Djibouti, Eritrea in territorial dispute after Qatar peacekeepers leave

Reuters/By Aaron Maasho | ADDIS ABABA Djibouti accused neighboring Eritrea on Friday of occupying disputed territory along their border after Qatar withdrew its peacekeepers. Foreign Minister Mahamoud Ali Youssouf said Djibouti's military were "on alert" and that

Reuters/By Aaron Maasho | ADDIS ABABA

Djibouti accused neighboring Eritrea on Friday of occupying disputed territory along their border after Qatar withdrew its peacekeepers.

Foreign Minister Mahamoud Ali Youssouf said Djibouti’s military were “on alert” and that it had lodged complaints with the United Nations and the African Union.

The United Nations Security Council is due to discuss the situation behind closed doors on Monday, diplomats said.

Moussa Faki Mahamat, chairperson of the African Union Commission, later posted on Twitter: “I told Djibouti’s Ambassador Idris Farah the AUC will send a delegation to Djibouti border to monitor developments, work with all parties.”

Qatar said it was pulling its contingent out on June 14, days after the two East African countries sided with Saudi Arabia and its allies in their standoff with Qatar.

Doha’s foreign ministry did not give a reason for the move but it comes as Doha faces a diplomatic crisis with some of its Arab neighbors. They cut ties a week ago, accusing Qatar of backing Islamist militants and Iran, something Doha strongly denies.

“Qatari peacekeepers withdrew on June 12 and 13. On the same day, there were Eritrean military movements on the mountain,” Ali Youssouf told Reuters.

“They are now in full control of Dumeira Mountain and Dumeira Island. This is in breach of the UN Security Council resolution,” he added, referring to areas that the neighbors dispute.

Authorities in Asmara were not immediately available for comment.

Djibouti, a close Western ally, hosts French and U.S. military bases and is the main route to the sea for Eritrea’s arch foe and Washington’s top regional ally, Ethiopia.

Eritrea has fractious ties with the West, which had previously accused it of backing Somali and other regional insurgents. Asmara denies the charges.

Clashes broke out between the Horn of Africa countries in June 2008 after Djibouti accused Asmara of moving troops across the border, raising fears the spat could engulf the region.

The dispute triggered several days of fighting in which a dozen Djiboutian troops died and dozens were wounded. Eritrea had initially denied making any incursions, accusing Djibouti of launching unprovoked attacks.

The U.N. Security Council requested both sides withdraw, before the neighbors accepted a Qatari request to mediate and deploy peacekeepers.

(Additional reporting by Michelle Nichols at the United Nations; Writing by Aaron Maasho; Editing by James Dalgleish)

 

aseye.assenna@googlemail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • micheal June 21, 2017

    ድህሪ ምፍጣር እስልምና 6-ሸይ ክፍለ ዘመን፣ እዚ ተፃብኦ ሀበሻን አዕራብና ሀይማኖታዊ ባህሪያት ዝሀዘለ’ዩ፡፡ አዕራብ “ዘይአምን ይሰየፍ!” ዝብል መንቀሊ ሂዞም ከምዚ ደኣሽ(ISIS) ንክርስትያን ናይምስያፍ ንዘመናት ዘመቻ አካይዶም፣ ክሳብ 16-ክፍለዘመን ግራኝ መሀመድ፡፡ መብዛህትኡ 85% ህዝበ ምስሪ(ግብጺ) ብሰይፊ ናብ እስልምና ቀይሮምዎ፡፡ ኣብ ክርስትያን አክሱማውያን’ውን(ከበሳን ትግራይን) ተመሳሳሊን ተደጋጋሚን ዘመቻ አካይዶም፡፡ ኣይተክኣሎምን ግን ናይ ንግዲ መራክብ መስመር ቀይህ ባህሪ ኣፄምዎ፡፡ ብኡ ኣቢሉ ናይ ዓለም ንግዲን ርክብን ሕዝበ ሀበሻ ተዳኪሙ፡፡ እታ ምስጢር፤ እታ ናይመጀመርታ ቤተክርስትያን ጽዮን ማርያም አክሱምያ፡ኣብ ውሽጣ ክኣ እቲ ብእግዚአቢሄር ተፃሂፉ ንሙሴ ተዋሂብዎ ዝባሀል ናይ ደቂ አዳምን ሂዋንን መተሀዳዳሪ ሕጊ ወይክኣ “ጽላተ ሙሴ” ስለዛሎ ሕዝቢ ብዝላአለ ተወፋይነት ሀይማኖቱ ተከላኪሉ፡፡ ብእኡ አቢሉ ብከበባ አእራብ ኣብ ሀደ ናይ ታሪክ ምእራፍ ሀበሻ ናስታት 400-ዓመታት ምስ ዓለም ረክብታት አቋሪፁ፡፡ ሂዚ ድአ እንታይ አሎ ቀይህ ባህሪ እንተተአፀወ ብጂቡቲ ብህንዲ ውቅያኖስ ሥራህካ ተንጥፍ፡፡ ብአየር በረራ ሥራህካ ተንጥፍ፡፡እቲ ካሊእ ናይ አክሱማውያን ታሪክ ናይ ምክልካል ውግኣት ታሪክ’ዩ፡፡ ንኩናት ክሳብ ሂዚ ከማና ብቅርበት ዝነበረ ህዝቢ የልቦን፡፡ እንተስ ናይ ሀይማኖት፣ ኮሎኒያል፣ ወይ ሥልጣን ፍህፍህ፡፡ ካብ ኩናት ብልጽግና ስለዘይርከብ እንበር ዝበለፁ ምእቡላት ምኮንና፡፡ ውግእ ምጅማሩ እንበር ምዝዛሙ ከቢድዩ፡፡ ኤርትራውን ሀዊሱ ጥምረት 6-ሀገራት ንሚሊሻ ተዋጋእቲ ሁቲ ካሱኩና ዘይካአለስ እሞ ምስ አባይ ሀገር ኢትዮጵያ? ካብ ኩውንነት ዝራሀቀን ዝተጋነን ሀሳብዩ፡፡ እቲ ኤርትራውያን ነፃ ምንቅስቃስ አነውን ከም ውልቀ ዜጋ እድግፎ፣ ናይ 100-ዓመታት ገበናት ኣምሀራይ ንምብርዓንን ንምምካንን ብዛለኒ እምነት! ይኩንበር ካብ ፖለቲካን ዓለም ለከ ሕጊን ንርኣዮ፡፡ ንኤርትራውያን ነፃ ናይ መንቀሳቀሲን፣ ሥራህን ፍቃድ ሂብካ ንሱማላውያንን፣ ደቡብ ሱዳናውያንን ፈሊካ ምግዳብ ይካአል ድዩ??? ደቂ ከበሳ ቅድሚ 100-ዓመት ተጋሩ እዮም ሂዚውን ጨራ ኣያበቆሉን ንሳቶም’ዮም፡፡ እንኳንዶ ኣብ ኩፉእ ግዘስ ኣብ ጽቡቅ ግዘውን ተቧቃቢቁካ ምንባር ባህሊናን ግቡእን’ዩ፡፡ ይኩንበር ካብ ፖለቲካ አንፃር ንኤርትራዊ ፉሉይ መሰል እንተሂብካ እቶም ናይ ኢትዮጵያ ሶማሊን ናይ ጋንቤላ ንዌር ይክፍኡ ስለምንታይ ናይ ደቡብ ሱዳንን ናይ ሶማልን ስደተኛታት ስለዝብፀህዎም፡፡ እቲ አድልዎ ዘያብሉ ፍታህ ኩሉ ስደተኛ ዝባሀል ነፃ ናይ ምንቅስቃስን ምሥራህን ምሀብ’ዩ፡፡ እዙይ ዘይካል እንተኮይኑ ንዝማሀር ናይ ትምህርቲ እድል ክፉት ምግባር፣ ዝህግዞ ንዛለዎ ሠሪሁ ንክነብር ምፍቃድ ከምዚ ሂዚ ዛለዎ ማለት’ዩ፡፡ አነ ብመሠረቱ ናይ ሕቡራት መንግሥታት ናይ ድህሪ መግዛእቲ ሕጊታት ንኮሎኒያል ሌጋሲ ካቅጽል ዝተሀንፀፀ’ዩ ዝብል እምነት ስለዛሎኒ እዚ ህዝቢ ኣዳናጊሩ ዛናቁት ዛሎ ከፋፋላይ ሕጊ ካብ መሠረቱ ኣይቅበሎን፡፡ ግን አጡቃት ሻዕብያን፣ ወያነን’ውን ምእንተ ሥልጣን ስለዛአወሩን፣ እዚ ጋህዲ ስለዘይሪኡን እንታይ ምግባር ይካአል??? ኮሎኒያል መበገሲኡ ሰብ ሀደ ኣይኮነን’ዩ፡፡ እዙይ ሴጣናዊ መንፈስ’ዩ ኢሉ ትግራዋይ ቀዳማይ ተዋሳኢን መሪሂን ኮይኑ ኣብ አድዋ ቀቢርዎ፡፡ ብድህሪኡ ክኣ ዝተገዘአ ሕዝቢ ከከም ገዛኢኡ ተከፋፊሉ ይንበር ዝብል መሰሪ ሕማም ድሀር ገዲፎምልና አህዋት ዝነበሩ ሕዝቢታት ዛናቁርን ዝከፋፍልን፤ ሂዚውን እዚ ውህሉል ዝኮነ ትግርኛ ተዛራባይ ሕዝቢ ከምታ መግዛእቲ ዝነፀጋ በአህጉር አፍሪቃ መሪህ ተዋሳአይ ኮይኑ ከምቲንፀግ ክሠርህ ነይርዎ፡፡ እዙይ ግድፈትዩ፡፡እዚ ንዛረበሉ ዛሎና “ስደተኛታት!” ናቱ ውጺኢት’ዩ::ናብ ነብስና እንክንሪኢ ናይኤርትራ ኣብ መግዛእቲ ምውዳቅ ተጠያቃይ ገዛእቲ አምሃራም፣ ንሱ ጥራህ ግን አይኮነን፣ ብድህሪኡ ንዝተፈጠረ ናይ ስነልቦና ቀውሲ፣ ኤርትራ ሸይጥካ እንደገና ንምልጋብ ዝተካየደ ጨፍጫፍ፣ አብ ትግራይን ዝወረደ ጨፍጫፍ፣ ኣብ ካሎኦት ቢሄራት ዝወረደ በደል፣ በተደጋጋሚ ሀሪ ዛውረድዎ ብሚልዮናት ዝቁፀሩ ሕልቂት ገና አይተጠየቁሉን፡፡ ሂዚውን ምንም ከምዘይገበሩ ወዛህዛህ ክብሉ ይደልዩ፡፡ ነቲ ዛሀለፈ ገበኖም ንክምልሱ ዘይሀፍሩ ስለምንታይ ስለዘይተጠየቁ!!! እቲ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፀገም ጅምር እንበር መወዳእታ ኣይኮነን፡፡ ኤርትራውያን ናይ መንነት ቅልውላው ቀሪፎም ክነብሩ ክዳለው ይግባእ፡፡ “ኤርትራውያን ኢና ግን ኢትዮጵያ’ውን ትግባእናያ!” ዝብል አራእያ ክልምስ ኣለዎ፡፡ ወይ ብኮንፌዴሬሽን፣ፌዴሬሽን ተጣቢቅካ ሙሉእ መሰልን ዝምድናን ምርካብዩ፤ ወይክኣ ህዱድካ ጠሪርካ ገጽካ ናብ ካሊእ ዓለም ምዛርዩ፡፡እቲ ሂዚ ዘኒሀ ስነ ልቦና ሰብኣይን ደሊክን ጭህምን ፀሊእክን ዝብልዎ መሠረታዊ ፍታህ ያድልዮ፡፡ እንተዘይ ኮይኑ ንሱ ዝወለዶ ጦርነታት ክውላእዩ፡፡ ኢትዮጵያ ብዘይ ኤርትራ ክትነብር ስትራቴጂክ እቅድ እንዳተግበረትያ፡፡ እቲ ኣይ ውፁእ ኣይ እቱው ድልየት ኤርትራውያን ብፍፁም ኢትዮጵያውያን ዘይደልይዎን ዝፀልእዎን ዝቃዎምዎን’ዩ፡፡ ስለዚ ከም ሀገር፣ መፃኢ ወለዶ መራህቲ ኤርትራ፣ ልእሊ ኩሉ፣ እዚ ተኳሳሀይን ሀደገኛን ኣራአእያ መልክእ ዛትህዝ፣ ፍልልይትና ራኣይሉና እንዳበለ ጣጥ ጣጥ ዝብል እንተይኮነ ዝምድናና ራኣይዎ እንደበለ፣ ብማእረ ተከባቢሩ ዝሠርህን, ዝነብርን ናይ ሰናይ ጉርብትና ባህሊ ክተክል አለዎ፡፡ ብኡ ኣቢሉ ጽልኢን ምጥምማትን ይጠፍእ፡፡ ከባቢ ይለምዕ ሕዝቢ ይጥቀም ይምእብል፡፡ ኢዝራኤል ክንዲ ትግራይን ክንዲ ኤርትራን ማይን ናይ ተፈጥሮ ሀፍቲን አይተአደለትን፣ ይኩንበር ካብ ህርሻ ሰደድ እትርከቦ በቢዓመቱ ቢልዮናት’ዩ፡፡ ሀዱሽ ወለዶ ሳይንስን ቴክኖለጂን ክናእጥቆ ድኣበር ፓስታን ሥልጣነን እንዳዛመድካ ኣብ ዝመረተ ድሁር መስፍናዊ አታሀሳስባ ሸሚምና ክናንብሮ ኣገብ’ዩ፡፡

POST A COMMENT