Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

[caption id="attachment_28175" align="alignleft" width="237"] ኣለም ገብረማርያም መበቆል ዓዳ ሰንዓፈ ምቕማጣ ን/ዞባ ሰገነይቲ፣ ብ04/09/2011 ካብ ሱዳን ንግብጺ ተበጊሳ ኣብ ሲናይ ተታሒዛ ደሃይ ኣጥፊኣ። ሓበሬታ ዘለዎ 0936883770 ወይ 0919448101 ደውሉ - ስድራቤት።[/caption]

READ MORE

[caption id="attachment_28173" align="alignleft" width="150"] ዳዊት ሰለሙን ገ/ገርግሽ - ዓዜን ንኡስ ዞባ ዘረጀቓ፣ ወዲ 26 ዓመት ክሳብ 2004 ፖርት ሱዳን ተቐሚጡ፣ ኣብቲ ዓመት ቲ ሊቢያ ኣትዩ ናብ ባሕሪ ምስ ተበገሰ ደሃዩ ጠፊኡ ። 002917137371 ወይ 00447459928056 ደውሉ - ስድራቤት።[/caption]

READ MORE

[caption id="attachment_28171" align="alignleft" width="150"] ሽደን በርሀ ካሕሳይ - እንዳባሊባኦስ ፣ ንኡስ ዞባ ማይምነ ዝዓዱ፣ ብ 03/05/2015 ካብ ሱዳን ናብ ኢዝላብያ ኣትዩ ክፈሉለይ ምስ በለ ደሃዩ ጠፊኡ። 0041772318911 ወይ 002917510788 ድውሉ። ስድራቤት[/caption]

READ MORE

[caption id="attachment_28169" align="alignleft" width="150"] ዮሃንስ ዘርኣይ ፣ ወዲ 37 ዓመት፣ ደቂ ዘርኡ፣ ደምበዛን፣ ን/ዞባ ዓዲ ተከሌዛን ዝዓዱ - ብ 28 ሓምለ 2010 ጠፊኡ። 009725445846710 ንተኽሊት ብርሃነ፣ 002917517735 ንልኡል ዘርኣይ ደውሉ።[/caption]

READ MORE

[caption id="attachment_28167" align="alignleft" width="150"] ኣብርሃም ዑቕበኣብ ገብሪሂወት - ትውልዲ ዓዲ ሓጺና ን/ዞ ዓረዛ፣ ዝጠፍኣሉ ዓ. ም. 2001 ካብ ጎኜ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ 0046704045377 ፍቓዱ፣ 002917267518 ፍሻለ ኢልኩም ድውሉ፣[/caption]

READ MORE