Citizens United for Human Rights in Eritrea (CUHRE) calls for a Public Seminar for discussions on the National Conference for Democratic Change on Saturday May 22, 2010.
Potential Presenters should send their discussion papers accompanied by a 20 minutes abstract/summary reading presentations as of today May 6, 2010 ending on May 18, 2010 10 pm pacific time sharp to the email: cuhre.office@gmail.com
Individual citizens, Scholars, Civic Organizations, EDA and Non-EDA political organizations throughout the
Venue: Marriott Courtyard
Time 7:30AM-4:00PM
The same evening at 7:00 PM-12 Midnight, CUHRE will also host dinner and entertainment to commemorate/celebrate the 19th Eritrean Independence Day.
………………………………………………………………………………
ሰሚናር ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብስምረት ኤርትራውያን ንመሰል ደቂ ሰባት ንግንቦት 22
ስምረት ኤርትራውያን ንመሰል ደቂ ሰባት ብምክንያት ናይ መበል 19 በዓል ነጻነት ምርኩስ ብምግባር ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ናይ ህዝቢ ሰሚናር ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ክገብር እዩ።
ኩሎም ኣብ’ዚ ሰሚናር መጽና ዕታዊ ጽሑፍ ከቕርቡ ዝደልዩ ውልቐሰባትን፤ ዓበይቲ ዓድን፤ ምሁራትን፤ በርጌሳውያን ማሕበራትን፤ ኣብ ኤዲኪን ካብ ኤዲኪ ወጻኢ ዘለዉ ውድባትን ናብ cuhre.office@gmail.com ክሳብ ዕለት 18 ግንቦት ሰዓት 10 ድሕሪ ቐትሪ ብናይ ፓሲፊክ ኣቖጻጽራ ሰዓት መጽናዕታዊ ጽሑፎም ክሰዱ ንዕድም። ትሕዝቶ ጽሑፍኩም ንምቕራብ ልዕሊ 20 ደቒቕ ዘይወስድ ክከውን ኣለዎ።
ቦታ፡ Marriott Courtyard
ሰዓት፡ 7:30AM-4:00PM
ናይ ምሸት እውን ናይ ድራር ግብጃን ምዝንጋዕን ብምክንያት 19ተ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ከምዘሎ ክንሕብር ንፈቱ። እቲ ምዝንጋዕ ዝካየደሉ ቦታ ግን ክንሕብር ኢና።
ብድሓን ምጹ!