Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዕጫ (ሎቶሪ) ንኽትወድቕ ተዳልያ ዘላ ላፕቶፕ ከይትሓልፈኩም ተቐዳደሙላ

ብአብ ስቱትጋርድን ከባቢኡን እንርከብ ተቃወምቲ ዉድባትን ሲቪክ ሶሳይትን ጉዱሳት ዘጋታትን ዝቀረበት ላብቶብ ኣብ ምሉእ ጀርመን ብምትሕብባር ግዱሳት ኤርትራዉያን ናይ ዕጫ ቲኬት ንኽሽየጥ ተዘርጊሑ አሎ። ከምዝፍለጥ ኣብ ኣስማሪኖ ዶት ኣርግ እትርከብ ድምጺ መሰልና ደሊና ረድዮ ካብ ዝሓለፈ መስከረም 2008 ብሰተላይት ኣቢላ ናብ ኤርትራ እትዝርጋሕ ወረ፣ ብሰንኪ ናይ ገንዘብ ሕጽረት ጠጠዉ ስለ ዝበለት፡ ገለ ሓገዝ እንተተረኻበ ብዝብል ምኽንያት’ዩ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT