Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ደገፍ መልእኽትና ንሲምፓዝዮም EYGM US – ብ EYGM UK

ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ሲፖዝም

ብመጀመርታ ነዚ ሲመፖዝዮም ክዉን ንምግባር ግዚኦም ሰዊኦም ኣብዚ ዘብቁዑዎ ኣባላት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዲሲ፣ ህያው ኣብነት ናይቲ እዚ ማሕበር ከማዕብሎ ዝምነን ዝብህጎን ኢኹም ኢልና ስለንኣምን የውሃናና ክንገልጽ ከለና ብኣኹም ክሳብ ክንደይ ሕቡናት ምኻንና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ.

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT