መጸዋዕታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

Assenna Media Project

እታ ብወለንታዊ ደገፍ ተኸታተልታ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ እተካይድ ዘላ ነጻ ራድዮ ኣሰና፣ ነቶም ወርሓዊ ክፍሊት እናኣበርከቱ ከሳልዩዋ ዝጸንሑ ዘይሕለሉ ውሑዳት ውፉያት ደገፍታ ብስም ‘ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ዓሚቝ ምስጋናኣ እናገለጸት፣ ቀጻልነታ ንምርግጋጽ ብሕልፊ እቶም ኢዶም ኣሕጺሮም ኣብ ምስማዕ ጥራይ ኣተኵሮም ዘለዉ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ … more