Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ብ25 መጋቢት 1982 ኣብ ራሳይ ተቐቲሉ። ኣብ ምዝታይን ምርድዳእን ዚተመስረተ ሓድነትን ድሕነትን ተሓኤ ንምርግጋጽ ተሓሊኑ፡ራሳይ፡ ብመቕተልትን ማእሰርትን ተደምዲሙ። ተሓኤ፡ ከም’ቲ ክሳብ ሽዑ ንፈልጣ ከኣ ኣብ ራሳይ ወግዓዊ ሞት ሞይታ ኣብኡ ተቐቢራ።  እቲ መልኣከ እንኪቕተል ገለ 150 ሜትሮ ካብ’ቲ ቦታ ቕትለት ርሒቐ  ኣብኡ

READ MORE

ንምንታይ ድሕሪ ናጽነትደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) -- ካልኣይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ቊጠባዊ ኣረኣያ ማርክስነት ንቊጠባ ብዝምልከት፡ ማርክስነት ብሕታዊ ንብረት ብመንግስቲ ንኽውነን ብምብያን ሃብቲ ሃገር ብምልኡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ከም ዝኣቱ ስለ ዝገብር፡ ነቲ መሰረት ቊጠባዊ ግስጋሰን ምዕባለን ምዃኑ ዝተመስከረሉ ውልቃዊ ድርኺትን ምህዞን (individual incentive

READ MORE

26-07-13። 4. ረብሓታት ኣብ ዓሰብ ካብ ዝርከብ ትካላት ክትኮረሉ ዝግባእን። ኣብርእሲ ካብዝሓለፈ ገምጋመይ ዘቕረብኩዎ ተወስኺ ካብ ትካላት ኣብ ዓሰብ ዝርከብ ክትኮረሉ ዝግባእ (እዚንመጻረ ይት ኮሚተዘይተዋህበ ዝምልከቶ ኣካል ክጥቀመሉ ዘቕርቦ ርኢቶ ኢዩ)። እቲ ዝቐደመ ግን ብጽሑፍ ንመጻረይት ኮሚተ ዝተዋህበ ኢዩ። 4.1፡ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ። እዚመዓርፎነፈርቲ‘ዚምስቲናይደርጊፖሊሲኡናይውግእስግኣትካብቀይሕባሕሪከምኡ‘ውንኣብማእከላይምብራቕዝተፈጥረናይዒራቕኩነታትክብለጸሉደርጊዝሓሰቦምስቲንዳንካልያከምናይመወዳእታመጣልዒካርታኣብጉዳይኤርትራንምሓዝእቲናይሓያላንመንግስታትብፍላይኣመሪካኣብኩዌትዝወሰድዎስጉምቲንሓይሊኣመሪካዓሰብከምመዓርፎሰራዊትክጥቀሙሉንማይክወስዱንዝሓተቶምኣነጻጺርካክርአእንከሎኣብዚወቕቲ‘ዚምጅማሩንናይነዊሕመደባትዝኣመተከምዝነበረ።   እቲ ገንዘብ /ባጀት/ ዝነበረ ፕሮጀክት ናይ

READ MORE

          ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር --  ቀዳማይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል መእተዊ   ኣብ ዝሓለፉ ዓንቀጻት ናይዚ ተኸታታሊ ሓተታ፡ ፈለማ መንግስቲ ኤርትራ ሕጋውን ደሞክራሲያውን  መንግስቲ ከም ዘይኰነ ዳህሲስናዮ።  ኣስዒብና: ህ.ግ.ሓ.ኤ  ካብ ተ.ሓ.ኤ "ብስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ" ምኽንያት ዝተፈንጨለ ሓርነታዊ ግንባር ክነሱ፡ መሪሕነቱ ካብ ተ.ሓ.ኤ ብዘይፍለ ናይ ተጻዋርነት ፖለቲዊ

READ MORE

The last article invited few people to comment on the question of RECCONCILLATION and here is the collective input. Wedimahta: “The absence of reconciliation process right after independence has partly played a vital role to the regimes transformation into a total brutal dictatorship. A struggle for

READ MORE

ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ 22 ሓምለ፡እዚ ዝስዕብ ጥቕስታት ነልሰን ማንዴላ ኣስፊራ። ትምህርቲ ዓለም ክትቅየረሉ ትኽእል ሓያል መሳርሒ ኢዩ። ናጽነት ማለት ብመቑሕ ዘይምእሳር ዘይኮነስ ናይ ካልኦት ሓርነት ምሕላውን ምኽባርን ማለት ኢዩ። ስም ንኽትፈጥር ምስ ጸላኢኻ ሓቢርካ ምስራሕ ክትክእል ኣሎካ ሻቡ ሽርክነት ትምስርት። ንግዜ ብብልሒ ክንጥቀመሉ ክንክእል ኣሎና፡ቅኑዕ ነገር ክትሰርሓሉ ግዜ ወትሩ

