ጀርመን ካብ ዝኣቱ ሒደት ኣዋርሕ ዝገበረ ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ጀርመን ካብ ፐላሶ ጸዲፉ ከምዝሞተ ተሓቢሩ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ደገፍቲ ህግደፍ ከኣ ንዳንኬራ ይዳለዉ ኣለዉ።

Klas_germany

ኣብ ጀርመን ካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለ ከተማ ጀርመን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ 4 ኣዋልድ ዝርከቡዎም 17  ካብ ሊብያ ብጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጀርመን ዝኣተዉ ሓደሽቲ መንእሰያት ስደተኛታት፣ ሓደ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ህይወቱ ክትሓልፍ ከላ፣ እቶም ዝተረፉ ብተዘዋዋሪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ልኡኻት ህግደፍ ይርከቡ ኣለዉ። እቲ ተስፉ ገብረእዝጋቢሄር ዝተባህለ፣ … more

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014

independence_day

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014 Ministers and officials of the Government of the State of Eritrea; Members of the Diplomatic Corps; Fellow Americans; … more

ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ካብ ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ንኣሰና ከዋጽኡ ጀሚሮም

Vegas

ደልይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ካብ ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ንኣሰና ከዋጽኡ ጀሚሮም   ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ከምቲ ኣብ ኹሉ መዳያት ንፍትሒ ዝገብርዋ ቓልስን ተወፋይነትን ንሬድዮ ኣሰና ንምስሳን ብወልንተኦም  ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ወርሓዊ 10 (ዓሰርተ)ዶላር ንምውጻእ ወሲኖም።   እዞም ደለይቲ ጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ተቐማጦ ላስቬጋስ ነታ ዘይትሕለል ሬድዮ ኣሰና ንምስሳንን መደባታ … more

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ንኢሳይያስ ብሓይሊ ካብ ስልጣን ንምውራድ እማመ ኣቕሪቦም ከምዝነበሩ ገሊጹ።

ali-abdu

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ኣብ 2012 ዓመተ ምህረት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፣ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፣ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ (ወዲ ልብሱ) ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ንኢሳይያስ ብወተሃደራዊ መንገዲ ካብ ስልጣን ንምውራድ … more

In Support of “Forum for National Dialogue” (FND)

In Support of “Forum for National Dialogue” (FND)  We, the civilian elements who have been silenced by armed groups, marginalized and side lined elements of the Eritrean Society, patriots & fighters in the former ELF, civilian elements of the former ELF, patriots & members of the former EPLF, civilian elements in … more

Condolence Poems by Great Eritrean Poets in Respect and Honor of the 359 plus Lampedusa Victims – Petros Teklu ; Mislu Tekie, T/Mariam w/Giorgis ; Haile G/Tensae; Habte Tekle; Mesinas, Solomon Sengal; R.K Bashai;

Lambedusa_Cofins

ኣነ ‘የ ሞይተ! ፣  ንሎሚ ሰብ ኩኑና ኢሎም፣ ናይ ህዝቢ እንታይ ገደሰና- ምስ ህግደፍ ዕብዳን ይሕሸና? ሕሰም ኣይትርከቡ! ጸሎትና ነዕርጎ ነቲ ዝግብኦ፣ ደብሱና! ይኣክል ንምባል፣ ስኒት፣ እንታይ ንግበር!? … more

ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ነቶም ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት

nhizenelom1

ሓበሬታ ተቐማጦ  ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO AND JONES PARKING ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚነትይ ላስቬጋስ … more

ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎ

eri_refugee_death

ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ እዕደም ኣሎ። ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት ኮይኑ፡ ዝውድኣሉ ስዓት 20.00 … more

PRAYER FOR ISAYAS AFEWERKI

Fifteen years ago I wrote so many articles on asmarino.com demanding for the assassination of mad dog Isayas Afewerki. I repeatedly warned that mad dog Isayas Afewerki was a declared dictator and that he would ruin the fruits of our long struggle for independence and immerse our nation into untold … more

ህቡባት ደረፍቲ ሃገርና ምስ ውጹዕ ህዝብኹም ወግኑ

Boycot2

ኣብዚ እዋን ሓጋይ፡ ገለ ካብቶም ህቡባት ደረፍቲ ሃገርና፡ ዜነብ በሽር፡ ዳዊት ተኽለሰንበት (ዳዊት ሽላን)፡ መለኪን ኣቶንበን ዮውሃንስ ትካቦን ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ መጺኦም፡ ንደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ብምዝንጋዕን ብምልሃይን፡ እቲ ስርዓት ሞራላዊ፡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ደገፍ ከም ዝረክብ ይገብሩ ኣለዉ። … more

ምልክታ ንኩሉኹም ኤርትራውያን ካናዳውያን እዚ ናይ ሕጊ ሕቶ’ዩ

ottawa

ክሳብ ሕጂ ስርዓት ህግደፍ፡ ብድሌት ወይ ግዴታ ኣብ ውራዩ ክትሳተፉ ኣብ ዘይትኣምንሉ ንጥፈታት ክትዋስኡ ከገድደኩም ጸኒሑ። ንስኹም ከኣ፡ እንተስ ብፍርሒ ወይ ጉርሒ ዝተሓተትኩሞ ክትገብሩ ጸኒሕኩም። ብ2 ሰነ፡ ነቲ ካብ ዲፕሎማስያዊ መዝነቱ ወጻኢ ብምሕላፉ፡ ናይ ካናዳ ሕጊ ብምጥሓሱ ከምኡ ውን ብው.ሕ.ሃ. ዝተበየነ ሕጊ ብምርጋጹ፡ ካብ ካናዳ ዝተጠረዘ ቆንስል ህግደፍ ንምፍናው ተኣኪብኩም … more

ኻብ ሽሕ ሃተፍ፥ ሓንቲ ኸተፍ

Democracy_dic12

ኣብ ዕለት 05/24/2013 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ደንበ ተቓውሞ ብዘይ ኣፈላላይ ምንቕስቓሳት ናይ መንእሰያት ውድባትን፡ ውልቐሰባትን፡ ምድላዋተን ኣጻፊፈን ኣለዋ። ዕላማ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ወጽዓን ባርነትን መኸራን ናብ ዓለም ኣቤቱታ ንምስማዕ እዩ፡እቲ ንዓመታት ኣብ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ኣብ ኽንዲ ዝመሓየሽ ኣንዳከፋአን እንዳመረረን ይከይድ … more

Eritrean Refugees in Libya 19 March 2013

HRC_L

Human Rights Concern – Eritrea has received several disturbing reports from Libya concerning the abusive treatment of Eritrean refugees in  that country: 1) 76 Eritrean refugees in Libya are being used to clear land mines in Sirte, the home town of the late Gaddafi. The refugees are forced all day … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ “ፕረሲደንት” ኢሳያስ ኣፍወርቂ

isaias_Nai

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-                                                                     ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።- ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና  ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት ጠለባት ብምኻኑ  ከምእንድግፎ … more

Letter to the London Conference on Somalia

Somali_London

Hon. David Cameron MP, Prime Minister 10 Downing St. London SW1A 2AA His Excellency Ban Ki-Moon Secretary-General, United Nations New York, NY United States of America The Honorable Baroness Catherine Ashton High Representative of the European Union for Foreign Affairs and Security Policy Vice-President of the European Commission 200, rue … more

Letter to UNSC members

Security_Council3

November 18, 2011 H.E Mrs. U. Joy Ogwu President of the Security Council United Nations New York, New York   Excellency,   As the UNSC approaches the final hours of making the historic decision, on the basis of the recommendation of the Somalia and Eritrea Monitoring Group’s July 18, 2011 … more