋሽ - ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ

READ MORE