ቃልስና ኣድጊ ገዲፍካ ዝሓበጠ ጕላ ተኵስ ይኸውን ኣሎ።

Estifanos_3

ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ካብ ዝስእን ኣማእት ዓመታት’ኳ እንተ ሓለፎ፡ ንኹሉ’ቲ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ግፍዕታት ድሕሪ ምጽዋርን ምምካትን ኣብታ ከም ብርኽቲ መዓልቲ ዝወሰዳ 24 ግንቦት ፈላሚ ናጽነቱ ኣስተማቒሩ። ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ፡ ዘይሓሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ ከም ዝብሃል ግን እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝቐጸለ ህይወቱ ካብ ሓዊ ናብ ረመጽ ኮይኑ ኣሎ። ናቱ … more

Take it or leave it: There is only one way to Democracy

Fitsim_new

Fetsum Abraham//5/14/2013 I first want to encourage the opposition forces to continue the resistance, yet I respect and thank them all for hanging on this far individually or in group. As we all know, our opposition forces (parties And CIVIC organizations) were doing their activities without a threat from the … more

OWNERSHIP OF MAY 24 celebrations

SA_celebration_1

For the last two decades, the opposition members have been ‘hiding’ while May 24 was being celebrated by the PFDJ members and while the day was being ab(used) to send a distorted information from the diaspora. The Eritrean media were busy telling the innocent Eritreans that the diaspora are all … more

The Easter message is “Sacrifice”

eritrea_church

The Easter message is “Sacrifice” By Haben Zeray Dear Church leaders, First, I would like to say Happy Easter and “Dagmaay Fasika”  to you and all the believers as we celebrate the tremendous sacrifice that Jesus Christ did for all of us.  Jesus sacrificed himself so we can be free … more

ፍልጠት መሰረት ሓርነት

Eritrean_fighters

መን እዩ ተጋዳላይ፧ መን እዩ ምሁር፧ መን እዩ ስዉአ፧ መን´ዩ ፧መን´ዩ፧ መን፧ መን……. ወርትግ ብዘይካ ምስ ነብሰይን ምስ ገለ ውሑዳትን  ምስ ብዙሓት ዘየሰማምዓኒ ነጥቢ።  እዞም ኣብ ልዕሊ ዝጠቀስኩዎም ሰለስተ ነጥቢ፣ ብዝያዳ ምስ ህሉው ኩነታትና ስለዝኸዱ’ምበር፣ መልሲ ወይ ቅኑዕ ግንዛቤ ዘድልዮም ጌጋ ተረድኦታት ብዙሓት እዮም። ንሎሚ ግን ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ ምስ … more

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!

Eri_Flag

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!              ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፣ 01 … more

መግዛእቲ ድያብሎስ!

Isaias_Af10

መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና ዝነብር ዘሎ። ድንግልና … more

Democracy and Conflict Management in Eritrea

Democracy and Conflict Management in Eritrea By Fesseha Nair The Eritrean internal conflict is entangled or bound up with the concept of identity, nation and nationalism with competition for power and dominance. Today, the Eritrean internal conflict revolves around the state structure and the distribution of its power and resources … more

ሓራ ንኹን፥ንሓርነት ክንቃለስ

crossroads1

ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ ከነውጽእ፥፥ ቅድም ቀዳድም ንነብስና ባዕልና … more

The Prospects and Puzzling of Peace Between Eritrea and Ethiopia

Eri_Ethioi_war

  The Prospects and Puzzling of Peace Between Eritrea and Ethiopia ________________________ The instantly blowing wind of having negotiation for peace and the growing tendency of utilization of Port of Asseb become a hot concern in current political affairs of Eritrea and Ethiopia, and have raised different controversial comments which … more

መግዛእቲ ድያብሎስ!