READ MORE

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ሳልሳይ ክፋል፥ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም፡ ነዛ ወትሩ ዝሽቅጠላ፡ ኣፍ ብዙሓት ንምዕባስ ዘገልገለቶ ኣወናዋኒት ሓረግ፡ ማለት፥ ‘ዕላማና ኣውታርኪ (ርእስኻ ምኽኣል) እዩ!’ እትብል ስነ ሓሳብ ብምጉልባብ፡ ‘ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻን ዘሎ ጋግ ምጽባብን፡ ኣብ መንጎ ከተማን ገጠርን ዘሎ ፍልልይ ምምዕርራይን’ዩ ሓገራና (ትልምና፡ ውጥንና)!’ እኳ

READ MORE

ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ሰባት እዩ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ዘምጽእ። ቀንዲ ምንጪ ፍልጠት ድማ ትምህርቲ ኢዩ። ናይ መጀመርያን መወዳእታን ደረት ፍልጠት ግን ኣይኮነን። ንከባቢኻን ሕብረተሰብካን ብግቡእ እንተንቢብካዮ ርእሱ ዝኸኣለ ዓቢይ መጽሓፍ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወት እዉን መስተዉዓሊ፣ ንፉዕ ሰማዒን ትኩር ጠማትን ብምዃን ንህይወትካ ብኣወንታ ዘማእዝንን

READ MORE

          ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር-- ዞባ ሱዳን ኣገዳሲ መግለጺ ናብ ተቓለስቲ መንእሰያት:- ኣብ መንጎ ሃገራዊ ጉዳይና ካብ ልክዕ ንላዕሊ ኣብ ዝተሓላለኸ ልዑል ደረጃ በጺሕሉ ዘሎ ህሞት: ማእከልነት ሱዳን ካብ 02-05 ሓምለ 2013  ኣኼባ ኣካይድና:: መሪሕነት ዞባ ሱዳን  ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት በዲህናን ክሳብ ዲሞክራስያዊ ለውጢ

READ MORE

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ካልኣይ ክፋል፥ ቀዳማይ ማሕለኻ ደማሒ (መላኺ)፥ ንኹሉ ድኻ ይኹን ሃብታም ኤርትራዊ ብኩፖን ምቁጽጻር’ዩ። በዚ መሰረት ከኣ ሃብታምን ድኻን ከይፈለየ፡ ንኹሉ ኩፖን ብምዕዳል፡ ነቲ ቅድሚ ናጽነት ኣብ በረኻታት ሳሕል ኮይኑ፡ በታ ሽዑ ልክዕ ከምቲ ዓዃይ ነቲ ኣብ ሰርቢ ደበና ዘሎ ዝናብ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ፡ ኤርትራውያንውን ናጽነት ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ከም ዝነበረት፡ ብሃረርታ እንጽበያ ዝነበርና

READ MORE

“Truth must be told, even when it hurts, as it often does.” Dr Bereket Habte Slasie. ሚዛናዊ ታሪኽ ብዝወዓሉ ኣይጽሓፍን ኢዩ ቅድሚ ናብዚ ንኡስ ኣርእስቲ ምእታውና ብዛዕባ እታ “ታሪኽ” እትብል ቃል ብንጹር ክንሰማማዓላ የድሊ። ታሪኽ ብቋንቋ ትግርኛ ዝሓለፈ ዛንታ ማለት ኢዩ። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ንሱ ዝገበሮ ዝሓለፈ

READ MORE

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ

READ MORE

ታሪኽ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ ሓበሬታ ክንዛረብ ከለና ሓንቲ ሕቶ ኣልዒልና ኔርና። ንሳ ከኣ “ሓበሬታ መን የንቅሎ” ወይ “ሓበሬታ መን ይሰርሖ” እትብል ኢያ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ህዋስ ወይ ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኢልና ኔርና። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ምሁርን ዘይምህሩን፣ ንእሽቶን ዓብን፣ ምኩርን ዘይምኩርን ዝበሃል የብሉን። ስለዚ ብኣጠቓላሊ ዝኾነ

READ MORE

ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጫፍ ኤርትራ፣ ኣብ ራስ-ዱሜራ ብ 2008 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልቲ ውግእ ብሰራዊት ጅቡቲ ተማሪኾም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 19 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነበር፣ ስርዓት ህግደፍ ስለዝኸሓዶም ንልዕሊ 5 ዓመታት ሰንፈላል ኮይኖም ይሳቐዩ ምህላዎም ብምጥቃስ፣ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን

READ MORE

ምስልዩነት ካብ ገለ መዘክረ ጥንታዊ ቃላት ዝተለቅመ ኦሪታዊ ቃል ይጥዕም። ካብ ርሑቕ ድርብ ሞራልነትን ናይ ሓሶት ቅዱስነትን ንቡር ዝነበረሉ እዋን። ካብ ምምሳል ዝመንጨወ ቃል’ዩ። ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐ ዒላማዊ ሓሶት እዩ። ሓሶትን ከም ኵሉ ሓሶት ከኣ ቀሻሺን ስለዝኾነ ድማ ኣቘምትን መራሕትን ሃይማኖታትን ሞራላውያንን ኣዓርዮም ይዅንንዎ። ክርስቶስ

READ MORE

ቀደም ዘመን ሓደ ኣብ መጀምርታ ብህዝቡ ኣዝዩ ፍትው ዝነብረ ፡ እንተኾነ ግን ዲሒሩ  በቲ ግዝኣቱ ንምስፋሕፍሕ ዝተኸተሎ ዘይቕቡልን ዘይህዝባውን ኣገባብ ምሕደራ ብህዝቢ እታ ሃገርን ዓለምን እተኻዕበ ንጉስ ነብረ። እዚ ንጉስ  በቲ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ሓይልን ጭካነን  ንግስነቱ  ኣብ ዓለም ግኑን ነብረ።  እቲ ሕሱም ባርነት ዝመለለዪኡ ንግስነቱ

READ MORE

Tuesday, June 25, 2013 His Excellency, Omar Hassan Ahmad Al-Bashir President of the Republic of Sudan Dear Sir, Access to demo.archive.assenna.com, an Eritrean website dedicated to promoting freedom of expression among Eritrean citizens, has been blocked in Sudan for several weeks. Although we received complaints about the lack of access to our

READ MORE

ኤርትራ ከም ተስፋ ኣፍሪቃ ዘተምበሀት ሃገር ዝተባህገትሉን ዝተደንቀትሉን እዋን፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መሪር ጭኮና ባዕዳዊ መግዛእቲ ተናጊፉ ብሓበን ዝተሓጸነሉ ዝሓጸረ ግዜ ኢዩ ነይሩ። እቲ ‘ሕጽኖት’ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ፡ ኣብ ታሕታይ ክፋል ከብሒ ተቐሚጡ ደሮና ክእክብ ዝሓለፈ መዋእል ድማ እቲ ብምረቱ መዳርግቲ ዘይተረኽቦ ህዝብና ልዕሊ ዝኾነ ግዜ

READ MORE

ሰለስተ ክፋላት ሓበሬታ ተመራመርቲ ሓበሬታ ነቲ ወዲ ሰብ ብህዋሳቱ ዝእክቦም መልእኽትታት ልክዕን ዘይልክዕን መታን ክዕቅኑ ንሓበሬታ ኣብ ሓሙሽተ ክፋላት ከፊሎሞ። ብእንግሊዝኛ Information, Uninformation, Noninformation, Misinformation, Disinformation ተባሂሎም ይጽዉዑ። ይኹን እምበር ሓደ ኣብ ልዕሊ ሓደ ከመሳስሎምን ከፈላልዮምን ዝኽእሉ ጠባያት ስለ ዘለዉዎም፣ ኣብቶም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ወይ ዘይራኸቡ ጠባያት

READ MORE

ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ? ፈለግ ኣባይ (ናይል) ኣብ ዓለም እቲ ዝነውሐ ፈለግ ኢዩ። ንብዙሓት ሃገራት ድማ ይትንክፍ። ናይል ዝትንክፎም ሃገራት፡ ኢትዮጵያ፤ ደቡብ ሱዳን፤ሱዳን፤ ግብጺ፤ ኡጋንዳ፤ ከንያ፤ ታንዛኒያ፤ ብሩንዲ፤ ሩዋንዳ ኮይነን፡ ዲሞክራቲክ ረፓብሊክ ኮንጎን ኤርትራን ድማ ከም ተዓዘብቲ ይኾና። 85% ናይ’ዚ ፈለግ’ዚ ማይ ካብ ኢትዮጵያ

READ MORE