Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ አትላንታ ተዛዚሙ።

ብኣቦ መንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋዳላይ ተወልደ ገብረስላሴን ኣባል ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ሽማግለን ተጋዳላይ ኑር መሓመድ እድሪስ ዘካይድዎ ዘለው ናይ ሰሜን ኣመሪካ ዑደት ብምቅጻል ጥቅምቲ 18 ኣብ ከተማ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኬባ ኣካይዶም።ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ትኹረት ዝተዋህቦም ናይ ምይይጥ ነጥብታት (ዛዕባታት) ብሓጺሩ ከምዚ ዝስዕቡ ነበሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT