We know how many Eritrean children reach Europe on their own, but not how many die trying – UN expert

sheilakeetharuth

NEW YORK (28 October 2014) – The United Nations Special Rapporteur on Eritrea, Sheila B. Keetharuth, expressed alarm about continuing human rights violations in the country resulting in mass departures. She warned the UN General Assembly about the high number of children fleeing from Eritrea without their parents. “By mid-October, … more

ዝባን

TheMountainsOfEritrea2L

ዝባን ፍሥሐየ መብራህቱ ዝባን መሰረታ ቈላ ዓንዳ ቍልቍለት ናሕሳ ዓቐበት ክብ ዝበለት ዋላ። በራኽ ጠረር ሰማይ ጠቀስ ጎቦ ግመ ዚሸፈና ግርማ ዚዓሰላ ኣለዋዶ መዳይቦ? ዓቐብ ትልኽ ክሳድ ህትፍ ከተፍ ንደጋ ጽላል ህድሞይ ፀሐይ ኣብ ምድማቓ ጠሊ መሬት ድቋ ተጸሚቛ ዋንጫይ ጭልጥ ከርክብ ዕዳጋ ውረድ ደይብ ክብል ምስ ወዲ ሃገር ዜጋ። … more

መልቀስ!!!!!!

Haile_GT

መልቀስ!!!!!! ድሓን ኩን ዶክተር ተወልደ ወዲ ባካሮ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ወየ!!!ወየ ኣነ!!!!ወየ!!!!ኣነ!!! ሓርበኛ ሃገረይ እምበር ስነ!!!!!! ወየ!!!ኣነ!!!!ወየ ኣነ!!!ሓወይዶ! ሲኢነ!!! እንታይ ተረኹቡ ሎሚ ቕነ ኣይነበርኩን ኣብ ዓዲ ዋይ ኣነ ዋይ ኣነ ምሉቕ ኢሉዶ! ኸደ እዚ ብዓልቅነ እዚ ጅግና!! ፍትሒ ኸምጽእ ዝወጠነ።   ኣንታ ዶክቶር ብዓል ሎጎ ጭዋ ብዓል ዓቢ ታሪኽ ወዲ ድባሩዋ ወዲ እዞም … more

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን።

Seattle_Vacaro2

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡ ንለውጥን ሃንቀው ዝብል ዘሎ ህዝቢ … more

ዝተፈላለየ መግለጺታት ሓዘን ሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) – ህዝባዊ ማሕበራት ሰሜን ኣመሪካ፣ባይቶ፣ ሃገራዊ ድሕነት፣ ህዝባዊ ማሕበር ከለን

Vacaro_assenna

more

ዘርኢ ሓድነት’ዩ!

Vacaro_Atlanta15

ዘርኢ ሓድነት’ዩ!   ኣደታት ዓዲ ገብራይ ብኸያ ሕዘና *ኣርካን ጠፊኡ ኣሎ ኣርማ ሓድነትና!   *ክቡርን ሕፉርን ሰብ ኣደታት ኣስመራውን ብኸያ ሕዘና *ተጃር ሓሊፍ’ሎ ግርማ ከተማና!   *ኣዝዩ ሃብታም ኣደታት ኤርትራ ብኸያ ሕዘና ኮኾብ ወዲቑ’ሎ ሓበን ናይ ሃገርና!   ብፍላይ ኣስመራ ኣፍስሲ ንብዓትኪ ሬሳ ናይ ወድኺ ሓመድ ዘየልበስኪ እንታይ’ሞ ክትገብሪ *ኣብሊስ ገዚኡኪ  *ሰይጣን ክሳዕ … more

ደሃዩዶ ኣሎኩም?

vacaro_Swiss

ናብ ፍርዲ ከቕርብ ነዚ ገበነኛ ምስ ህዝቡ ኪቃለስ  ኣንጻር ዓመጸኛ ስለ ዘይተራእየ ትማሊ ኣብ ቦሎኛ ደሃዩ ክንሓትት ሃለዋት ሓርበኛ!   ወጽዓ ህዝብን ሃገርን ዘንቀሎ *ሰሃሮ   *ሓልዮት እቲ ወፍሪ ሓድነት ትማል ዝጀመሮ ሃንቀውታ’ዚ ህዝቢ ሕድሪ ኪትግብሮ ደሃዩዶ ኣሎኩም ናይ ወዲ ቫካሮ?   ህዝብና ከይጸንት ብመሬት ብባሕሪ ግዕዘ ህግደፋውያን ኮስቲሩ ከጽሪ ሃምበል … more

ክትሓስቦ’ኳ ዘጨንቕ!

Biteweded Abraha

ክትሓስቦ’ኳ ዘጨንቕ!   “ወደይ ገበነኛ እንተ ኮይኑ፡ ከም ዓለሙ ፍረዶ! ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ እንተ ኴንካ ድማ ንቢተወደድ ወደይ ሳላ’ቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ ሰብ የለን! ህዝብና ድማ ብሩኽ’ዩ!  ነጸላይ ገቲረ ቅለቱኒ ኢለ፡ እተን ትብለን ገንዘብ ከምጽአን’የ! ግዳስ ከም ዚሰረቐ ኣረጋግጸለይ’ምበር!” ክቡር ነፍሲሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ (ኣቦ ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ) ንደማሒ … more

ግብረመልሲ ኣዕሩኽ ኣሰና በይ ኤርያ፣ ካሊፎርንያ፣ ንምስሳን ድምጺ ኣሰና

Friends_Assenna

ዝከበርኩም ድምጺ ኣሰና፡ ዝኸበረ ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ድምጺ ኣሰና ካብ እትጅምር ኣትሒዛ ሕቖ ህግደፍ ዝመሰሰት ድምጺ ውጹዓት ኮይና ትኸይድ ዘላ ድምጽና እያ። ንሕና ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከኣ ከም ቀደምና ኣብ ጎኒ ድምጺ ኣሰና ከም ዘለና ክንሕብረኩም ንደሊ። በዚ ምኽንያት፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጸነሔ ናይ ኣባልነት ቁጽሪ ዝያዳ … more

መዓልቲ ሓዘን ኤርትራ ፡ ህልቂት ኤርትራዊያን ኣብ ላምፔዱዛ፡ ብቀዳም ዕለት 4 ጥቅምቲ 2014 ፡ ኣብ ከተማ ሮተርዳም – ሆላንድ፡ ተዘኪራ ውዒላ።

lampedusa_victims_1

more

ስርዓት ህግደፍ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃያማኖት ካብ ቁጽጽሩ ንከይትወጽእ፥ ንጳጳሳት ኣብ ዕጽው ግዛ ጅሆ ሒዝዎም ኣሎ፣

eritrea_church

ስርዓት ህግደፍ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃያማኖት ካብ ቁጽጽሩ ንከይትወጽእ፥ ንጳጳሳት ኣብ ዕጽው ግዛ ጅሆ ሒዝዎም ኣሎ፣ ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ናይ ገዳማትን ኣድባራትን ነቶም ክልተ ካድራት ድሕሪ ምብራሩ፥ እቲ ናታቶም ቦታ ካልእ ጥቕሚ ህግደፍ ዝሕሉ ኣብ ቦታ ዮፍታሄን ሃብቶምን ክትክእ፥ ነታ ቤተ ክርስትያን ከም ቀደሙ ክቆጻጸራ ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ፣ ብተወሳኺ … more

እቶም ዘጽቀጥኩም: ብኣ ጌራ ትሰድኩም!

Isu_Supporters

እቶም ዘጽቀጥኩም ብኣ ጌራ ትሰድኩም Tesfamariam wel 16/10/2014 N0rway   ኣይገርምንዶ ህግደፍ ከጽቅጥ ኣይናትናንዩሉ ንህዝቢ ክሽሕጥ ዓለም እና ረአ ባሕሪ ክገላበጥ ድሑር ስርዓት ጉዱ ክዓባብጥ   ዝኸዱ ከይዶም ነይብሎም መላሲ ዘሕዝነኒ ዘሎ ናይ ህግደፍ ተቓላሲ ንዝሞቱ ጠሊሙ ንዘዕነዉ ወዳሲ ነዛ ሕማም ዚኣ ተሳኢኑዋ ፈውሲ   ቲቪ ኤረ ብስቕታ ምስማዕኩም ዓገብ … more

Notice from Assenna to Eritreans in London

Due to clash of programming on the occasion of UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day, which are observed on the 18th of October, we regret to inform you that Assenna Foundation public meeting scheduled for the same day has been postponed . Assenna Foundation ብምኽያት ‘ቲ ን … more

JOIN OUR MARCH “STOP HUMAN TRAFFICKING”: Saturday 18th October 2014 on UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day.

Sinai_refugees

PLS JOIN OUR MARCH “STOP HUMAN TRAFFICKING”:  Saturday 18th October 2014 on UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day. Dear Brothers and Sisters   We, the lay faithful of St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer Group, based in Chiswick London, would like to invite you to join us … more

ኣየ እንተትምለስ

M

ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ … more

እዛ እዋን

crossroads1

እዛ እዋን ፍሥሐየ መብራህቱ እዛ እዋን መን ኣምጽኣ? መን ዋናኣ? ሓመድ ጣቓ ብዋግዋጎ – ንሰማዒ ሃናት ህጎ ንወሃቢ ጠማዕ ንፍጎ – ንስታዪ ማይ መዓጎ እሾኽ ዳንዴር ምስ ጸጎጎ – ሓራም’ያ ንበሃጎ ኣለውዋ ዝዋጥዩ – ዓዲ መዓር ጸባ እናበሉ ዝቃነዩ። ‘ዛ ዘበንና ክንደይ ዋጋኣ? – ዕዳጋዶ ክነውጽኣ? ኣፈይ ሕቱም ከይጸባጸብ  – … more

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ካርቱም ዓሪፉ

Turki

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ ክፍሊ ሕጊ ተጋድሎ … more

San Diego Memorial of Lampedusa Victims

San diego

ተረዲኤንዶ ኣዴኻ

Habte_poem-1

more

ዋየ! ኣቶ ተስፋጋብር

Tefagaber Tesfamichael Ghebre-1

more

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ

Lambedusa_Cofins

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ ብፍሥሐየ መብራህቱ ኣሲረ ኣሰርኩም ኣምሪሑ ናብ ማእሰርቲ ተጎተት ተስሓብ  እንስሳ ማሕረድቲ ሓሳረ መከራ ተጎሊትኩም ርስቲ ዕድል ድዩ መርገም ታሪኽኩም ትንግሪቲ ደም ኪፈስስ ንቡርዩ ብእሾኽ ዕንቅፍቲ ሓሞት ምስዚፈስስ መዓንጣ ብልዕቲ ሱር ነቀል ህላዌ ጥፍኣት’ዩ መቕዘፍቲ ሃገር ፍለጡለይ መኅደር ዝብኢ በዓቲ? እምሮ ከይቀሰነ እነይረግእ ልቢ … more

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር – ዓዲ -ኢንግሊዝ

Coffins_LM

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር – ዓዲ -ኢንግሊዝ   ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው ኢሉ ምስ … more

ብደውና ካብ ሞትና…!

Lampeduza_rescue1

ብደውና ካብ ሞትና…!   ህልቂት ናይ ህዝብና ሓሳር መከራኡ መስዋእቲ ከፊልኩም ንዓለም ካብ ተርድኡ ሰማእታት ላምፐዱዛ ዓመትኩም መሊኡ!   ኣቱም ግዳይ ባሕሪ ምልኪ ዘጥፍኣኩም ከምቲ ንቡር ቀብሪ ሓመድ ከይለበስኩም ኣብ ጋህሲ ዓዲ ጓና ኣብ ሳንዱቕ ሰፊርኩም ገለ ከየፍረናስ ዓመትዶ ኣታ መሊእኩም!   ከምቲ *ሃምበላትና ዝመሃርኩሙና                   *ጀጋኑና ኣስላምን ክስታንን ሓደ ኣካል … more

ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱዛ – በይ ኤርያ

Lampedusa_bayarea

ካብ መዓስከ በለጽ ነብሳ ኣቃሊዓ፧

integrity

more

An Urgent Call To All Eritreans To Action!!

way forward sign

The state of Eritrea is now in a dysfunctional status by all standards of measurement, and must be saved. When the Eritrean independence was realized in 1991, after over 30 years of torturous war with Ethiopia, hundreds of thousands of human lives and untold material values were sacrificed.  This war … more

Exile is not a solution

Lampedusa1styrAnni

Exile is not a solution In the days… weeks… months following October 3, 2013 Lampedusa disaster we vowed things would never be the same… we promised to fight harder than ever so this doesn’t happen to another Eritrean… even though we have made modest progress in diaspora since then, the … more

Remembering Lampedusa Victims in Berlin

Lampedusa_rape

more

ጋዜጣዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ጅምላዊ ህልቂት ላምፐዱሳ – ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን – ሰሜን ኣሜሪካ

Coffins_LM

ጋዜጣዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ጅምላዊ ህልቂት ላምፐዱሳ   ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን – ሰሜን ኣሜሪካ   ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩሉ`ቲ ንፍትሒ፡ ንራህዋ፡ ንሰላምን ዕብየትን ሃገራዊ ክብርን ኢሉ ዝኸፈሎ  ናይ ኣሽሓት ጀጋኑ ደቁ መስዋእትን ስንክልናን፡ ተጠሊሙ። ኩሉ ዝነበረ ብሩህ ባህግታቱ ጸልሚቱ፣ ኣብ ታሪኽ ደቂ-ሰባት ካብ ዘጋጥሙ ኣዝዮም መረርቲ ሽግራት … more