መግለጺ ባይቶ ስምረት ኤርትራዉያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር
ኣብ ኢንተርነት ንዘዝወጸ ጸለመ፤ መሰረት ዘይብሉ ክሲን ስጊንጢር ትሕዝቶ ዘለዎ ጽሑፋትን ምምላስ ትርጉም ከም ዘይብሉ ርዱእ እዩ። እንተኾነ ግን ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ኣብ ኣእምሮ ገርሀኛታት ስንብራት ፈጢሩ ዘይተደልየ ምድንጋራት ክኸትል ስለዝኽእል ባይቶ ስ.ኤ.መ.ድ.ሃ ነቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሓደ ኣባል ዝተጻሕፈ ዘይሓላፍነታዊ ጽሑፍ ሓላፍነት ከም ዘይወስደሉ ዝገልጽ ወግዓዊ መግለጺ ምዉጻእ ኣድላዪ … more