Isaias_Af10

መግዛእቲ ድያብሎስ! ካልኣይ ክፋል፥ ትማሊ ቅድሚ ናጽነት፡ ማለት፡ ኣብ ግዜ ደርግ፡ ኣብዛ ሎሚ ዝኣረገ ኣበጀዲድ መሲላ ዘላ ውቅብቲ ከተማና ኣስመራ፡ ዝዓበናን ዝተማሃርናን ደቃ ነስተውዕል እንተሊና፡ ነዚ ሎሚ ንርከቦ ኣይንርከቦ፡ ሪጋ ተሰሪዕና እንጽበዮ ዘለና፡ ስኒ ዝሰብር ባኒ ወዲ ዓከር ህግደፍ፡ ምስቲ ሽዑ ብቁጽሪ ሰብ ዘይኮነ፡ ከም ድሌትና ብቀበሌ ደርግ ዝወሃበና ዝነበረ፡ … more

ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ።

Eritrean_fighters

                                      ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነዛ ናይ ዘመነ-ገድሊ ሓርበኛዊት ግጥሚ’ዚኣ ዶ ሰሚዕኩማ ትፈልጡ? እንተሰሚዕኩማ ክትደጋግምዋ ከምትብህጉ እመስለኒ። እንተዘይኮ ነ ከኣ ምንም ኣይተጋገኹምን። መድረኽ ምዕራፍ ስለዘለዎ እቲ ኣሕዋትኩም ዝመደርሉ ውዕሎ ተጋዳላይን ስንብታኡን … more

ዝሓለፈ ተሞኩሮ ዝዓበየ መመህር እዩ።

unity

ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ንዝጎደሎ መሰላት ንምምላእ ናብርኡ ንምምሕያሽ፣ ወትሩ ዘየቓርጽ ናይ ወለዶታት መስርሕ ቃልሲ ስለዘካይድ ብባህርያቱ ሓደ ኣዩ። ፍልልዩ ናይ ሓንቲ ሃገር ፍሉይ ኩነታትን ዓይነት ስርዓትን ጥራይ እዩ። እቲ ሓደ ብቕዋምን ስርዓተ ሕግን ዝምራሕ፣ ልዕልና ሕጊ ዘንግስ፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ እዩ።  ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ትካላዊ ኣሰራርሓ የማዕብል። ኣብ ከምዚ … more

BREAKING THE “VICIOUS CYCLE” OF RESENTMENT

eritrea-ethiopia

BREAKING THE “VICIOUS CYCLE” OF RESENTMENT By Haben Zeray (Those of us who believed in common sense diplomacy have been advocating the need to forge peace, simply because the Eritrean and Ethiopian people can benefit from each other if they can create a process that heals the wounds inflicted on … more

ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ

ottawa

ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada        ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ ኣርኣያ ደስታ … more

ንዘንብብ ኣብ መንደቕ ተጻሒፉ ኣሎ።

isaias _afeweqi

ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመት ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊን ባህላውን መዳያት ቁልቁል ትወርድ ኣላ።ጠንቂ ናይዚ ድማ ብሕማም ስልጣን ዝተለኽፈ ኣካይዳ ኢሳያስን ጉጅለኡን ኢዩ፡፡ንኩሉ እቲ ኢሳያስ ዝተኸተሎ ሰራምን ኣዕናውን ኣካይዳ ንጎድኒ ገዲፍና ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዝፈጸሞ ዕንወት ምምልካት ንመጻኢ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ርክብ ብኢሳያስ ኣይውሰድን ዝበሃል ስጉምቲ ከምዘየልቦ ምዝኽኻር ኢዩ። ኢሳያስ … more

ስለምንታይ ‘ዩ ኪሳዕ ክንድዚ ትም ሕትም – መዓስ’ዩ’ኸ ዘኸትም

Abdela_Ali_Must

ብደለይቲ ለውጢ ኣብዛ ብመሪር ቃልስን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ናጻ ዝኾነት ኤርትራና ዝኾነ ይኹን ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜታት ኣጋጢሙ ግቡእ መልሲ ኣይወሃቦን ኢዩ። እንተተዋህቦ እውን እቲ ጉዳይ ብቤላ-ቤለው ምስተገማደሐን ሰኣን ግቡእ ሓበሬታ ዝተፈላልየ ትርጉም ተዋሂቡዎ ጸቕጢ ምስፈጠረን ኢዩ። ዜጋታት ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሮም ዝካየድ ይዕበ ይንኣስ ነገራት ኪፈልጡ መሰሎም ኢዩ። እንተኾነ ኣብዛ … more