Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ።

እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ  ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT